Author Archive
Stories written by admin

ደምዳሚ መግለጺ 1ይ ሰሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ሽማግለ ኤርትራዊ ግንባር ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤግደለ)

1ይ ሰሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ሽማግለ ኤግደለ፡ ካብ 8-9 ሕዳር 2012 ኣብ ዘሎ እዋናት፡ ብዓወት ተሰላሲሉ፡፡ ማእከላይ ሽማግለ ኤግደለ፡ መስራቲ ግንባራዊ ጉባኤ ምደፍኤን ብደግሓሳኤን ብዓወት ክዛዘም ምኽኣሉ፡ ንህዝብናን ደለይቲ ለውጢ ተቓለስቲ ወገናትናን ብሓፈሻ፡ ነቲ ዓንዲ ማእከል ሰውራና ዝኾነ ሓድሽ ወለዶ መንእሰይ ኤርትራ ድማ ብፍላይ ዘለዎ ትርጉም ቀሊል ከምዘይኮነ ብምምዛን፡ ማእከላይ ሽማግለ ኤግደለ፡ ከቢድ ናይ ቃልሲ ሓላፍነት […]

ደምዳሚ መግለጺ መስራቲ ግንባራዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር (ኤግደለ)

መስራቲ ግንባራዊ ጉባኤ ምደፍኤን ብደግሓሳኤን፡ ካብ 3-5 ሕዳር 2012 ኣብ ዘሎ እዋን ብዓወት ተሰላሲሉ፡፡ መሓዙት ውድባት ምደፍኤን ብደግሓሳኤን ብመሰረት ተመሳሳሊ ፖለቲካዊ ፕሮግራሞም ናይ ሓባር ደሞክራስያዊ ግንባር ንምምስራት ብዝገበርዎ ስምምዓት መሰረት፡ ኣቐዲሞም ኣርኣእያታቶም ንምስፋሕን ንምዕሟቕን፡ ህሉው ኩነታት ንምግምጋምን ኣቐዲሞም ካብ ዕለት 1-3 ሕዳር 2012 ንሰፊሕ መሰርታትን ተጋደልትን ክልቲኡ ውድባት ዘሳተፈ ዕዉት ግንባራዊ ሰሚናር ምክያዶም ዝዝከር እዩ፡፡ […]

ደምዳሚ ኣዋጅ 1ይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ሽማግለ ኤርራዊ ግንባር ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤግደለ)

ፈጻሚ ሽማግለ ኤርትራዊ ግንባር ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤግደለ) ካብ 9-10 ሕዳር 2012 ኣብ ዘሎ እዋን ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼብኡ ብዓወት ኣቃኒዑ፡፡ ፈጻሚ ሽማግለ ኤግደለ ኣብዚ ኣኼብኡ እዚ፡ ህሉው ኩነታት ህዝብን ሃገርን ኤርትራ፡ ኩነታት ጸላእን ደምበ-ተቓውሞን ብዝምልከት ዓሚቕ ምይይጣት ዘካየደ ክኸውን እንከሎ፡ ነዚ ኩነታት እዚ ኣብ ጸብጻብ ዘእተወ ሓያል ውደባን ናይ ቃልሲ ጠበባትን ብዛዕባ ዝተኣታተወሉ ኣገባባት እውን ብዕምቆት […]

ብሽም ህግደፍ ዝካየድ ዘሎ አውራጃዊ ምፍልላያት አብ ከተማ ጎተንበርግ

አብ ከተማ ጎተንበርግ ዝነብር ኤሪትራዊ ብሰላምን ብፍቕርን፡ ምስ ኩሉ ኤሪትራዊ አስላማይን ክርስትያን፡ ከበሳ መታሕት፡ ብአውራጃይ አውራጃኻ  ከይተፈላለየ ክነብር ዝጸንሔ ለዋህ ህዝቢ እዩ፡፡ ከም ብልጫ ድማ ንዝኽሰቱ ውልቃውያን ናይ ሓሳባትን ናይ አረአእያን ፍልልያት አኽቢሩ፡ ባህሉን ኤሪትራውነቱን ዕቂቡ፡ ዝነበረን ዝነብር ዘሎን ፍሉይ አብነታዊ ህዝቢ እዩ እንተበልኹ ዝተጋነን አይኾነንይ፡፡ እቲ ሓቒን እቲ ዝበዝሕ ኤሪትራዊ ዝአምነሉ እዚ እካ እንተኾነ፡ […]

