Archive for: January, 2007

ኣበይ ኣለና? እንታይከ ንግበር?

ሰ.ጒ.ኤ.(ስትራተጂ ዓዲ) ክ.ዜና ጥሪ 04-2007 ኩሉ ግዜ ተገዛእቲ ናይ ሓቅን ቅንዕናን ንምዃን ተወፋይነት እንተድኣ ክርከብ ተኻኢሉ፡ ዕንቅፋት ምዕባሌ እንዳተደምሰሰ ዝኸደሉ መስርሕ ይፍጠር። ብተወሳኺ ታሪኽ ዝመሃሮ መምህር ክትከውን እንተድኣ ተደልዩ ንተሞክሮኻ ብሓቅነትን ብቕንዕናን ከተንብብ ቀዳምነት ዝወሃቦ ዕማም ክኸውን ስለዝግባእ ኩሉሳዕ ተመኩሮኻ ምምዛን ናይ ቀጻሊ ሂወት ኣድላይነት ይኸውን። ብሕቡእ ታሪኽ ክነባበር ዝደሊ ባእታ ኣማኒ የብሉን። ዝለዓለ ሓለቓ […]

ተቓውሞና በየናይ ቅዲ ቃልሲ

ካልኣይ ክፋል፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓንቀጽ ኣብ ውሽጢ ኪዳን ካብ ዘለዋ ውድባትን ሰልፍታትን ዘለወን መንቀሊ ኣገባብ ቃልሲ ኣብ ኪዳን ንቕድሚት ይኹን ንድሕሪት ኣብ ምድፋእ ጸላዊ ባህሪ ከም ዘለዎ ዝሰሓት ኣይኮነን። እቲ ካልኣይ ገጽ ናቱ ድማ ናብ ኢትዮጵያ ድሕረ-ግንባር ክህልወና ኣይንመር ጽን ዝብል,ዩ። ነዚ ዘቕርብዎ ምስምስ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ኣቲና ነቲ ጸጊዕ ህግድፍ ሒዙ ዝጸንሔ ሓይሊ ክንክስቦ […]

ካብ ከባቢ ዶባት ኤርትራን ሱዳንን ሰባት ብሃንደበት ይጠፍኡ ከምዘለዉ ተሓቢሩ ።

GIC 03/1/2007   ብመሰረት ካብ ከባቢ መዓስከራትን  ኣብ ካባቢ ዶብ እትርከብ ከተማ ከሰላ ዝረኸብናዮ ሓብሬታ ኣብ ወርሓት ሕዳርን ታሕሳስን ናይ 2006 ካብ ከሰላ ሓሙሽተ ሰባት ብዕለት 16/12/2006 ብሃንደበት ሃለዋቶም ከምዝጠፈኣን ፣ እቲ ኣጋጣሚ ድማ  ምስ ምምጻእ ሓልፊ እቲ ብምክትታል ዶባት ዝፍለጥ ኣሃዱ  ዞባ ስርሒት 1 ብርጌድር ጀነራል ተኽለ ማንጁስ ናብ ከሰላ ምንባሩ ተገሊጹ ።  ብመሰረት […]

Visionary Leadership for a Sustainable EDA

As we look closely around the EDA today, it’s clear that there is plenty of leadership—but we are sadly lacking in visionary leadership—-leadership with a clear picture of the future that works for everyone and for all in the oppositions camps and help unite the different factions with unison to topple the dictatorial regime residing […]

To Members of the Eritrean Community in Australia: a Call not to Disappoint the Suffering People of Eritrea

Dear Esteemed Members of the Eritrean Community in Australia, The Committee selected to oversee the boycotting of the Eritrean regime’s festival in Melbourne reaches out to all of you with this urgent call to boycott the festival. The Eritrean Community in Australia which has been recognised for its principled stand vis-à-vis many and varied matters […]

Human Rights Watch: World Report 2007

Eritrea 11/1/2007 Events of 2006: Since 2001 the government of President Isayas Afewerki has carried out an unremitting attack on democratic institutions and civil society in Eritrea by arresting political opponents, destroying the private press, and incarcerating anyone thought to challenge the government’s policies. Almost no civil society institutions survive but the assault continued in […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net