Category archives for: Notices

Important Public announcement

By Organizers The Swedish – Eritrean Partnership for Democratic Development/ SESADU/ and the Swedish- Eritrean Youth association for Democracy and Social Justice/ SEYADSJ/ share a common interest to build an enduring peace based on freedom in Eritrea.   Our struggle today is how bring together all the Eritrean diversity together and build a league of […]

Eritrea Festival 2012 in Frankfurt to Welcome Representatives of ENDF Coordinating Committee

By CC/ENDF Information Unit   Representatives of the Coordinating Committee of the Eritrean National Democratic Forces (ENDF) are scheduled to attend and take part in various events at the Eritrea Festival in Frankfurt this year that lasts between 3 and 5 August 2012. The CC/ENDF is to hold its first congress during the Festival days. […]

ሮሞዳን ሙባረክ

ብምኽንያት ወርሒ ሮሞዳን ኣልሙባረክ: ማሕበር ግብረ-ሰናይ ከቢረ ንረዲኤትን ልምዓትን፡ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ኣሕዋት እንቋዕ ኣብዚ ኣብቃዓኩም፡ ጾምኩምን ጽቡቕ ተግባራትኩምን ረቢ ይቀበሎ እንዳበልና ጽቡቕ ምንዮታትና ንገልጸልኩም:: በዚ ኣጋጣም፡ ናይ ኢፍጣር ሳይም፡ ዘካቱል-ፊጥር፡ ዘካቱል-ማል፡ ከፋላት የቲምን ሰደቓን ተቐቢልና ናብ ድኻታትን ስኡናትን  ነብጽሕሙዃንና ድማ ክንሕብረኩም ንፈቱ። ንዝተፈላለየ ወፈያታትኩም በዚ ኣብ ታሕቲ ተጠቒሱ ዘሎ ቁጽሪ […]

ኣገዳሲ ሓበሬታ

ዕላዊ መርበብ ሓበሬታ ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር /ኤደግ/ መከተ ረዚን ህዝባውን ሃገራውን ዕማማቱ ብዕቱብ ንምስልሳል ብሰለስተ ቋንቋታት ትግርኛን ዓረብኛን እንግሊዘኛን ድሮ ስራሓቱ ጀሚሩ ምህላዉ ንመላእ ህዝብን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጥን ነበስር። ቀጥታዊ ትርጉም መከተ ኣብ ሃገርና እቲ ግዕዘይን ብልሽውን ምሕደራ ህግደፍ ተወጊዱ፡ መተካእትኡ ክሳብ ንኩሉ መዳያዊ ክብርታት ህዝብና ይኹን ሕድሪ ሰማእታት ኤርትራ ዘኽበር፡ ሕብረ ሰልፋዊ ደሞክራስያዊ ስርዓት […]

A call for donation to help the needy of Eftar Ramadan

Fundraising evening in Eritrean Jeberti Open Discussion Room (Paltalk ) On Wednesday  18/07/2012   Jeberti Diaspora Forum on facebook invites you to participate on Fundraising Evening at Eritrean Jeberti Open Discussion Forum ( Paltalk Room) to collect your charity/Sadaqa and donations for Ramadan Food (Eftar Saem) to be sent to our brothers in the Refugee […]

ENP Chairman visit to Europe‏

ENP Chairman visit to Europe‏

ሙንተዳ ጀበርቲ ናይ መራኸቢ ቡዙሓን ንገዲም ተጋዳላይ ኣቶ ኑሪ ማሓመድ ዓብደላ እንደገና ከጋይሽ እዩ!

ኤርትራዉያን ጀበርቲ ክፉት ናይ መራኸቢ ቡዙሓን(Paltalk Rooma) ናይ ዓይኒ ምስክር ገዲም ተጋዳላይ ኣቶ/ ኑሪ ማሓመድ ዓብደላ ዓዲሙ መቐጸልታ ታሪኽ ተሞክሩኡ ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ክዛረብ፡ ንጅምዓት ዕለት 29.06.2012 ካብ ሳዓት 9፡00 ናይ ምሸት ብናይ በርሊን ኣቆጻጽራ (11፡00 ናይ ምሸት ብናይ ኣስመራ ኣቆጻጽራ) ምሳና ከተምሲዩ ብትሕትና ይዕድመኩም። ኤርትራውያን ተቐማጦ ማእከላይ ምብራቕን ኣፍሪቃን ብነጻ ክኣትዉ ይኽእሉ እዮም። […]

The Eritrean Muslim Counsel invites you to attend its tenth conference

In the name of Allah the Merciful the beneficent The Eritrean Muslim Counsel invites you to attend its tenth conference Which will take place from 6 to 8 July, 2012 in Washington D.C.? for more information please log in to the website www.erimc.com

መደባት ዝኽሪ ሰማእታት አብ ከተማ ለንደን

ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ብቀዳምነት ድሕሪ ዝዓዘዘ ሃገራውን ምሕዝነታውን ሰላምታ ምቕራብ፡ ንኩሉ’ቲ ዕለታዊ ዕማማትኩም ዓወትን ኣሳልጦን ክትጓናጸፉ ይምነየልኩም። ኣብ ኤርትራ እቲ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ተወጊዱ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንምርግጋጽ ተካይድዎ ዘለኩም ረዚን ጻዕርታትን ቃልስታትን ዓወትን ኣሳልጦን ክትጓናጸፉ ይምነየልኩም። ብምቕጻል ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ አብ ዓባይ ብሪጣንያ ን20 ሰነ 2012 መዓልቲ ሰማእታት ኣመልኪቱ 20 ሰነ መላገጺ ህግደፍ አይኮነን! […]

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኡልም

ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ኡልም/ጀርመን ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም። ኣርእስትታት እቲ ኣኼባ • መግለጺ ብዛዕባ ሃ.ጉባኤን ውሳኔታቱን • መድብ ስርሓት ኣዋሃህዲት ሽማግለ • ምምራጽ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net