Section

News

News and analysis

News

ኤርትራውያን ነበርቲ አዲስ አበባን ከባቢኣን 6 ወከልቲ ንሃገራዊ ጉባኤ መሪጾም

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ነቲ ብዙሕ ትጽቢት ዝግበረሉ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት፣ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዕ ዓለም ዝነበሩ ኤርትራውያን፣ ተሓጋጋዝቲ ህዝባዊ ሽማግለታት ኮምሽን የቕውም ምንባሩ…

By farajatPublished
News

ኤርትራውያን ተቐማጦ ሚድላንድ ( ዓባይ ብሪጣንያ ) ንጉባኤ ዝሳተፉ ወከልቶም መሪጾም።

ወኪል ኤርትራዊ  ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ኣቶ ዳንኤል ወልደትንሳኤ ዝመረሖን ኣባላት ፈጻሚት ሽማግሌ ጨንፈር ሚድላን ዘማእከልዎ ኣብ በርሚንጋሃም ብዕለት 15.10.2011 ኣኼባ…

By farajatPublished

Search the site

Back to top