Eritrean Al-Hiwar Arabic Forum will host members of Coordinating Committee of the Network of Eritreans for Democracy, Justice and Equality (EDJE) : – 1- Ustaz Mahmoud Adem, 2- Ustaz Hamid Izaz, 3 – Ustaz Ahmed Abubaker for presenting briefings about the Position Paper for the Network Group on Friday Nov. 4th, 2011 at 10:00 PM […]
Nov 1 2011 | Posted in
Notices |
Read More »
ዕድመ ንኩሉ ከተማታት ደቡብ ካሊፎርንያ ዘጠቓልል ኣኼባ ንሰንበት 30 ጥቅምቲ 2011 ኣብ ከተማ ሳንድየጎ ንጉባኤኛታት ብለበዋታት ንምፍናው ንኩሎም ደለይቲ ለውጢ ናይተን ከተማታት ኣብ ናይ ሓደ ናይ ዕላል መኣዲ ተራኺብና ክንዝቲ ጊዜ ፈሊና’ሎና። ስለዚ ድማ ቆጸራኹም ኣብቲ ናይ ኣኼባ ቦታ ይኹን። ግዜ……..ሰዓት 3፡00 ድ፡ቀ። ቦታ……ኣብ ቀረባ እዋን ከነፍልጥ ኢና። ንሓበሬታ ኣብ 619-581-4805 ወይ 619-548-8811 ደውሉ።
Oct 28 2011 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን፡ ምስ ኣባላት ተሓጋገዝቲ ሽማግለታት ንጉባኤን ጉድሳት ኤርትራውያንን ብምትብባር፡ ነቲ ዝተሰከሞ ሃገራዊ ሓላፍነት ንምዕዋት ክነጥፍ ጸኒሑ ኢዩ። በዚ መሰረት ተሳትፎ መላእ ህዝብን ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጥን ኣብቲ ታሪኻዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንምርግጋጽ፡ ምድላዋቱ ኣጻፊፉ ኣብ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ይርከብ። ነዚ ዓቢ ሃገራዊ ሓላፍነት፡ ትልሚ ሃገራዊ ጉባኤ ብምልኣት ክዕወት ናይ ተቓውሞ ሓይሊ ክጉልብትን፡ ህዝባዊ ተሳትፎ ንክራጋግጽን፡ […]
Oct 27 2011 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
(ትርጉም ብዓረበኛ ኣብ ታሕቲ ርኤ) ክቡር ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን እትነብር ፍቱው ህዝቢ ኤርትራ ። ካብ ዝሓለፈ ሒደት ዓመታት ኣትሒዙ ንህዝቢ ሃገረ ኤርትራ ገጢሞሞ ዘለው በዳህቲ ሽግራት ብርክት ዝበሉ ምዃኖም ንኹላትና ብሩህ‘ዩ። ንምዝኽኻር ግን ገለ ካብ’ቶም ንህዝብና ብፍላይ ከኣ ንመንእሰያትና ገጢሞም ዘለው ስቅያት ክንጠቅስ። እቶም ንስደት ብምኻድ ንሂወቶም ተስፋ ብምሃብ ንስድራኦም ክናብዩን ክጥውሩን ብኡ ኣቢሎም […]
Oct 23 2011 | Posted in
Notices |
Read More »
Asselamu-Alaykum Werahmetu-Allah Dear brothers and sisters in Islam, As we all remember, a few years ago we received sad news of the demolishment of several Mesjids in our home land (Eritrea). Indeed this action was painful and heart breaking for the trustworthy people. However, the natives and the AWKAF COMMITTEE took the case […]
Oct 19 2011 | Posted in
Notices |
Read More »
ክቡር ሓው ክብርቲ ሓብቲ,ኣቐዲምና ዝኸበረን ዝዓዘዘን ኣስላማዉን ሕዉነታዉን ሰላምታ ናይ ሰብ ጀና ኣብ ጀና ነቕርበልኩም፡ ኣሰላሙዓለይኩም ወራሕመቱላሂ ወበረካቱሁ፡፡ መብዝሕትና ከም ንዝክሮ ቁሩብ ዓመታት ይገብር ዘሕዝንን ዘሰምብድን ወሬ ብዛዕባ ምፍራስ መሳጊድ ኣብታ ንፈትዋ ሃገርና (ኤርትራ) ሰሚዕና ኔርና፡፡እዚ ፍጻሜ’ዚ ንኹሉኹም ሰብ ሓሞት ዓቢ ስምብራት ከምዚገደፈ ኣይንጣራጠርን፡፡ ይኹን’ምበር እቶም ደቂ ዓዲ ምስ ቤት ጽሕፈት ኣውቃፍ ብምዉህሃድ ናብ […]
Oct 19 2011 | Posted in
Notices |
Read More »
Eritrean Al-Hiwar Arabic Room will host Shaikh Khalil Mohammed Amir – Chairman of Eritrean Islamic Party for Justice & Development on Saturday October 22nd, 2011 at 10:00 PM CET – 11:00 PM Asmara Time. All Eritreans residents in the Middle East and Africa can join our room freely without subscription fee – Welcome all […]
Oct 18 2011 | Posted in
Notices |
Read More »
ፖለቲካዊ ሽማግለ ካብ ዝተፈላለየ ወገናት ንፖለቲካዊ ሰነዳት ዝቐረብ ርእይቶታት በዚ ዝስዕብ ኢመይል ኣድራሻ ክሳብ 17- ጥቅምቲ -2011ዓ/ም ብ politicalcomm10@Gmail.com ክንቅበል ምዃና ንሕብር፡፡ ዕለተ ጉባኤ እንዳ ተቓረበ ይመጽእ ስለ ዘሎ ካብቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ ዕለት ንደሓር ዝመጽእ ርእይቶታት ተቐባልነት ከምዘይብሉ ደጊምና ነዘኻኽር ፡፡ ስለዚ ኩሉኹም ኤርትራውያን ጉዱሳት ንዘለኩም ርእይቶታት ክሳብ ኣብቲ ዝተቐሰ ዕለት ርእይቶኹም ክትሰዱልና ንጽውዕ […]
Oct 11 2011 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ብመጀመርያ ንኹሉ ተኽታታሊ መርበብና ምስጋና ነቅርብ። ኣስዒብና ድማ፡ ቕድሚ ሓደ ዓመት እዛ ”ኣውያት” ብዝብል ስም ተጠሚቃ ከተገልግል ዝጸንሐት መርበብኩም፡ ዘመነ ኣውያት ኣብቂዑ ናብ ካልእ ንምስጋር ክተበስረኩም ተዳሊያ ኣላ :: ኣብ መበል ሓደ ዓመታ ብዓረብ፡ ትግርኛ፡ ብኢንግዜኛን ብዝማዕበለ ብሓድሽን beserat.com ብዝብል ተስይማ ጉዕዞኣ ጀሚራ ኣላ። ምትሕብባርኩም ድማ ንከይፍለየና ንላቦ። ልዙብ ዝኮነ ሃናጺ ሓሳባት ይኹን ሓበሬታት ንመስል፡ንዲሞክራሲ፡ […]
Oct 6 2011 | Posted in
Notices |
Read More »