ብስም “ባህላዊ ፈስቲቫል”ን ካልእ ኣስማትን ኣብ ኤርትራ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ካብ ኣብ ደገ ዘለው ኤርትራውያን ዘይሕጋዊ 2% ቀረጽ ካብ ኣታዊታቶም እናኽፈለን ዝተሓላለኸ መርበብ ምስግጋር ሰባት እናካየደን ገንዘብ ይእክብ:: ከምኡ እንዳገበረ ከኣ ዕምሪ ስልጣኑ የናውሕን ስቓይ ህዝብ የጋድድን:: ነብስ ወከፍ ሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ ከኣ እዚ ስቓይ ህዝቢ ተረዲኡ ኣንጻሩ ደው ክብል ሞራላዊ ግዴታ ኣለዎ:: መቐጸልታ’ቲ ንዓመታት […]
Jan 11 2013 | Posted in
Notices |
Read More »
ህዝቢ ኤርትራ አብ ዝሓለፈ እዋን ምፍንጫል ጉጅለታት ካብ ውድባት ምምስራት ሓዲሽ ውድባት ዝሕብሩ ሓያል አዋጃት ስሚዑን አንቢቡን እዩ። እዚ አምር‘ዚ ኽአ ንህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንደንበ ተቓውሞ ድማ ብፍላይ አብ ኤርትራ ንዲኽታቶርያዊ ስርዓት ንምውዳቕ ይኹን ብሰላምን ፍትሕን ማዕርነትን ከም ደቂ ሃገር ብሓባር ናይ ምንባር ተኽእሎ ክህልወና ዝኽእል መንፍስ ጥርጣረ ከሕድረሉ ጀሚሩ። ነፍሲ ምትእምማን ህዝቢ ኤርትራን ተቃውሞ […]
Jan 10 2013 | Posted in
Press release |
Read More »
መምሕር አቶ ዑመር ጃብር አብ ፓልቶክ ናይ ዴምበ መንእሴ ብዘዕባ ሀገራዊ ሓድነት ሕዝቢ ኤሬትራ ክዛራርብ ሰለዝኾነ ክቡራት ተዐዘብት ንዕለት ፩፪ ሰምበት ሰዓት( ፱ )ቲሽዓተ በቤርሊን አቓጻጸራ ኺቲከታተሉ ንሕብረኩም
Jan 10 2013 | Posted in
Notices |
Read More »
Under the guise of so-called cultural festival and other illicit activities such as imposing illegal 2% income tax on Diaspora Eritreans and involving in a network of human trafficking, the Eritrean regime collects money. This fund strengthens the dictatorial regime oppressing the Eritrean people and prolongs its grip on power. Every free-minded person who feels […]
Jan 10 2013 | Posted in
Notices |
Read More »
አረትራዊ ፎሩም ንዘተን ለውጥን፡ ኣብ (ፓልቶክ) ሮም( Eritrean Forum for Change – Voice Room) አቶ ፍስሃ ናይር፡ ድራስን ትዋሳኣይን ከማኡ ውን፡ ኣባል ፍጻሚት ሽማግለ(ፈደራልዊ ደሞክራስያዊ ምንቕስቃስ አረትራ ኣብ (ፓልቶክ) ፍርም መአንቲ ለውጢ፡ ብዛፅባ፡ናይቲ ውድቡ ራአያ ይኹን ካልእ አርትራ ተንከፍ ፡ጉዳያት መደረ፡ ንሚሃብ ዓዲምናዮ ፡ስለዝለና፡ ክቡራት ተዐዘብት ንዕለት ፩፪ ጥሪ 2013 ሰምበት ሰዓት( ፱ )ቲሽዓተ በቤርሊን […]
Jan 10 2013 | Posted in
Notices |
Read More »
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ጨንፈር ስዊስ ንቀዳም ዕለት 12/01/20123 ብብጻይ ዑቕባዝጊ ድቡስ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ግ.ሃ.ድ.ኤ ዝምራሕ ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኩሎም ኤርትራውያንን ብኤርትራ ዝግደሱን ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ክሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣኼባና ብዛዕባ ህልዊ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ምዕባሌታት ብሓፈሻ፡ ውጽኢት 2ይን ሓድነታውን ጉባኤ ውድብና ድማ ብፍላይ፡ ብሰፊሕ ክዝቲ ምዃኑ ንሕብር። ኣኼባ ዝካየድሉ […]
Jan 9 2013 | Posted in
Notices |
Read More »
መስምሪ ጉባኤ ሓሙሽተ ፖለቲካዊ ውድባት “ምልክነት ወጊድና ደሞክራሲያዊት ኤርትራ ከነረጋግጽ ኢና!!” ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭረሖ ቀዳም ዕለት 05 ጥሪ 2013 ብወግዒ ተጀሚሩ:: እዞም ሓሙሽተ ፖለቲካዊ ውድባት ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ዝነጥፉን ዝተፈላለየ ፖለቲካዊ ፕሮግራምን ዝነበሮም እኳ እንተነበሩ ብዝተናወሔ ዝተታት ኣብ ናይ ስምረት ጉባኤ ክኣትዉ ክኣሉ። ኣብ’ዚ ጉባኤ’ዚ ዝተኻፈሉ ውድባት፡- 1- ሃገራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲያዊት ኤርትራ 2- ኤርትራዊ […]
Jan 9 2013 | Posted in
News |
Read More »
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ – ጨንፈር ቶሮንቶ
Jan 8 2013 | Posted in
News |
Read More »
ዝኸበርኩም መሪሕነትን መሰረታትን ሓሙሽተ ፖሎቲካዊ ውድባት: > ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስያዊ ለውጢ > ሃገራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስያዊት ኤርትራ > ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ሓባራዊ መሪሕነት > ሰልፊ ሃገራዊ ስኒት ኤርትራ > ምንቅስቓስ ንደሞክራስያዊ ሓርነት መጻኢት ኤርትራ ዝኸበርኩም ኣባላት ኣሳናዳኢ ሽማግለ መስመሪ ጉባኤ ዝኸበርኩም ተወከልቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዝኸበርኩም ተወከልቲ ፖሎቲካዊ ውድባት ኤርትራ ዝኸበርኩም ተሳተፍቲ መስመሪ […]
Jan 7 2013 | Posted in
News |
Read More »
ወተሃደራዊ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ግንባር ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኤግደለ፡ ካብ ጽባሕ ዕዉት ግንባራዊ ጉባኤ ዝጀመሮ ኣስታት 45 መዓልታት ዝወሰደ ወተሃደራውን ፖለቲካውን ስልጠና ዝተኸታተሉ ተጋደልቲ ሎሚ ብ 05 ጥሪ 2013 ላዕሎዎት መራሕትን ተጋደልትን ግንባር ኣብ ዝትረኽበሉ ኣጋጣሚ ብክብ ዝበለ ስነ ስርዓት ኣመሪቑ፡፡ ኣብቲ ኣጋጣሚ ዋና ጸሓፊ ግንባር ተጋዳላይ ሰዓድ ከማል ሰዓድ ኣብ ዝመሓላለፉ መልእኽቲ፡ “ብምኽንያት ድኽመት ደምበ-ተቓውሞ […]
Jan 7 2013 | Posted in
News |
Read More »