መርድእ
ሓዉና ኣዩብ ህዳድ ከራር ብዝሓደሮ ሓጺር ሕማም ብሶሉስ 04.12.2012 ካብዛ ዓለም በሞት ተፈልዩና ኣሎ፡ ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ንዓርቢ ዕለት 07.12.2012 ሰዓት 9.00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ
ሓዉና ኣዩብ ህዳድ ከራር ብዝሓደሮ ሓጺር ሕማም ብሶሉስ 04.12.2012 ካብዛ ዓለም በሞት ተፈልዩና ኣሎ፡ ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ንዓርቢ ዕለት 07.12.2012 ሰዓት 9.00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ
ካብ ሚ/ሪ ምክልኻል ባለነኪ 8ይ ክፋል Dec 1st 2012 ኣብ ሞንጎ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ’ዛ ሃገር ዓቢ ምትፍናን ተፈጢሩ ክርቢት ክትሽርጠጥ ተቐሪባ ኣላ፡፡ ሎሚ ዶ ጽባሕ መዓስ ኮን ትሽርጠጥ ትጽቢት ብዙሓት ኮይኑ ኣሎ፡፡ ሕሉፍ ሓሊፉ ላዕለዎት ሓለፍቲ ከይተረፉ “..ተዋስኦ ከመይ ሓዲራ?” ተበሃሂሎም ንጉሆ ቅድሚ ስራሕ ክተሓታተቱ ይስምዑ ኣለው፡፡ ከምዚ ዝኣመሰለ ምትፍናን ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣብ 2001 […]
ነቲ ንሰንበት ዕለት 09/12/2012 ሰዓት 1፣30 ድ.ቀ. ኣምባሳደር ስርዓት ውልቀ-መላኺ ህግደፍ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ከካይዶ ሓሲቡ ዘሎ ኣኼባ ምስ ገለ ወይጠታቱ ኣብ ከተማ ሸፊልድ ንምቅዋም: ተቐማጦ ከተማ ሸፊልድ ምስ ኤርትራውያን መንእሰያት ካብ መላእ ዓባይ ብሪጣንያ፣ ተቓወምቲ ፖለቲካውያን ውድባት ኤርትራን ሲቪካውያን ማሕበራትን ብምትሕብባር፣ ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣዳሊዮም ኣለዉ። ስለ’ዚ ኩሉኹም ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓባይ ብሪጣንያ ነዚ ኣብ […]
ብምኽንያት ሓደ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ(ደምሓኩኤ) ዝወጸ መግለጺ ኣንቢበ። …..
ዯቂ ብሔር ኩናማ ኤርትራ ምስ ካልኦት ኣህዋቶም ብሔራት ንሃገራዊ ናጽነት ኤርትራ ብ1961 ብጀግና ስውእ ኣቡና ተጋድሊይ ሃምድ እድሪስ ኣዋተ…
Killed By Adolay Kornelios Osman and Tewelde Minase Read more…
ኣምባሳደር ህግደፍ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ተ/ሚኪኤል ገራህቱ (ወዲ ገራህቱ) ኣብ ከተማ ማንቸስተር ን ሰንበት 25/11/2012 ክገብሮ ዝወጠኖ ኣኼባ ብ ብሓድነት ኤርትራውያን መንእሰያት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዓባይ ማንቸስተርን ከባቢኣን ፈሺሉ። እቲ ሰዓት 2 ድ ቐ ክጅምር ዝተወጠነ ኣኼባ ህግደፍ ወዲ ገራህቱ ነቲ ክመጽእ ዝኽእል ጸገማት ብምግማት ስለ ዝፈረሀ ሰዓት 1 ድ ቐ ኣቢሉ እዩ ኣጸሚዩ ናብቲ ኣዳራሽ […]
In PIA fan club members’, mistakenly referred to as higdefawiyans, anxiety to show the “open relationship” between PIA and the Eritrean people in a town hall meeting in mid-October 2012 in Zoba Debub, we are given the opportunity to learn if PIA has any concrete growth and investment plans forEritrea. This is a major […]
2012-11-25 ኣኼባ ሃገራዊ ባይቶ ህጹጻት ጉዳያት ኣለውዎ ንሳቶም ድማ እዞም ዝስዕቡ እዮም፥ ባይቶ ኤርትራ ንደሞራስያዊ ልወጢ ብባይቶታ ሰንዓ ፎሩም ሕጋዊ ተፈላጥነት ክህልውዎ ምስ ባይቶታት ዓለም ስለ ክፋለጥ ማእከላይ መደበር ባይቶ ኣብ ውጻኢ ክኸውን መደበር ፈጻሚት ሽማግለ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸውን ንነጋዶ ህዋሳት ኤርትራውያን ብኹሉ ኣገባብ ዝቃለስ ትካል ምቕዋም ሰራዊት ባይቶ ብባይቶ እምበር ብሰራዊት ዘለወን ውድባት […]
ህጹጽን ኣገዳስን ምሕጽንታ ንኣባላት ሃገራዊ ባይቶን፡መላእ ሓርበኛዊ ተቓላሳይ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራን ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን ዝርከብ! ህዝቢ ኤርትራ ንድሕነት ህዝቡን መሬት ሃገሩን ክብል፣ ብዘየወላውል መርገጽ መጀመርያ ፖለቲካዊ ቃልሱ ብጊዜ አርብዓታት ድሕሪ ነዊሕ ምርብራብ፣ ንኣርዑት ባዕዳውያን ገዛእትን ወረርትን ብፖለቲካ ጥራሕ ክስዓሩ ከምዘይክእሉ ምስ አረጋገጸ፣ ብረታዊ ቃልሱ ሸጥ አቢሉ ብጅግና እድሪስ ሓምድ ዓዋተ ዝምራሕ ሓይሊ ብባሕቲ መስከረም […]