Archive for: July, 2010

ፖለቲካዊ መርገጻትን ፕሮግራምን ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ምሕደራ (ኤ.ም.ዴ.ም.)

መቕድም፡ ኣብ ዓለምና  ዓቢ ግሎባዊ ቍጠባዊ ምንጋዕ (ቅልውላው) ኣብ ዝርኣየሉ እዋን ኤርትራ ሃገርና ኣብ ምንታይ ኲነታት ከም እትርከብ ንዝከታተል ዘበለ ኩሉ ንምግምጋሙ ከቢድ ኣይመስለናን። ኣብ ትሕቲ ዝዀነ-ይኹን ጸቢብ ኩነታት ጻዕረኛ ህዝብና ንኽነብር ዓቕሚ ሓጺሩዎን ኣማሪሩን ዘይፈልጥ፡ ሎሚ ብምኽንያት መሪር ዲክታቶርያዊ ቀይዲ መነባብርኡ

መስራቲ ጉባኤ ማሕበር ኣካለ ስንኵላን ቺካጎ

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 30 ሰነ 2010 ዝኽበርኩም ኣሰናዳእቲ መስራቲ ጉባኤ ማሕበር ኣካለ ስንኵላት ቺካጎ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ሎሚ ነቲ ኣብ ሓጺር ግዜ፡ ግን ነዊሕ ጉዕዞ ዝኸደ፡ ከቢድ ስርሓት ዝተዓመመሉ፡ ዓብይ ሃገራዊ ሓላፍነት ዝተሰከመ፡ ብቀረባ ነቶም ንማሕበር ኣካለ ስንኵላት ኤርትራ ንምሕጋዝ ማሕበር ንምትካል ከይተሓለሉ ዝጸዓሩ ብፍላይ፡ ነቲ ኒሕ ከይበተኸ፡ ካልእ

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net