ኣካላት ስርዓት ህግደፍ ሕድሕዶም ብክሲታት ንግዲ ሰብ ይመናጨቱ ኣሎዉ፦
ኣካላት ስርዓት ህግደፍ ሕድሕዶም ብክሲታት ንግዲ ሰብ ይመናጨቱ ኣሎዉ፦ read more
ኣካላት ስርዓት ህግደፍ ሕድሕዶም ብክሲታት ንግዲ ሰብ ይመናጨቱ ኣሎዉ፦ read more
ብዑመር ጃብር ዑመር ምምጻእ ሓድሽ ዓመት ንሓደ ወዲ ሰብ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት እንታይ ከም ዝፈጸመ ንምምዛን ጠጠው ዝብለሉ እዋን ኮይኑ … ዘሳለጦን ዘይኣሳለጦን ይርኢ።ሓደ ነጋዳይ ድማ ሕሳባቱ ገማጥሉ መኽሰቡን ክሳራኡን ይመዝን።ብተመሳሳሊ ኣገባባት ዓበይቲ ትካላትን መንግስታትን ፖለቲካዊ ምንቅስቃሳትን ከይተረፋ ንጉዕዞታተንን መርገጻተንን ይቆጻጸራን ይመዝናን ። ክልተ ዓይነት ምምዛን ኣሎ፡- ቀዳማይ – ብባዓል ቤታዊ ይኹን ወድዓዊ ምኽንያታት ጉዕዞኻ […]
ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ካብ 26 ሕዳር ክሳብ 04 ታሕሳስ 2012 ቅልጡፍ ኣህጉራውን ዞባውን ምቕይያራት ኣብ ዘንጸባርቐሉ፡ ንምስግጋር ደሞክራስያዊ ለውጥታት ዘተባብዕ፡ ምፍርራስ ጨቆንቲ ስርዓታትን ውዲታቶምን፡ ብኣንጻሩ ምህናጽ ፍትሕን ሕግን ማዕርነትን ዝነግሳ ሃገር ኣብ ዝገሃደሉ ዘሎ ህሞት’ዩ ተሰላሲሉ። እዚ ምዕባሌታት’ዚ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኤርትራ ብውጽኢት’ቲ ንበይኑ ፖሎቲካዊ ስልጣን ብሒቱ ዝተኸተሎ ኣዕናዊ […]
መቐጸልታ’ቲ ንዓመታት ክግበር ዝጸነሐ ልሙድ ተቓውም ኤርትራውያን ኣብ ኣውስትራልያ ከተማ መልበርን ሕጂ’ውን ከምቀደሙ ክቕጽል ምዃኑ ኣናረጋገጽና፡ ብስም “ፈስቲቫል” ንዝግበር ጓይላን ዳንኬራን ንምግጣም ኣብ ዝግበር ንምድላው መደብ ባርቢኪው ንክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። ኣብ ጎኒ ውጹዕ ህዝብኹም ደው ከምዝበልኩም ብተሳትፈኹም ምትሕብባርኩምን ክረጋገጽ እዩ። ዕለት፡ ሰምበት 23/12/2012 ግዜ፡ ሰዓት 1፡00 ድ፡ቀ ኣድራሻ፡ ፉትስክረይ ፓርክ ኣዳላዊት ኮሚተ ሰለማዊ […]
In line with the tradition of the Eritrean Community in Melbourne, you are cordially invited to participate in BBQ as part of the planning and preparation to confront the Eritrean regime sponsored so-called annual cultural festival. Your attendance confirms your support to and solidarity with the oppressed people in Eritrea. Date Sunday 23 December 2012 […]
Sponsored by Eritrean Australians for Justice & Peace, Ustaz Saleh “Gadi” Johar, the ardent and fearless human rights campaigner is visiting Australia during December 2012 to February 2013. Saleh is a renowned Eritrean political activist fighting a tyrannical regime that has been ruling Eritrea with an iron fist for over two decades. His visit to […]
እቲ ብተደጋጋሚ ተደራረብቲ ውርደት፤ ፍሽለትን ስዕረትን አብ ከተማታት ማንቸስተር፤ ሊድስ፤ በርሚንግሃምን ከጓንፎ ዝጸንሐ ዕሱብ ወኪል ስርዓት ውልቀ-መላኺ ኢሳይያስ ህግደፍ፤ ከም መቐጸልታ ናይ ምድንጋር ዕማሙን ተልእኹኡን አዳህሊሉ አብ ከተማ ሸፊልድ ከካይዶ ዝሓሰበ አጀንዳ አልቦ አኼባ ምስ ገለ ዉሑዳት መጋበርያኡ ሓያል ተቓውሞ አጋጢምዎ፡ ፡ እቲ ዕሱብ፤ ወዲ ገራህቱ ዘይከም አመሉ ነቲ አኼባ ብምጥንቃቕ ብመራኸቢ ብዙሃን አቐዲሙ አይቃለሖን […]
December 09, 2012 Members of the Eritrean opposition groups in the Bay Area met with Congresswoman Barbara Lee’s Congressional Aide Ms. Lauren Riggs in the Congresswoman’s office in Oakland, California on December 7, 2012. The team was composed of Bay Area members of the Eritrean people’s Democratic Party (EPDP), Eritrean National Congress for Democratic Change […]
December 09, 2012 ኤርትራውያን ተቓወምቲ አብ በይ-ኤርያ፡ ኦክላንድ ካሊፎርንያ፡ ምስ ናይ ሕቡራት መንግስታት አሜሪካ፡ ወኪል አባል-ኮንግረስ ባርባራ ሊ(Congresswoman Barbara Lee) ሎረን ሪግስ ( Ms. Lauren Riggs) ብዕለት December 7, 2012 አብ ቤት ጻሕፈት ኮንግረስ-ውማን ባርባራ ሊ፡ አብ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ርክብ ጌርና። አባል ኮንግረስ ባርባራ ሊ አብ ካሊፎርንያ ናይ 9ይ ዲስትሪክት ወኪል እያ። አብቲ አኼባ አባላት […]
Eri Adal : Elsa Chyrum& Mohamed Umam