Archive for: June, 2007

20 ሰነ መዓልቲ ስማእታት፡ ኣብ ከተማ ከለን ብኽብ ዝበለ ድምቀት ተዘኪራ ውዒላ

ስነ-ስርዓት በዓል ብዝኽሪ ሰምእታትዩ ተፈሊሙ፡ ምብራህ ሽምዓ’ውን ስዒቡ ፡ ቀጺሉ ኣሰናዳኢት ኮሚተ ኣብ መደሪኡ ፡ እዛ ማዓልቲ እዚኣ፦ ሓንቲ ካብተን ክቡራት ታሪኻዊት ዕለታት ኣብ ዓመት ኮይና፡ ንህላወና ክዉን ዝገበረት ፍልይቲ ወርቃዊት ዕለትን፡ ንኹሉ ኤርታራዊ ኣታሓቓቒፋ ሓድነትና ነረጋግጸላ፡ በዚ ክኣ ህያውነት ስማእታትና እንምስክረላ፡ ንኹሉ መሰናኽላት ባዕዳውያን ገዛእቲ ንዝክረላን ንኩሉ ብድሆታትና ዝተኸፈለ መስዋእቲ ዘኪርና ቃልስና ንሰላም ነበረትዓሉ […]

ጸብጻብ 2ይ ዋዕላ ኣምስተርዳም

ሽማገለ ዋዕላ                       20 ሰነ (June) 2007 እቲ ብመጸዋዕታን ኣዳላውነትን ሓላፍነትን ሓድሽ ተስፋ ነት ዎርክ ብዕለት 16-17 ሰነ (ጁን) ኣብ ኣምስተርዳም (ሆላንድ) ዝተኻየደ ዋዕላ (ኮንፈረንስ) ኣምስተርዳም ብዓወት ተዛዚሙ። እዚ ሃገርን ህዝብን ካብዚ ዘለዎ ግፍዕታትን ጭቆናን ህግደፍ ንምድሓን ብመጀመርያ ንሕና ኤርትራውያን ክንሰማማዕን ክንጥርነፍን ኣሎና ብዝብል መበገሲ ዝተገብረ ኣኼባ ከኣ ኣብ ክልተ ክፋልት ተኸፊሉ እቲ ሓደ ንተዛረብቲ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net