Author

farajat

3,028 stories published

Articles

ቃልሲ ካብ ምልክነት ናብ ደሞክራስን ኤርትራዊ ፖሊቲካዊ ሰነ-ኣእምሮን

ኣብ መንጎ እቶም ተቃለስቲ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ወይ ድማ ቃልሲ ካብ ምልክነት ናብ ደሞክርስያዊ ስርዓት ንምትካል ዝጓነፎ ውሽጣውን ግዳማውን ተጻብኦታት፣ ከምቲ ፕሮፈሶር ሃንቲንግቶን ኣብቲ ብዙሕ መጽናዕትታቱ ኣብ ሳልሳይ ማዕበል ኣብ ዝብል ጽሑፉ ከም ዝገልጾ፣ኩሉ እቲ ዝሓለፈ ማዕበላት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብዙሕ ሓጐጽጐጽን ዕንቅፋታትን ስለዝገጠሞ ገሊኡ ዝተዓወተ ገሊኡ ድማ ኣብ መንጎ ከይተዓወተ ዝፈሸለ ኣሎ ይብል ንኣብነት ኣብቲ ሳልሳይ ማዕበል ብ 1974 ኣብ ሃገረ ፖርቱጋል ኣንጻር ምልክነት ቀጺሉ ድማ ኣብ ሃገራት ደቡብ ኤውሮፓ ከም ንኣብነት፣ ስፓንየን ድሓር ድማ ኣብ ሃገራት ላቲን ኣመሪካ ካብ 1970ክሳብ 1980 ዝተኻየደ ቃልሲ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ከም ሳልሳይ ማዕበል ክጽዋዕ ብዙሓት ተመራመርቲ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ይሰማምዑሉ።

By farajatPublished
News

ዜናታት ካብ ኤርትራ

  ክልተ ዓበይቲ መካይን ሰራዊት ተቓጺለን።   ስርዓት ህግደፍ ብውሽጣዊ ቅልውላው ይሳቐ ምህላዉ እሙናት ምንጭታትና ሓቢሮም። ኣብ ውሽጢ ዝተፈላለዩ ክፍልታት ሰራዊት፣ ብቐጻሊ ዝርአ ዘሎ …

By farajatPublished

Search the site

Back to top