2 የካቲት 2017፣ ገበነኛ ዝሕብኣሉ ሓቀኛ ዝቕለዓሉ እዋን በጺሕና ንመስል። ተዓቢጦም ዝነበሩ ሓቅታት ከም ዕንበባታት ነሓሰ በሪሆም። ይኹንምበር ጌና ኩሉቲ ዝኽሰስ እንተ ኾነውን ሓቀኛ ክመስል ኣብ ምንግድጋድ ይርከብ፣ ሓቀኛ እየ ክብል ክከላኸልን ካልእ ዓመጻዊ ጥበባት ኣሰንዩ ንነብሱ ነጻ ከውጽእ ክጣበብ ይረአ ኣሎ። ፍጹማዊነት ዘማለአ ምዃኑውን ብሓይሊ ከእምን ይፍትን ንርኢ ኣሎና። እንተኾነ ግን ዋላ እንተተሓስበ ፍጹምነት […]
Feb 4 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
Eritrean Solidarity Movement for National Salvation ዕለት፡ 14 ጥሪ 2017 ናይ ሓዘን መግለጺ ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ኣብ ዜና መስዋእቲ ገዲም ተቃላሳይ ዶ/ር ሃብተ ኣብዛ ንነብረላ ዓለም ሰብ ፍጡር ሓንሳብ ኢዩ ዝነበር። ዘልኣለማዊ ነባሪ ዘይምዃኑ ከኣ ኩሉ መዋቲ ኢዩ። ኣብ’ዛ ሓንሳብ ንነብረላ ዓለም ግን፡ ነዛ ሓንቲ ዕድል ብሂወት ኣብ ዝነብርሉ እዋን ታሪኽ ክሰርሑ፡ […]
Jan 17 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
ሓርበኛ ተጋዳላይ ዶክተር ሃብተ ተስፋማርያም፤ ኣቦ-ወንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብዝሓደሮ ነዊሕ ሕማም ትማሊ ዕለት 13 ጥሪ 2017 ብመስዋእቲ ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዩ ምስ ሰማዕና ኣዚዩ ሓዘን ተሰሚዕና። ስውእ ዶክተር ሃብተ፤ ወላኳ ካብዛ ዓለም ብሞት እንተተፈለየና፡ በቲ ምእንቲ ናጽነትን፡ ፍትሕን ዘካየዶ ነዊሕን መሪር ቃልሲ ንዘልኣለም ክዝከር ክነብር እዩ። ሽሕ እኳ ሓርበኛ ተጋዳላይ ዶክተር ሃብተ ብምኽንያት […]
Jan 15 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
ኒ ሰልፍልድ አዊልድ ብርፍዮ ኣዊል ገእ የት፡ ውራ ኣረኻ ደፍዖ ውሪ መኽሰብዲ ዔርዶ፡ አውቲ ክርስትጘ አውዲ ጨሪትሮ ኣኸት ኒ ብርፍ ጃብ ዋድሕድ ገምድጋዃ፡ ትምዮ ምራድድ ወሪ ኒየትድ ሄበብስና ደርብል ለብነዲ ጉነዲ በጀኸን ከለብርስሮ ሻኽ ኣራኻ ግን። ሓሰብስጋዂ ሓዲስ ሰና ቃልስቶ ዓጀብ ሲሳዂ ወሪ ሳዳ ከባዂ ሰና ቃልስትሮ ሻኽላ። ኩልኩሊበዲ ድንገዲ ገማዂዲ ፍዂዲ ደርብ ወሳዂድ ፈራዂ […]
Jan 15 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
ብፈጻሚ ቤ/ጽ/ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ዝተዋህበ መግለጺ ሓዘን ብምኽንያት ትማሊ ዕለት 13 ጥሪ 2017 ብመስዋእቲ ዝተፈለየና ገዲም ሓርበኛ ተቓላሳይ ዶ/ር ሃብተ ተስፋማርያም ኣብዚ እዚ እዋንዚ ኣቦ መንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ነበር ፡ ንሃገሩ ዘገልገለ ጅግና ሃገራዊ ብመስዋእቱ ዝተሰማዓና ከቢድ ሓዘን ክንገልጾ እንኮለና እቲ ካብ እዋን ንእስነቱ ኣብ ልቡ ዝፈኸመን ዝጎሃረን ሃገራዊ ፍቅሪ ደሪኽዎ ንልዕሊ […]
Jan 15 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ መሪሕነቱን መላእ ኣባላቱን ብመስዋእቲ ክቡር ሓርበኛ ተቃላሳይ ብጻይና ዶክተር ሃብተ ተስፋማርያም ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ይገልጽ። ሓርበኛ ብጻይና ክቡር ዶክተር ሃብተ ተስፋማርያም ብንእስነቱ ጀሚሩ ንክብርን ናጽነትን ህዝቢ ኤርትራ፡ ሰዒቡ ከኣ ነቲ ብምልካዊ ህግደፍ ሓርነቱ ዝተነፍገ ክቡር ህዝቢ ኤርትራ ፍትሕን ሓርነትን ንኸንግስ ሓንቲ መዓልቲ ውን እንተኾነ ነብሰይ ይጥዓመኒ ከይበለ አብ ጎድኒ […]
Jan 15 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
The absence of equality in rights and dignity for those who are caught up in the political turmoil and economic turmoil of the Isayas’s no-peace no-war, their sufferings can no longer be endured without tears. The regime has failed to conquer Bademe but succeeded in conquering the minds of some Eritreans. As a result, the […]
Jan 8 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair “Let us hope the year 2017 be the Year of Dialogue for Democratic Development and co-operation between all the peoples of the Horn of Africa in general and the Ethio-Eritrean people in particular.” Let bygones be Bygones!
Jan 4 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
መዘኻኸሪ፣ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ብትግርኛን/ዓረብን ተርጉምና ክንዝርጋሓ’ና። ሓይሳን ብሊን ቚር እና ሽፍሽፋ ንር ኤደራ ናንሲ ዪና ለበኪል እንኩርኖሉ ፋነይነዲንና ኒ ስጙሲ ጠለቕነሊ። ክቱብት ላሪ ነቀስድጝኒ ጃብስነኩንልኩም። ኮዶ ናትካ ስጙድ ሓመድነኩንሉ/ላ። ላኹክ ኒ ወረበድ ሰሄራዂ ከተቦ ፈስሮና ናጝር ድምኖ ናንሲ ሻኽኖ ወቐርነኩንኩም። እና ምጨት ኒን ከተብነጝር ታና እስጝነግር ግን ንእቢራኹ እማ ከተብነስ ባርጋ። ንግርጛ ታኒዃ ሺረላ። […]
Dec 8 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
December 2nd is an international awareness day to end slavery. On this awareness day, the world is called upon to stay awake and aware paying attention and making efforts to understand the ugly faces of slavery. Those who see and understand the sufferings of those enslaved are determined to speak out loudly denouncing the injustice […]
Dec 3 2016 | Posted in
Articles |
Read More »