Author Archive
Stories written by admin

ሓጺር መግለጺ ብዛዕባ መጻኢ ኣኼባ ሃገራዊ ባይቶ

2012-11-25 ኣኼባ ሃገራዊ ባይቶ ህጹጻት ጉዳያት ኣለውዎ ንሳቶም ድማ እዞም ዝስዕቡ እዮም፥ ባይቶ ኤርትራ ንደሞራስያዊ ልወጢ ብባይቶታ ሰንዓ ፎሩም ሕጋዊ ተፈላጥነት ክህልውዎ ምስ ባይቶታት ዓለም ስለ ክፋለጥ ማእከላይ መደበር ባይቶ ኣብ ውጻኢ ክኸውን መደበር ፈጻሚት ሽማግለ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸውን ንነጋዶ ህዋሳት ኤርትራውያን ብኹሉ ኣገባብ ዝቃለስ ትካል ምቕዋም ሰራዊት ባይቶ ብባይቶ እምበር ብሰራዊት ዘለወን ውድባት […]

“ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል፡ ዕርፊ አጽንዕ”

ህጹጽን ኣገዳስን ምሕጽንታ ንኣባላት ሃገራዊ ባይቶን፡መላእ ሓርበኛዊ ተቓላሳይ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራን ኣብ ውሽጥን  ኣብ ወጻእን ዝርከብ! ህዝቢ ኤርትራ ንድሕነት ህዝቡን መሬት ሃገሩን ክብል፣ ብዘየወላውል መርገጽ መጀመርያ ፖለቲካዊ ቃልሱ ብጊዜ አርብዓታት ድሕሪ ነዊሕ ምርብራብ፣ ንኣርዑት ባዕዳውያን ገዛእትን ወረርትን ብፖለቲካ ጥራሕ ክስዓሩ ከምዘይክእሉ ምስ አረጋገጸ፣ ብረታዊ ቃልሱ ሸጥ አቢሉ ብጅግና እድሪስ ሓምድ ዓዋተ ዝምራሕ ሓይሊ ብባሕቲ መስከረም […]

ኣዋጅ

ሎሚ ዲኽታቶራዊ ስርዓት ኤርትራ ብኹሉ ሸነኻቱ ንኽትገልጾ ዘስኻሕኽሕ ግፍዕታት ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ሃገርናን  ዘውርደሉ ዘሎ እዋን እዩ። ከምኡ‘ውን ካብ ብዙሕ ሸነኻት ዘይንጹር ሽርሕታትን ውዲታትን ኣብ ልዕሊ ልዕላውነት ሃገርናን ድልየት ህዝብናን ዝካየደሉ ዘሎ እዋን ኮይኑ ነቲ ነጻ ዝኾነ ሃገራውነትና ኣብ ዘስገአሉ ዘሎ ኩነታት‘ዚ፡ ኩሉ ኣብ ግምት ብምእታው ካብ ዝተፈላለያ ውድባት ፡  ሲቪኽ ማሕበረት ፡ ንጡፋት ውልቐ […]

ኣወዳድባ መንግስቲ ኣብ ሃገረ ኤርትራ

Formation of state in Eritrea/ Tigrinya   ካብ ጽሑፋት ስትራትጅካዊ መጽናዕትታት ፈደራላዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቃስ ኤርትራ   ታሪኻዊ ኣቋቁማን መነባብሮን ሕዝብታት ኤርትራ ቅርጻ መንግስቲ ሃገረ ኤርትራ ከመይ ይኩን እንታይ ዓይነት  ሃገራዊ ቅዋም ኢዩ ንብዙሓዊት ኤርትራ ብሰላም ከናብራ ዝኸእል/ ኣሃዱኣዊ ወይስ ፈደራላዊ- ንመራመር   ብፍስሓ ናይር  

ደምዳሚ መግለጺ 2ይ ስሩዕ ዞባዊ ጉባኤ ደ.ግ.ሓ.ኤ ኣመሪካ።

ዞባዊ ጉባኤ ደሞክራሲያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ኣብ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ዓመታዊ ጉባኤኡ ንሰለስተ መዓልታት ዝኣክል ድሕሪ ምክያዱ ብዕለት 17 ሕዳር 2012 ብዓወት ተሰላሲሉ። እዚ ጉባኤ’ዚ ዝተኻየደሉ ህልው ኵነታት፡ ህግደፍ ብሰንኪ ጸረ ሰላምን ደሞክራስን ዝዀነ ናይ ውሽጥን ናይ ደገን ፖለቲካዊ ቅዋማቱ፡ ዝርከበሉ ዘሎ ምጣነ ሃብታውን ሕብረተ ሰባውን ጻዕረሞት፡ ንህዝቢ ኤርትራ፡ ንሰማዒኡ ኣብ ዘስደምም ናይ መነባብሮን ሃለዋትን […]

መጸዋዕታ ንኹልኹም ኤርትራውያን ተቐማጦ ስቶክሆልምን ከባቢኣን

ሎሚ ኣብ ልዕሊ ሃገርናን ህዝብናን ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን ጭቆናን ብቓላት ዝግለጽ ኣይኮነን ናይዚ ኩሉ ጠንቅን እንኮ ተሓታትን ድማ ጉጅለ ህግደፍ ኢዩ። እነካይዶ ዘሎና ቃልሲ ድማ ወዓል ሕደር ዘየድልዮ ኣዚዩ ህጹጽ ኩሉ መዳያዊ ቃልሲ ተጠቂምካ ነዚ መንሽሮ ህዝቢ ኮይኑ ዘሎ ስርዓት ሓንሳብን ንሓዋሩን ብምልጋስ ንህዝብና ራህዋን ቅሳነትን ከም ዘስተማቅር ምግባር ኢዩ። እዚ ክውን ንምግባር ድማ ኩሉ […]

ERi Adal tv : An Interview With Activist Kedija Taha

ERi Adal tv : An Interview With Activist Kedija Taha

First Red Sea Afar diaspora confrence

Towards Political, Social and Economic emancipation  of the Red Sea Afar people read more >>>    

ዋዕላ ቁጠባዊ ወፍሪ 17 ታሕሳስ ዳግም ክፈሽል’ዩ

ሕዳር 2012 ብሓደ ግዱስን ምሁርን ዜጋ ካብ ውሽጢ   ኩቡራትን ኩቡራንን ኣንበብትን ሰማዕትን! ነሓሰ 27- 28/2012 “ቀዳማይ ቁጠባዊ ዋዕላ” ኣብ ኣስመራ ፓላስ  ተጋቢኡ፡፡ “2ይ ቁጠባዊ ዋዕላ” ክቕጽል ምዃኑ ብዝተነግረና መሰረት ከኣ ን17- 18 ታሕሳስ 2012 ከምዝጋባእ ይጋዋሕ ኣሎ፡፡ ካልኣዩ ካብ ቀዳማዩ ዝፍለየሉ እንታይ ክህሉ ኢሉ፡፡ እንተኾነ ግን ከም ዜጋ መጠን ሓድሓደ ኣቐዲመ ክብሎ ዝደለኹ ንምብህሃል እዩ፡፡ […]

State Fromation in Eritrea

By Fesseha Nair Some Readings from EFDMS Strategic studeis on state formation- Eritrea is the last independent state recognized by the international community as soverign state nominally but not practically.State organizations will be the main conflict issue after the post dictatorial period. I will hereby stick to the issue of state formation in Eritrea because […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net