Archive for: June, 2012

EYC-EYSC፡ ድሕሪ ዘካየዶ ዕዉት ኮንፈረንስ፡ ስም ማሕበር፡ ሰነዳት ራኢን መራሕቱን ኣቃሊሑ

(4 ሰነ 2012) EYC-EYSC ድሕሪ ዘካየዶ ዕዉት ኮንፈረንስ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ፡ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ (ስ.ኤ.መ.ለ.) ወግዓዊ ስም ማሕበሩ ክኸውን ኣጽዲቑ። ብተወሳኺ ምምሕያሽ ዝተገብረሉ ሰነዳት “ራኢና ንቁልጡፍ ዓወት” ኣጽዲቑ፡ ንሓደ ዓመት መራሕቲ ኮይኖም ዘገልግልዎ ፈጸምቲ ኣካል መሪጹ። እዘን ክልተ ኣሓት ማሕበራት EYSCን EYCን ኣብ ለካቲት 2012 ኪዳን መስሪተን፡ ሕጂ ከኣ ብሓደ ስም EYSC […]

After a Successful Conference, EYC-EYSC Adapts a Name, Vision Document and Announces Its Leadership Team

June 4, 2012 – Following its successful coordination of the Eritrean Youth Conference in Washington, D.C., that was held May 25 – May 27, 2012, the Eritrean Youth for Change – Eritrean Youth Solidarity for Change (EYC-EYSC) has adopted the name Eritrean Youth Solidarity for Change (EYSC), officially approved its amended document “Our Vision for […]

ምልክታ

ቀዋሚ ሽማግለ ሰብኣዊ መሰላትን ሓፈሻዊ ሓርነትን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ በዚ ዝስዕብ ሊንክ ዝርከብ ሓበሬታዊ ብሎግ ኣበጊሱ ከም ዘሎ ክንሕብር ደስ የብልና። http://encdchumanrightscommittee.blogg.se ሓፋሽ ህዝብና፡ ብስርዓት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝፍጸም ዘሎ ሰብኣዊ ግህስታትን፡ ንኣድማሳዊ ሕግታትን ኣህጉራዊ ስምምዓትን ጥሒሱ ኣብ ልዕሊ’ቶም ካብ ጭቝና ከምልጡ ዝፍትኑ ዜጋታት ዘውርዶ ዘሎ ግፍዕታትን በዚ ብሎግ’ዚ ኣቢሉ ንከቃልዕ ጻዊዕትና […]

መሪሕነት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣብ ሙንተዳ ክመጹ እዮም!

ኤርትራዉያን ጀበርቲ ክፉት ናይ መራኸቢ ቡዙሓን ነሕዋት፡ 1. ማሓመድ ሳልሕ ሓጉስ ሓላፊ ክፍሊ ዜናን ሓበሬታን ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ 2. ሓው ኣንዋር ኢብራሂም ሓላፊ ክፍሊ ውደባን ስርርዕን ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ዓዲሙ: ብዛዕባ • ተመክሮ ተቓወምቲ ብሓፈሻ፡ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ከመይ ይመስል ከዘራርቦም ንጅምዓት ዕለት 08.06.2012 ካብ ሳዓት 9፡00 ናይ ምሸት ብናይ በርሊን ኣቆጻጽራ […]

Designing ENCDC’s Democratic Institutions

By Fesseha Nair The Eritrean National Council for Democratic Change an umbrella broad organization consisting political and civic society organizations has endorsed three documents in their congress held in Awasa – Ethiopia last year/ 2011. At Awasa in 2011, the political and civic organizations built an agreement by focusing on the goal to end dictatorship […]

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሎንደን

ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ሃገራዊ ባይቶን ዞባ ኤውሮጳን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ሎንደን ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም። ዕለት፡ ሰንበት፡ 10/06/2012 ቦታ፡ Abrar house 45 Crawford place London, W1H 4LP ግዜ፡ 14፡00 – 18፡00 “ብሓባር ምእንቲ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net