Author Archive
Stories written by admin

ጋዜጣዊ መግለጺ

23/01/2013 ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን ኤርትራዊ ፎርም ንዘተን ልዝብን፡ መስርሕ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ሃገርና ንምቅልጣፍን ጨቋንን ገባትን ስርዓት ኤርትራ ኣውዲቅካ፡ ሃገራውን ዲሞክራስያውን ለውጢ ኣብ ኤርትራ ንምርግጋጽን ቀዳማይ ቦታ ክሕዝ ይግባእ ዝብል እምነቶም፡ ዑቱብ ስራሓት ብምክያድ ኩሉ ዓቕምታት ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ኣገደስቲ ሃገራውያን ባእታታትን፣ ኣብ ሓደ ባይታ ብምስማርን፡ ንሃገራውን ዲሞክራስያውን ሓይልታት ለውጢ ናይ ምጥርናፍ […]

Eritrean Youth movements around the world endorse and support the Forto Movement on 21st January 2013

Eritrean Youth groups call upon all Eritreans to endorse this brave incident through mass protests and similar resistance activities, which will be launched starting Sunday 27 April 2013 for the purpose of promoting democracy and respect for human rights, the release of prisoners and to safeguard the safety and security of Eritrea. The 21st of […]

Eritrean Demonstration in Berlin 29.01.2013

The Leadership of the Eritrean National Council for Democratic Change is calling upon all Eritrean Communities in all continents – all political Organizations, Civic Societies, Human Right Organizations, youth and women associations, faith communities, Eritrean media, Eritrean social networks – and also the international community to actively and effectively participate in the Berlin Demonstration, In […]

ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ በርሊን 29.01.2013

መሪሕነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ንኣብ ኩለን ክፍለ ዓለማት ዝርከቡ ኤርትራውያን – ፖለቲካውያን ውድባት፡ በርጌሳውያን ማሕበራት፡ ተጠባበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፡ ማሕበር መንእሰያትን ደቂ ኣንስትዮን፡ ናይ እምነት ማሕበራትን፡ መዓክን ዜናታትን፡ ናይ ኤርትራውያን ምትእስሳራትን ብሓበራ – ኮምኡ ውን ንሕብረተሰባት ዓለም፡ ብኣድማዒ ንጥፈት፡ ኣብዚ ኣብ በርሊን ተመዲቡ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ንኽሳተፉ ጻውዒትና ነቕርብ። እዚ ተባዕ ተበግሶ ሓፍትና ገርግሹ […]

ናይ ደገፍ መግለጺ ሃዲሓኤ/ENDF ንምንቅስቓስ 21 ጥሪ

ብ21 ጥሪ 2013: ውሑዳት ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ: ነቲ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ጽሕፈታት ምኒስትሪ ዜና ብምሓዝ: ጠለባቶም ከም ዘቕረቡ ተገሊጹ። ናይ ፓለቲካ እሱራት ምፍታሕን ንቕዋም 1997 ምትግባርን ከም ጠለባቶም ከም ዝኾነ እውን ተፈሊጡ። ውጽኢቱ ብዘየገድስ: ነዚ ብሰላማውን ዲሞክራሲያዊን መንገዲ ቐሪቡ ዘሎ ጠለባት ንሕና: ኣባላት ሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ሓይልታት ኤርትራ (ሃዲሓኤ/ENDF) ብትሪ ንድግፎ፤ ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ […]

ENDF Statement in Support of 21 January Movement

On Monday, 21 January 2013, a group of Eritrean soldiers occupied the Ministry of Information’s main building in the Eritrean capital of Asmara. According to different sources, the group demanded the implementation of the 1997 constitution and the release of political prisoners. Irrespective of the final outcome of this movement, we in the Eritrean National […]

Inside Story – When mutiny came to Eritrea

Published on Jan 23, 2013 Was the latest challenge to President Isaias Afawerki’s rule just a taste of things to come? Inside Story with presenter Shiulie Ghosh discusses with Abdurrahman Elsayyid, from the Eritrean National Democratic Forces – a pro-democracy network committed to the advocacy and promotion of human rights; Jason Mosley – an associate […]

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባኣብ ከተማ ስቶክሆልም – ሽወደን

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ጨንፈር ሽወደን ንቀዳም ዕለት 26/01/2013 ብብጻይ መሓመድ ስዒድ መፍለስ ኣቦ መንበር ማእከላይ ባይቶ ግ.ሃ.ድ.ኤ ዝምራሕ ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኩሎም ኤርትራውያንን ብኤርትራ ዝግደሱን ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ክሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣኼባና ብዛዕባ ውጽኢት 2ይን ሓድነታውን ጉባኤ ግ.ሃ.ድ.ኤን ህልዊ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ምዕባሌታትን  ብሰፊሕ ክዝትቲ ምዃኑ ንሕብር።     ቦታ፡  Kista Träff […]

መግለጺ ኢዲቶሪያል ቦርድ ወጋሕታ ሳሊና

23 ጥሪ 2013 መግለጺ ኢዲቶሪያል ቦርድ ወጋሕታ ሳሊና ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ሃገርና ኣራሚ ምንቅስቓስ ብዝብል ዝተወደበ ናይ ሰራዊትና ምንቅስቓስ ዝጠለቦም ሕቶታት ቅኑዕን እዋና’ውን ምዃኑ ንኣምን –   ህዝቢ ኤርትራ ብመሪር መስዋእትነት ደቁ ዝረኸቦ ናጽነት ሲዒቡ ዝመጸ ውልቀ ምልካዊ መንግስቲ ኢሳይያስ እምበር ቅዋማዊ መንግስቲ ኣይነበረን። ብምዃኑ’ውን ንልዕሊ ክልተ ዓሰርተታት ዓመት ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ሰራዊትናን ኩሉ ዓይነት ግፍዕታትን […]

ቅልውላው ስርዓት ኣስመራ ብዝምልከት ሓጺር መግለጺ

ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤሃባደለ ሰሙናት ዝወሰደ ናይ ላዕለዎት ሓለፍቲ ህግደፍ ዘይምጥዕዓም ካብ ዕለት 19 ጥሪ ጀሚሩ እቲ ቅልውላው ናብ ዝለዓለ ጥርዙ በጺሑ ምህላዉ ንከታተሎ ዘለና ሓቂ እዩ። ብመሰረቱ እዚ ትማሊ ዝጀመረ ቅልውላው ዘይኮነስ ዕምሪ ስርዓት ህግደፍ ከም ጥሙር ሓይሊ ኣዝዩ እናኣንቆልቆለ ናይ ምኻዱ ጎሊሑ ዝተራእየሉ ኩነታት እዩ። ብዝኾነ ግን ህዝቢ ዘይተሓወሶን ማእከሉ ረብሓ ህዝቢ ማእከል […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net