ERITREANS FACE ABUSES AT HOME AND TRAGEDIES IN EXILE
Bi-Monthly English Organ of the Eritrean People’s Demo cratic Party – EPDP …… Read More
Bi-Monthly English Organ of the Eritrean People’s Demo cratic Party – EPDP …… Read More
እቲ ኣብ ነፍስ ወከፍ ወርሒ ዝካየድ ፖለቲካዊ ሰሚናር ሮተርዳም፡ ሕጂ’ውን ብዕለት 11 ሚያዝያ 2015 ኣብ ቦታ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ከተማ ሮተርዳም፡ ዕዉት ፖለቲካዊ ሰሚናር ኣካይዱ። ኣብ ሰሚናር’ዚ መራሕትን ኣባላት ፖለቲካዊ ውድባትን በርጌሳዊ ማሕበራትን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ሜድያ ዝነጥፉን ካልኦት ሃገራውያን ባእታታትን ብሓፈሻ፡ ብርከት ዝበሉ መንእሰያት ድማ ብፍላይ ተሳቲፎሞ። ኣብ ትሕቲ “ፖለቲካዊ ተረድኦና ዲዩ ወይ ምብዛሕ […]
መሪሕነት ሰደህኤ (EPDP) ኣብ ዓለምለኻዊ ገስጋሲ ምሕዝነት ( Progressive Alliance) ዝግበር መጋባኣያ ንምስታፍ ኣብ ሆላንድ ክመጽእ ስለዝኾነ፡ ኣስዒቡ እውን ንህልው ኩነታት ሃገርና ምስ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ተራኺቡ ክመያየጥ ኣኼባ ክካየድ ምዃኑ ንሕብር። በዚ ኣጋጣሚ እዚ ከኣ ኩሉ ብሃገሩ ንዝግደስ ኤርትራዊ ዜጋ ኣብዚ ኣኼባ እዚ ንኽትሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም፡፡ ኣኼባ ዝግበረሉ፡- ዕለት፡ ሰንበት 24-05-2015 (24 […]
1.ንሕና ኤርትራውያን ከም ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ ሃገርና ከቢርና ንኽንነብር፡ፍትሒ ዘምጽእ ሓያል ሓሳብ ኣበጊስና፡ብጥርናፈ ኣብ ቅኑዕን ጽኑዕን ተግባር ከይንበጽሕ፡ደላዪ ድሌትና መሲሉ ዝሓልከና ስዉር ሽርሒ ከም ዘሎ። መንግስቱ ሃይለማርያም ፣ጓና ህዝቢ ኤርትራ ስለዝኾነ ጥራይ፡ፍቕሪ መሬትን ባሕርን ኤርትራ እምበር፡ፍቕሪ ህዝቢ ኤርትራ ኣይነበሮን። ስለዘይነበሮ ድማ ”ኤርትራ መሬታ እምበር ህዝባ ኣየድልየንን ኢዩ” ኢሉ።እዛ ናይ መንግስቱ ቃል ድማ ልዕሊ ብቓል […]
ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ሓደ ካብ’ቶም ፍሉጣት መጋበሪያታቱ ዝኾነ ባእታ ብዕለት 29 ሚያዝያ ካብ ሓላፍነቱ ከም ዝጸልጸሎ ካብ ኣስመራ ዝመጻና ዜና ኣረጋጊጹ። ሰበ ስልጣን ህ.ግ.ደ.ፍ ቅድሚ ምጽልጻሉ ብሓደ መዓልቲ ንዳይረክተር ኮባንያ ቀይሕ ባሕሪ ዝኾነ መብራህቱ ማይል (ብወዲ ማይል ዝፍለጥ) ብሰንኪ’ቲ ህዝቢ ዓው ኢሉ ክዛረበሉ ዝጸንሐ ገደብ ዘይብሉ ብልሽውና፡ ተሪር መጠንቀቕታ ሂበሞ ከም ዝነበሩ ተፈሊጡ። ወዲ ማይል ሓላፊ […]
March 26, 2015 Brief description of Afar people in Eritrea The Eritrean Afar are an ancient indigenous people. The Afar are long-established first nation inhabitants of the region called the Horn of Africa. The south-eastern region along the coastline of the Red Sea of Eritrea is the Afar’s traditional homeland, known as Dankalia. The Afar […]
LIBYA AND SOUTH AFRICA April 27, 2015 Dear Eritrean brothers and sisters, The Eritrean-Canadian community Association of Ottawa is planning to hold a candlelight vigil to remember Eritrean, Ethiopian and other victims of the latest boat accidents in the Mediterranean Sea and those who were murdered by Libyan terrorists and also those of our brothers […]
ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብዕለት 19/04/2015 ካብ ሊብያ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ዝጓዓዝሉ ዝነበሩ ግዜ ኣብ ባሕሪ ሜዲትራንያን ናይ መርከብ ምጥሓል ሓደጋ ኣጋጢሙ ከባቢ 350 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብምህላቖም ዝተስምዑ መሪር ሓዘን ይግለጽ። ጠንቂ ስደት ኤርትራውያን ቁጠባዊ ስእነት ዘይኮነስ፡ ብቅንዱ ምንጪ ናይ’ዚ ስደትን ሓደጋታቱን፡ ኣዕናዊ ፖለሲታት ገባቲ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ምዃኑ በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ክረጋግጽ ይፍቱ። ካብ’ዚ ብምብጋስ […]
ኣስመራ፡ ድሕሪ’ቲ ኣዚዩ ዘሕዝንን ዘጕሂን መቕዝፈቲ ዜጋታትና ኣብ ማእከላይ ባሕርን ሊብያን፡ ድሮ ቤተ ሰቦም ክርድኡ ጀሚሮም ምህልዎም ሎሚ ዕለት 24/04/2015 ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። ድሕሪ’ዚ መርድእ’ዚ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ሃገር ዝርከብ ህዝብና ኣብ ዓሚቝ ሓዘን ጥሒሉ ምህላዉን፣ ቃንዝኡን መረርኡን ዓው ኢሉ ክገልጽ ከም ዝጀመረን ተፈሊጡ። እቲ ዜና ከም ዝሓበሮ፡ ስድራ ቤት ናይ ገለ ካብ’ቶም […]
ንሕና ግሃድኤ ጨንፈር ጀርመን ብመሰረት ዝተገበረልና መጸዋዕታ ምስታ ነዚ ዕማም ንምስላጥ ክትዋፈር ዝጸነሐት ብገለ ነባራት ኣባላት ማሕበር መንእሰይ ዝቕመት ሽማግሌ ብኣዎንታዊ መንፈስ ክምእንዋሳእ ኣብቲ ፈላሚ ርኽክብና ኣረጋጊጽና። ትጽቢትናውን ዝነበረ እዛ ሽማግሌ ነዚ ተረኽቦ ካብ ኣጀማምርኡ ክሳብ መደምደምትኡ ብኣ ተማእኪሉ ኩሉም ኣብ ምምስራት ማሕበር መንእሳይ ጸላዊ ተራ ዝነበሮም ባእታታት ክሳተፍዎን ሓቐኛ ታሪኽን ኣበርክቶን ኣብ ቃልሲ ደንበ […]