እቲ ካብ ዓርቢ ዕለት 1 ነሓሰ 2014 ክሳብ ናብ ሰንበት ዘውግሕ ዕለት 3 ነሓሰ 2014 ኣብ ትሕቲ ቴማ፣ ”ከተማ ስቶክሆልም ናይ ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ፈስቲቫላት ምእንጋድ ጠጠው ክተብል ኣለዋ” ን ”ንዓ/ንዒ ንዛተ” ዝተሰነየ ናይ ክልተ መዓልቲ ሰላማዊ ሰልፊ ደለይቲ ፍትሒ ኣብናይ ሓጺር ግዜ ምድላዋት ብኩሉ መዔቀኒታት ብዓወት ተዛዘመ። ሰላማዊ ሰልፈኛታት፡ ሓቦን ንሒን ሞራልን ኣስኒቆምን ሰኒቆምን […]
Aug 6 2014 | Posted in
News |
Read More »
ሰዓረ’ዶምበልክሞ ጎደበ ጎደበ ምበልክዎ ሓንጎሉ ዝሰበበ ብጥልመትን ሽርሕን ዝዘቕበበ ቀትሪ ክሎ ጸሓይና ዘዕረበ፡ እወ ምበልክዎ ጎደበ ሕሰምን መከራን ዘዝነበ
Aug 3 2014 | Posted in
Poetry |
Read More »
ብፍስሓ ናይር ዳያሎግ ዝብል ቃል ካብ ቋንቋ ላቲን ካብ ”ዳያሎጎስ” ዝብል ቃል ዝመጽኤ ፣ ትርጉሙ ሓሳባትካ ምፍሳስ ወይ ምግላጽ ማለት ኢዩ፣ ምዝውታር ዳያሎግ ንሓቀኛ ትርጉምን ዓሚቅ ኣረዳድኣን ናይ ሓደ ነገር ክንፈልጥ የኽእለና፣ ንኣብነት ጉዳይ ሃገራዊ ሓድነት፣ኣብ መቆምያታት ማዕርነትን፣ ፍትሕን፣ሓድሕድ እምነትን፣ ምኽብባርን፣ዝተመርኰሰ ኮይኑ ኣብ ናይ ጽባሕ ኤርትራ ምዕሩግ ኣከፋፍላ ስልጣንን ፍትሓዊ ምዕዳል ሃገራዊ ምንጭታት […]
Aug 3 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
By EPDP Information Office By providing additional information about Eritrea Festival 2014 which is to be held in Frankfurt between 8 to 10 August, the Preparatory Committee listed the honour guests from officials of the host country, Germany, as well as from the political organizations and the civil society who will be part in the […]
Jul 31 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
ፈስቲቫል ፍራንክፈርት 2014ን ክሳብ ሕጂ በጺሕዎ ዘሎ ምድላዋትን ፈስቲቫላት ፍትሒ ይብዛሕን ይዓምብብን ፈስቲቫል ፍራንክፈርት፡ ፍትሒ ንምንጋስ ኣንጻር ምልስኪ ኣብ እነካይዶ ዘለና ቃልሲ፡ ኣድማዒ ናይ ቃልሲ ዓውዲ ንምግባሩ እነካይዶ ዘለና ቃልስታት ኣሳልጦ እናረኸበ ኢዩ። ኵሎም ዝዓደምናዮም ተቓለስቲ፡ ብዘይካ’ቶም ብርዱእ ምኽንያት ክሳተፍዎ ዘይከኣሉ፡ መብዛሕትኦም ክሳተፉ ምዃኖም ኣረጋጊጾምልና ኢዮም። ኵላትና ከምእንርድኦ፡ እዚ ናይ ኵሎም ደለዪቲ ፍትሒ ፈስቲቫል’ዚ፡ ሰረታት […]
Jul 31 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
ብፍረወይኒ ሃብተማርያም (@Gual Wehaletat) በርሊን/ጀርመን 27.07.2014 „መርገጽ ድኣ ይሃበኒ እንበር፡ ውሕልነትሲ ካብ ጥቁዋት ኣዴታተይ ይመሃሮ“ ዕላል ኣደን ሓታቲት ጓላን፡ ብዛዕባ ፖለቲካ ብቋንቋ ሓረስቶት፡ ጓል፡ ምምማይ ማለት እንታይ ማለት እዩ? ኣደ፡ ምምማይ ዝበሃል ቃል ካብ እኽሊ ምእራይ ዝመጸ እዩ፡፡ ጓል ኣንስተይቲ ንኽትመሚ ዝሰፈየቶ ሰፍኢ የድልያ፡ሰፍኢ እኽሊ ትመምየሉን ትኣርየሉ ስፈ እዩ። ሰበይቲ ነቲ […]
Jul 30 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት ብድሕሪ ናይ ሓደ ወርሒ ዝተባርኸ ናይ ረመዳን ጾም ምፍታሕ ዝበዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣል ሙባረክ ብሓፈሻ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ብፍላይ ድማ ንኣመንቲ ምስልምና ርሑስ በዓል ክኾነልኩም ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ፡፡
Jul 28 2014 | Posted in
News |
Read More »
1. ኣብ ከባቢና ንዓመታት ዝቐጸለ ፈስቲቫላት እናተሰናደአ ካልእ ፈስቲፋል ምድኳን ንምንታይ ኣድለየ? 2. ንፈስቲቫል ኤርትራ ኣብ ስካንዲናቭያን እናተቓወምካን ኣንጻሩ ሰላምዊ ሰልፍታት እናኣዳሎኻስ ከምይ ጌርካ ብዛዕባ ፈስቲቫል ምስንዳእ ትጉስጉስ? 3. እዚ ፈስቲቫል እዚ ናይ ተቃወምቲ ድዩ? መን ከ የካይዶ? ዝብሉ ሕቶታት ክዘንቡና ቀንዮም ኣሎዉ። ካብ መጀመርታኡ እቲ ሓሳብ ከመይን ኣበይን ብከመይን ነቒሉ ክነብርህ እምበኣር ንቡር እዩ።
Jul 27 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ምስልምና ድማ ብፍላይ እንቋዕ ንባዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብጽሓኩም ይብል። ባዓል ዒድ ኣልፈጥር ንህዝቢ ኤርትራ ባዓል ሰላምን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ።
Jul 27 2014 | Posted in
News |
Read More »
ሓጺር ድሕረ ባይታ ፕረዚዳንት ኢሳያስ ኣብ ሚያዝያ 2012 ህዝቢ ብጃምላ ናይ ምዕጣቕ በይናዊ መደብ ኣውጺኡ፡፡ በይናዊ መደብ ማለት እንተወሓደ እቲ ካብነ ሚኒስተራት፡ ኣማሓደርቲ ዞባታት፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሰራዊት፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ህግደፍን ጸጥታን እቲ ሃገር ዝበሃሉ ኣካላት ዘይዘተይሉን ይኹን ዶ ኣይኹን ርእይቶኦም ዘየንበርሉን ከም ልማዱ ፕረዚዳንት በይኑ ዝወሰኖ መደብ ምንባሩ ንምብራህ ኢዩ፡፡ ኣተግበርቲ እዚ መደብ ካብዞም ላዕሊ […]
Jul 26 2014 | Posted in
Articles |
Read More »