The Fundamentals of a Constitution By Fesseha Nair ኣብዚ ግዜዚ ካብቶም ጠለባት ናይዚ እዋና ኡ ሕዝባዊ ምልዕዓል ወይ ድማ ይኣክል፣ ቅዋምና ይተርጐም ብዝብል ቅዋም ወይ በቲ ፍሉጥ ዓለምለኸ ኣገላልጻ ኣነ እውን ብወገነይ ካብቲ ዘንበብክዎ መጽናዕትታት ብዛዕባ ሕገ ሕንጻ ሃገር ወይ እቲ ብኤርትራውያን ቅዋም ተባሂሉ ዝጽዋዕ ክገልጽ ክፍትን ኢየ፡፤ ሕገ ሕንጻ ሃገር ወይ ድማ በዚ […]
May 23 2019 | Posted in
Articles |
Read More »
ህዝቢ ኤርትራ፡ ‘ይኣክል’ ዝብል ረዚንን እዋናውን ሃገራዊ ጭርሖ ተሓንጊጡ፡ ንጨካን ገባቲ ስርዓተ ምሕደራ ኢሳያስን ደገፍቱን ንሓንሳእን ንሓዋሩን ክኣሊ፡ ናብ ውዑይ ናይ ቃልሲ ማዕበል ኣትዩ ይርከብ። እዚ ምንቅስቓስ’ዚ፡ እኩብ ድምር ናይ’ቲ ን27 ዓመታት፡ ብሓደ ዕሉል ውልቀ መላኺ ዝምራሕ ገባቲ ጉጅለ፡ ብዘይ ሃገራዊ ቅዋም ክግዛእ፣ ብዘይ ሕግን ፍርድን ክእሰር፡ ኣብ ጋህስታት ክማስን፡ ንሓዋሩ ክሓቅቕ፣ መንእሰያት ደቁ እናተመንጠለ […]
May 23 2019 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣብ ህልዊ ዓለማውን ከባብያውን ሃገራውን ኩነታት ብመንጽር ኣብ ሃገርናን ደሞክራስያዊ ተጋድሎናን፡ ዝተፈላለዩ ናይ ደገ ሓይልታት ዘዕርፍዎ ጽልዋን ዘለዎ ግንዛበ ብዝምልከት፣ ሃገርና ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘላቶ ጂኦ- ፖለቲካዊ ኣቃማምጣ ክንርኢ እንከለና፡ ኣብ ነዊሕ መስመር ገማግም ቀይሐ ባሕርን፡ ሃብታም ናይ ነዳዲ ከባቢታትን፡ ናብ ህንዳዊ ውቅያኖስን ስወዝ ካናልን ዘሰጋግር ወሽመጥ /ኣፍደገ/ ባብኤልማንደብን ዝተደኮነት ሃገር ከም ምዃና መጠን፡ […]
May 23 2019 | Posted in
Articles |
Read More »
እዚ “ብያኣክል” ዝብል ህዝባዊ ምልዕዓል መታን ክዕወት ዓሚቁን ሰፊሕን መጽናዕቲ ዝሓትት ስለዝኾነ መራሕቱ ኣብ ዘዘለውዎ ሃገር ምስተን ዓለምለኸ ትካላት ክተሓባበሩን ትምህርታዊ ዝኾነ ፍልጠት ንክቀስሙ ክጓየዩ ኣለዎም።እቲ ቅድሚ ሕጂ ሒዝናዮ ዝጸንሓና ልምዲ ናይ ወጋሕ ትበል ለይቲ ተሪፋ ፣ትምህርታዊ ዓውደ መጽናዕትታት፣ ኮርሳት ኢዩ እቲ ንኣፍልጦኻ ዘዕቢ፣ፍልጠት ድማ ንክትምዕብል ይሕግዘካ። ዘመን ከበሮ ተሪፋ ዘመን ምንባብን ምምርማርን ይኹን፡፤ Eritrean […]
May 23 2019 | Posted in
Articles |
Read More »
ብፍስሓ ናይር ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት እቲ ብ 2011 ብደንበ ተቃወምቲ ሃገራውያን ኤርትራውያን ዝቆመ ጽላል ብሰም ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ ዝፍለጥ ካልኣይ ጉባኤኡ ኣብ ሃገረ ስዊደን ኣካዪዱ፡፤ እዚ ካልኣይ ጉባኤ ድሕሪ ክንደይ ዘተን ልዝብን ኢዩ ክኸውን ክኢሉ።ብዛዕባ ዚ ጉባኤን ሓዳስ ዝተመርጸት መርሒነቱን ከምቲ ኣብ ማዕከናት ዜና ዘንበብናዮን ዝሰማዕናዮን ኣብ ሓቂ ዘይተመርኰሰ ክዝረብን ክጻሓፍን ቀንዩ፣ ብዙሓት […]
May 9 2019 | Posted in
Articles |
Read More »
