ዝኸበርኩም ኣባላት ኣመራርሓ ግንባርና ኤግደለ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ምዑታት ተጋደልቲ ኤግደለ ብቐዳምነት፡ ንኩሉ ጸገማትን ናይ ክሊማ ዘይምቹእነትን ተጻዊርኩም፡ ግንባራዊ ናይ ታዕሊም መደብ ኣብ ምዕዋት ብትግሃትን ተጻዋርነትን ኣብ ምፍጻም ንዝበጻሕኩም ብጾት ተጋደልቲ ግንባርና፡ ብስም ኣመራርሓ ግንባር ኤግደለ ዝዓዘዘ ምስጋና ከቕርበልኩም እፈቱ፡፡ ብምቕጻል እውን፡ ኣብዚ ናይ ታዕሊም መደብ እዚ፡ ብወተሃደራዊ ትምህርትን ፖለቲካዊ ምንቕቓሕን፡ ተመኩሮ ዝዓደለኩም ፍልጠት ንብጾትኩም ከተካፍሉን፡ […]
Jan 6 2013 | Posted in
News |
Read More »
General Invitation Confronting & Exposing the Eritrean Regime Fund-Raising Activities
Jan 6 2013 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ማእከላይ ባይቶ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ተስፋታት ሓድሽ ዓመት 2013 ኣብ ድሮ መስመሪ ጉባኤ ሓሙሽተ ፖሎቲካዊ ውድባትን ተሞርኲሱ ካብ 25 ክሳብ 31 ታሕሳስ 2012 ካልኣይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሰላሲሉ። ኣብዚ ኣኼባ’ዚ ኩነታት ኣህጉራውን ዞባውን ገምጋም ኣካይዱን ንውድዕነት ኤርትራ ብዝምልከት ከኣ ዓሚቕ ትኽረት ሂቡ ብድሕሪ ምዝታይ፡ ሓሰም ህዝብናን እቲ ስርዓት ሕድሕድ ብምምንጫቱን ኩነታት ኤርትራ ካብቲ ዝሓለፈ […]
Jan 5 2013 | Posted in
News |
Read More »
By Fesseha Nair Cyber-space article writers in Tigirnya language have been campaigning against the EDA/ Eritrean Democratic Alliance since the convening of National Dialogue held in Akaki in suburbs of Addis – Ababa in 2010 and later at the Awasa/ Hawasha Congress in 2011. All the initiatives for these dialogues and conferences were taken by […]
Jan 4 2013 | Posted in
Articles |
Read More »
PRESS RELEASE The first Red Sea Afar Diaspora Conference under the theme, ‘Towards Political, Social & Economic Emancipation of the Red Sea Afar People’, held from 29th to 30th December 2012 in Uppsala, Sweden …. Read more
ደምዳሚ መግለጺ 6ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ብሄራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓርነት ሳሆ ኤርትራ ብደግሓሳኤ፡፡ Read more >>>
Jan 3 2013 | Posted in
News |
Read More »
ብምኽንያት ሓዲሽ ዓመት፡ ማሕበር ግበረ-ሰናይ ከቢረ ንረዲኤትን ልምዓትን ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዝርከቡ ኤርትራውያን ዓመተ-ሰናይን፡ ራህዋን ይግበረልኩም ይብል። ዓመተ-ምህረት 2012፡ መቐጸልታ ናይ ስቅያትን ምረትን ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ድማ ኤርትራዊ መንእሰይ፡ ካብዚ ገባቲ ስርዓት ንምህዳም ንጃምላዊ ስደትን ኣደዳ ምድረ-በዳ ሲናይን ኮይኑ፡ ኣካላቱ ብህይወቱ እንዳ ሰምዔ እንዳ ራኣየ ብበድዊን ተዘሚቱ ኣብ ዕደጋ […]
Jan 2 2013 | Posted in
Notices |
Read More »
ንዕለት 05/01/2013 ቀዳም ሰዓት 9፡00 ናይ ምሸት ናይ በርሊን(Berlin) ኣቖጻጽራ መሪሕ ተጋዳላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ኩውንነት ቓልሲ ኤርትራን ኣፈታትሕኡን ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ፖሎቲካዊ መግለጽን ክትዕን ኽቐርብ ምኻኑ ንሕብር።
Jan 2 2013 | Posted in
Notices |
Read More »
ብቐዳምነት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ብፍላይ ድማ ንኣመንቲ ክርስትና ሃይማኖት ንተቓለስትን ደለይቲ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ እንቓዕ ንብርሃነ ልደትን ንሓድሽ ዓመተ 2013 ዓ/ም ብሰላም ኣብጻሓኩም ዮሃና ኣንዳበልና ፡ ትሰናበት ዘላ ዓመተ 2012 ህዝብና ኣብ ትሕቲ እዚ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ዘሕልፎ ዘሎ መሪር ሂወት ብፍላይ መናእሰይ ኤርትራ ንዝረኽብዎ ዘለዉ ዓይኒ የብለይ ስኒ የብለይ ናይ ስደት ሓሳረ መከራን ዚያዳ […]
Jan 2 2013 | Posted in
News |
Read More »
ካብ ቤ/ጽ ሚ/ሪ ምክልኻል ባለነኪ 28 ታሕሳስ 2012 (ፍሉይ ሓበሬታ!) እዛ “ይቕሬታ” ዘርእስታ ብኣግኡ ክትዝርጋሕ ዝሰዳ ዘለኹ ብዘይምኽንያት ኣይኮነን፡፡ “ይቕሬታ” ብካልኦት ኣህዛብ ልምድቲ ግን ከኣ ረዛን ቃል’ያ፡፡ ብወገን መንግስቲ’ዚ ሃገር ብፍላይ ከለኣ’ሞ ብፕረዚዳንት ቅድምን ድሕርን ናጽነት ብጌጋ’ውን እዛ ቃል ክትመልቆ ሰሚዐዮ ኣይፈልጥን፡፡ ሎሚ ሚሸት ግን ብጌጋ ዘይኮነ ብግህዶ ሕመረት መደርኡ ኮይና ክትስማዕ ልዑል ትጽቢት ተነቢርሉ’ሎ፡፡ […]
Dec 29 2012 | Posted in
Articles |
Read More »