Author Archive
Stories written by admin

The Eritrean Islamic Party for justice and Development Final statement of the 5th General Conference

In the Name of Allah, the Beneficent, the Merciful The Eritrean Islamic Party for justice and Development Final statement of the 5th General Conference To our struggling Eritrean people Amid agitated national struggling spirit driven by aspirations of our beloved homeland and nation to achieving freedom, democracy, peace and liberty from the odious dictatorship, the […]

ኣገዳሲ ሃገራዊ ዜና

ኣብ ከተማ ኣስመራ፡ ካብ ትማሊ ለይቲ ጀሚሩ፡ ኣንጻር ውልቀ-መላኺ ኢስያስ ዝዓለመ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ዊዒሉ ከም ዘሎ ተፈሊጡ፡፡ እቲ ብኸበባ ቤት ጽሕፈት ሚኒስትሪ ዜና ዝጀመረ፡ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ፡ ስዒቡ ናብ መዕረፊ ነፈርትን ቤት ጽሕፈትን ፕረዝደንትን ሃገራዊ ባንኪ ኤርትራን ከም ዝለሓመን፡ ከም ውጽኢቱ ድማ ኣገልግሎት ኢንተርኔትን ተለፎንን ክሳብ ሕጂ እኳ እንተዘይተቛረጸ ፈነወ ተለቭዥንን ሬድዮን ኤርትራ ከም ዝተቛረጸን፡ ኣብ […]

. . . ብወገነይ ወለደይ. . .ንዝቀተለ ተጋዳላይ ምስ ሓለፈ ይቅረ ደአምበር ስዉአ ንክብሎ የጽግመኒ፡፡

ይኣምን! ንሃገሩ/ንሃገራ ንህዝቡ/ንህዝባ ንናጽነቱ/ንናጽነታ ንክጋደል/ንኽትጋደል ናብ ሰውራ ኤሪትራ ዝተጸንበረ/ዝተጸንበረት: ብዘየገድስ ሕሉፍ ውልቃዊ ታሪኹ/ታሪኻ ፡ ብዘየገድስ ንኽንደይ እዋን ተጋዲሉ/ተጋዲላ፤ ተጋዳሊ/ተጋዳሊት ይበሃል/ትብሃል እቲ ፉሉይ ማዕረጋዊ መጸውዒኡ/ መጸውዒአ፡፡ ስለዝኾነ ድማ አብ ዝኾነ እዋን አብ ዝኾነ ቦታ ፉሉይ ክብረት ይግብኦ/ይግብኣ፡፡ እቲ ዘይተርፍ ሞት ምስ መጸ ድማ ጀግና፡ ስዉእ/ስውእቲ፡ ንህዝቡ/ንህዝባ ንሃገሩ/ንሃገራ በጃ ሓሊፉ/ሓሊፋ እንዳተባህለ ንውሉድ ወለዶ ብጽቡቕ ክዝከር/ክትዝከር ይነብር/ትነብር፡፡ እቲ […]

TV Eri Adal interview

TV Eri Adal interview Abdulkarim Mustafa, Aisha Gaas amd Nagash Osman

Human Rights Watch alleges Canadian mining company used forced labour at mine in African ‘pariah state’

Report raises serious concern about the current and future state of mining inside Eritrea Read more

ካብ ቤ/ጽ ሚ/ሪ ምክልኻል ባለነኪ

ዜሮ ሰዓት ፕረዚዳንት ኣብ ዋዜማ ሓድሽ ዓመት ይቕሬታ ክሓትት ዝተጸበዩ ሓደ ሓደ የዋሃት ነይሮም። ብርግጽ ሓደን ኣዝዩ ኣገዳሲን ይቕሬታ ከሕትት ዝግበኦ ጉዳይ አሚኑ’ኳ እንተኾነ እቲ ንህዝቢ ኣሕሲሩ ዝነብር ትዕቢተኛ ነታ ንሕልፈቱ ዘይፈትዋ ይቕሬታ ትብል ቃል ግን ኣየውጸኣን፡፡ ሃገር ኣብ 21 ዓመት ካብ ትሕቲ ባዶ ናብ ባዶ ከምዝበረኸት ብኣንደበት ኢሳያይስ ክግለጽ ምስማዕ ንገዛእ ርእሱ ታሪኻዊ ኣጋጣሚ […]

ጸብጻብ ሰላማዊ ሰልፊ ደለይቲ ለውጢ ኣንጻር ፌስቲቫል ህግደፍ ኣብ ኣውስትራሊያ

ጸብጻብ ሰላማዊ ሰልፊ ደለይቲ ለውጢ ኣንጻር ፌስቲቫል ህግደፍ ኣብ ኣውስትራሊያ ዓርቢ 11 ጥሪ 2013 ————————————————– source:sallina.com

ኣወሃሃዲ ሽማግለ ሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ሓይልታት ኤርትራዊ (CC/ENDF) ንወከልቲ ዞባ ኤውሮጳ ኣኼባ ኣካይዱ

ኣባላት ኣወሃሃዲ ሽማግለ ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ሓይልታት ኤርትራ (CC/ENDF) ብዕለት 13 ጥሪ 2013: ብዘመናዊ መራኸቢ ኣቢሎም ንወከልቲ ኣባላት ኣብ ዞና ኤውሮጳ: ሰለስተ ሰዓታት ዝወሰደ ኣኼባ ኣካይዶም። እቶም ኣብ ኣኼባ እተኻፈሉ 21 ወከልቲ ካብ 7 ሃገራት ኤውሮጳ: ማለት ካብ ዓባይ ብሪጣንያ፣ ኖርወይ፣ ሽወዴን፣ ጀርመን ሆላንድ፣ ፈረንሳ፣ ስዊዘርላንድ እተወከሉ ነበሩ። ነቲ ኣኼባ ዝመርሑ ኣሕዋት ዓብዱራሕማን ሰይድን: ወልደሱስ ዓማርን: […]

አብ ደንበ ተቃውሞ እውን ዲሞክራስያዊ አገባባት ክንክተልን ከነተግብርን ይግብአና!!

ቅድሚ ክልተ አዋርሕ ሃገራዊ ባይቶ ዓመታዊ አኼብኡ አብ አዲስ አበባ ምስልሳሉ ዝዝከር እዩ፡፡ እቲ ዝዓበየ ናይ መዛረቢ አርእስቲ ኮይኑ ንልዕሊ 4 መዓልትታ ዝወሰደ አብ አጀንዳ ዘይነበረ “ዓዋተ” መን እዩ ዝብል እዩ ኔሩ፡፡ ከም ውጽኢቱ ድማ ድሕሪ ናይ አርባዕተ ምዕልቲ ስሓቦን ጉሶሶን ባይቶ ንወኪል ናይ ውድብ ኩናማ ስጋዕ ዝመጽእ ጉባኤ ንኽድስል ውሳኔ አሕሊፉ፡፡ ሕጅውን ደቂ ሰባት […]

Saleh Gadi Johar In Australia – Lecture part 1 & 2

Saleh Gadi Johar In Australia – Lecture part 1   Saleh Gadi Johar In Australia – Lecture part 2

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net