Archive for: October, 2015

ስርዓት ህግደፍ ግርማ ከተማ ኣስመራ የዕኑ

እታ ብ እትውንኖም ጥነታዋያንን ታሪኻውያንን ህንጻታት ኣፍሪቃዊት ሮማ ተባሂላ እትጽዋዕ ከተማ ኣስመራ፡ ብሰንኪ እቲ ስርዓት ህግደፍ ዝኽተሎ ዘሎ ኣዕናዊ ኣካይዳ፡ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ግርማኣ ተጥፍእ ከምዘላ ኣብዚ ቀረባ ካብ ኤርትራ ዝመጹ ግዱሳት ኤርትራውያን ዝበጽሓና ሓበሪታ የረጋግጽ። እዞም ብግዜ መግዛእቲ ጥልያን ዝተሃንጹ ህንጻታት ብብዙሓት ናይ ስነህንጻ መሃንድሳትን ኣርክተክተራትን ብዙሕ ጠመተ ዝወሃቦም ቅርስታት እዮም። ነዞም ጥንታውያን […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net