Archive for: October, 2015

ቅሉዕ መልእኽቲ ንኣቶ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ)

ክቡር ተቓላሳይ ኣቶ ግርማይ ኪዳነ፣ ሰውራዊ ሰላምታና ብምቕዳም፣ ኣብ ጥዕናኻ ምልኣት ኣብ ተካይዶ ዘሎኻ ሃገራውን ህዝባውን ቃልሲ ድማ ኣሳልጦ ንምነየልካ። ዝኸበርኻ ሓው ግርማይ ኪዳነ፣ ብዛዕባ ኣብ ፈስቲቫል ካስል ናይ 2015 ተረኺብካ ዝተዓዘብካዮ ጉዳያትን፣ኤርትራውያን ተቓወምቲ ውድባትን፣ በርገሳውያን ማሕበራትን፣ ሃገራውያን ባእታትን፣ ኣብ’ቲ ነጻ መድረኽ ፈስቲቫል ካስል ዘስመዕዎ ተስፋ ዝህብ ቃላትን ርእይቶን ተበጊስካ ”ኣብ ካስል ዝተጸብሐ ኣበይ በጽሐ” […]

ስትራተጂ ማለት አንታይ ማለት ኢዩ፣ስለምንታይከ የድሊ

Why is strategic planning important? Depersonalizing the Eritrean Politics What we need is not leaders but leadership ብፍስሓ ናይር ኣብ ዝኾነ ውድባዊ ኣሰራርሓ፣ መንግስታዊ ይኹን ግላዊ፣ መኽሰባዊ ኩባንያ ይኹን ኢ-መኽሰባዊ ማሕበር ገለ ተመሳሳሊ መሰረታዊ ናይ ሓባር መለለይታት ኣለዎም። ናይ ሓደ አኩብ ሕዝቢ ወይ ጉጅለ ንሓደ ውሱን ዕላማ ወይ ንገለ ዕላማታት ንምዕዋት ብሓንሳብ ዝሰርሑሉ ብኡ ዝጽለዉን […]

ጥቕሳ ሃውልታዊ ምኽሪ ውርሻ ጥንቲ

ለበዋ ንጉስ ዳዊት „ በርትዕ ሰብኣይ ኩን.“ 1ይ ነገሰት 2፡ 2 መበገስን መፈጸምን ኣብ ሰብ-ኣውነትን ፍትሓውነትን ዝተሞርኮሰ እንካብ ኮነ ብዙሕ ሓሊፉ፡ „እዚ ውን ይሓልፍ“ ብዝብል እምነት! ክብርን ዝኽርን ነቶም ሓሊፎም ተስፋ ዝገደፉልና/ዝገደፋልና ተብዓት! ብፍረወይኒ ሃብተማርያም በርሊን/ጀርመን 8.10.2015 ውረድ ውርደተኛ! ተዋሪድካ ኣዋሪድካና! ሓቢርና ንንዮርክ (NY) መጺእና ዓለም ትመስክር ክንብለካ ይኣኽለና! ውረድ ውርደተኛ!

መግለጺ መሪር ሓዘን ካብ ኣባልት ተ.ሓ.ኤ ሰምየን ኣመርካን ከነዳን

መሪር ሓዘን ሓርበኛ ኣሕመድ ምሓመድ ኢብራሂም (ኣሕመድ ፍሩም) ካብዛ ንኹሱዖይ ንነብረላ ዘለና ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዞባታት ሑቡራት ሃገራት ኣመሪካን ከነዳን ብሞት ኣመድ ምሓመድ ኢብራሂም (ፍሩም) መሪር ሓዘን እና ተሰማዓና ንነፍሲሄር መርሑም ሓርበኛ ኣሕመድ ምሓመድ ኢብራሂም (ኣሕመድ ፍሩም) መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኣላህ የርሕሞ ንስድ ራኡን ንስድራ ቤቱን ንኹሎም መቕርቡን መቓልስቱን ጽንዓት ይሃብኩም […]

Addressing the real causes of conflict in ENCDC

By Fesseha Nair The ENCDC- Eritrean National Council for Democractic change is the union of different political and civil society organizations built after the Awasa Conference that was held in 2011 in Ethiopia. It was a new formula of cooperation.It was the result of the of the long struggle of the Eritrean opposition political organizations […]

A call for a Demonstration in New York in support of The Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea

Eritreans in North America United in Support of the United Nations Commission of Inquiry would like to cordially announce a major Demonstration at the United Nations Headquarters in New York in support of the Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea. History was made on, June 26, 2015, where demonstrations were held in Geneva,Switzerland; […]

ቃል መሪር ሓዘን !!

Date: 02/10/2015 ገዲም ጅግና ተጋዳላይ ኣሕመድ መሓመድ ኢብራሂም (ኣሕመድ ፍሩም )ብዓርቢ ዕለት 02.10.2015 ብዝወረዶ ሕማም ምኽንያት፡ ኣብ ከተማ ካርቱም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩና። ኣብ’ታ ዕለት’ቲኣ ከኣ ኣብ ”ሑስነል ኻቲማ” ዝተባህለ ኣብ ካላክላ ዝርከብ መቓብር ሓመድ ኣዳም ለቢሱ። ተጋዳላይ ኣሕመድ ፍሩም ብ 1947 ኣብ ከባቢ ዓዲ ቀይሕ/ ኣውራጃ ኣከለጉዛይ ተወሊዱ። መበእታዊ ቤት ትምህርቲ ኣብ ከረን ድሕሪ […]

መልእኽቲ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ግ.ሃ.ድ.ኤ. ብኣጋጣሚ ዝኽሪ ህልቂት ላምፐዱዛ

Date: 03/10/2015 መልእኽቲ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ግ.ሃ.ድ.ኤ. ብኣጋጣሚ ዝኽሪ ህልቂት ላምፐዱዛ ክቡራትን ክቡራንን ስድራ ቤት ስውኣት፡ ክቡራት ደቕና ውጻእ መዓት፣ ክቡር ተቓላሳይ ህዝብና ! እዚ ቅድሚ ክልተ ዓመት ዘጋጠመ፡ ንኤርትርውያን ጥራሕ ዘይኰነስ ንመላእ ሕብረተሰብ ዓለም፡ ዘሕዘነ ህልቂት ናይ 368 ዜጋታትና ኣብ ላምፐዱዛ (ገማግም ዓዲ ጣልያን) ንዘልኣለም ኣብ ሓንጎልና ተቐሪጹ ክነበር ኢዩ። እዚ ዘጕሂ መቕዘፍቲ’ዚ፡ […]

ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኒውዮርክ

ሓባራዊ ድምጺ ደገፍ ኤርትራውያን ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ንመርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ኣብ ኒዮርክ ኣብ ቀጽሪ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንመርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ብምድጋፍ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ከካይድ’ዩ። ብ 26 ሰነ 2015፡ ኣብ ጀኔቫ – ስዊዘርላንድ፡ ተልኣቪቭ – እስራኤል ከመኡውን አብ ብዙሓት ከባቢታት ናይ ኢትዮጲያ ንጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ብዝድግፉ ዕውታት ሰላማዊ ሰልፍታት […]

Eritrea: Asmara’s Great Architectural Heritage in Danger

Residents of Asmara, Eritrea’s capital reputed for its Modernist architectural heritage lament the city’s decline as the regime obstructs crucial maintenance of the buildings that gained the city its reputation as ‘Little Rome’ where Italian architects freely experimented daring and innovative designed in the 1930s. In recognition of the importance of this heritage the world […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net