Manifestation 16 Nov 2012

assez ! assez ! issayas le dictateur doit partir

Geneva demonistration 16 Nov 2012

ERITREANS DEMONSTRATION IN GENEVA SWITZERLAND

ዜናዊ ጸብጻብ መስራቲ ግንባራዊ ጉባኤ ምደፍኤን ብደግሓሳኤን

መስራቲ ግንባራዊ ጉባኤ ምደፍኤን ብደግሓሳኤን፡ ብቀዳም 3 ሕዳር 2012፡ ልክዕ ሰዓት 6፡20 ድሕሪ ቀትሪ ብውዕዉዕ ናይ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ብወግዒ ተኸፊቱ፡፡ ኣብዚ ወግዓዊ ናይ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት፡ ተሳተፍቲ ጉባኤ ናይ ክልቲኡ ውድባትና፤ ወከልቲ መሓዙት ውድባት ወከልቲ ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገርን ዕዱማት ኣጋይሽን ተረኺቦም ነይሮም፡፡ ኣብዚ ናይ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ብቐዳምነት፡ ቃል ኣሰናዳኢት ሽማግለ ብኣቦ መንበር ኣሰናዳኢ ሽማግለ […]

ፖለቲካዊ ውሳኔታት መስራቲ ግንባራዊ ጉባኤ፡ ምደፍኤን ብደግሓሳኤን

“ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ስርዓት ንምህናጽ ንቃለስ”፤ “ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ካብ ብርሰት ንምድሓን፡ ኩሉ ዓቕምታትና፡ ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ሰርዓት ህግደፍ ይቕናዕ” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጭርሖታት ዝተሰላሰለ፡ መስራቲ ግንባራዊ ጉባኤ፡ ምደፍኤን ብደግሓሳኤን፡ ካብ 3-5 ሕዳር 2012 ኣብ ዘሎ እዋን ብዓወት ተሰላሲሉ፡፡ እዚ ኣብ ጽባሕ እቲ ክልተ መዓልትን ፈረቓን ዝወሰደ ሰፊሕ ሓባራዊ ግንባራዊ ሰሚናር ዝተኻየደ ዕዉት ግንባራዊ ጉባኤ፡ ነዞም […]

መስራቲ ግንባራዊ ጉባኤ ምደፍኤን ብደግሓሳኤን ብዓወት ተዛዚሙ፡፡

ኣሰናዳኢት ሽማግለ መስራቲ ግንባራዊ ጉባኤ ምደፍኤን ብደግሓሳኤን እዋናዊ ዜና መስራቲ ግንባራዊ ጉባኤ ምደፍኤን ብደግሓሳኤን ብዓወት ተዛዚሙ፡፡ መስራቲ ግንባራዊ ጉባኤ፡ ምደፍኤን ብደግሓሳኤን፡ ብዓወት ተዛዚሙ፡፡ እቲ ካብ ዕለት 3-5 ሕዳር 2012 ክሰላሰል ዝቐነየ፡ መስራቲ ግንባራዊ ጉባኤ ምደፍኤን ብደግሓሳኤን፡ ኣብ ንድፈታት መሰረታዊ ዕላማታት ግንባርን፡ ግንባራዊ ቅዋምን ሰፊሕ ምይይጣት ኣካይዱን ኣጽዲቑን፡፡ ግንባራዊ ጉባኤ ብተወሳኺ፡ ካብ ክልቲኡ ውድባት ብድምር፡ 14 […]

ዕላማን ድሕረ-ባይታን ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቭ (ስዊዝ) ደለይቲ ለዉጢ ኤርትራውያን

ኤርትራውያን ደለይቲ ለዉጢ፡ ኣብ ጀነቭ ብ 16 ሕዳር 2012 ሰላማዊ ሰልፊ ከም እነካይድ፡ ብሓያለይ ማዕከናት መራኸቢ ህዝቢ ምዝርጋሕና ይፍለጥ። እዚ ሰላማዊ ሰልፊ’ዚ፡ ብደረጃ ኣውሮጳ ብፓልቶክ ሩም ስመር ተወዲቡ፡ ብጨንፈር ስዊዝ ደንበ ተቓውሞ ዝተዳለወ ኢዩ። ምስ’ዚ ብዝተኣሳሰር፡ ቕድሚ ምስልሳል ናይቲ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ክፍለጡን ክጽቐጠሎምን ዘለዎም ኣገደስቲ ነጥብታት ዝያዳ ንምንጻርን፡ አእጃምና ንምዝኽኻርን ነዚ መግለጺ ነመሓላልፍ ኣሎና። ከም […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net