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ድሕሪ ናይ ነዊሕ ዓመታት ደውታ፣ ነቲ ዘጋጠሞ ቅልውላው ሰጊሩ፣ ኣብ መንጎ ኣካላቱ ዝኾኑ ሓይልታት ብዝነበረ ዘይምኽኑይ ምስሕሓባትን ካልእ ወድዓዊ ምኽንያታትን ዝተፈጥረ ቅልውላው ኣሊዩ፣ ኣብ ገዛእ ዓቕሙ ተመርኲሱ፣ ኣብ ትሕቲ “ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ፣ ነጻነትናን ልዑላውነትና ንምዕቃብን፣ ሓድነት ህዝብና ንምዕዛዝን፣ ህልውን መጻእን ዕድልና ባዕልና ንምቊጽጻርን” ዝብል ጭርሖ፣ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤኡ ካብ ሚያዝያ […]
May 1 2019 | Posted in
News |
Read More »
By Fesseha Nair “Let us all act to resolve our internal problems by dialogue” “Let us make Eritrea the place to share and care” Stop accusing and blaming each other but come together and evaluate the past and come to invent new ideas promoting innovations. We failed to build institutions of both legislative and executive […]
May 1 2019 | Posted in
Articles |
Read More »
ብፍስሃ ናይር ናጽነትን ሉዑላውነትን ሕዝቢ ኤርትራ ብረፈረንዱም ምስ ተረጋገጸ፣ ኤርትራ ብዓለምለኸ ከምሉዑላዊት ሃገር ምስተፈልጠት፣ድሕሪኡ ዝሰዓበ እቲ ክኽወን ዘነበሮ መእዋጅ መረታዊ ዶብን፣ ኣቋቁማ ሃገረ ኤርትራን፣ ኣቋቁማ መንግስታዊ ቅርጻን፣ ሕዝባውን ግላውን ትካላት፣ በብመዳዩ ማለት ፖሊቲካውን ፣ምጣነሃብታውን ፣ማሕበራውን ንባህርያዊ ክብረታት ዚጋታት ኤርትራ ማዕረን፣ፍትሕን፣ ሰላምን ኣብ ኤርትራ ኣብ ግምት ዘእተው ኣጀማምራ ኣይነበረን፣ ብኣንጻሩ መን ዘምጻልካ ናጽነት ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ […]
Apr 30 2019 | Posted in
Articles |
Read More »
The agreement is driven by concerns. The threat to internal peace is real. If the central stage is to save Ethiopia from disintegration as a falling empire, equally the menace of Somali-like failed state is also hovering over Eritrea by reason of prolonged tyrannical rule. The dictatorial rule in Eritrea has created the worst human […]
Apr 19 2019 | Posted in
Articles |
Read More »
Woldeyesus Ammar The growing popular call of ‘’ ይኣክል! كفى! — Enough is Enough ‘’ to the cruelties of the Asmara regime by waves of Eritreans at home and abroad is a real threat – probably the final blow – to Isaias Afeworki’s several decades old dictatorship. And when the threat is real, Isaias Afeworki […]
Apr 10 2019 | Posted in
Articles |
Read More »