Articles

ጥቕሳ ሃውልታዊ ምኽሪ ውርሻ ጥንቲ

ለበዋ ንጉስ ዳዊት
„ በርትዕ ሰብኣይ ኩን.“
1ይ ነገሰት 2፡ 2

isaias to icc
መበገስን መፈጸምን ኣብ ሰብ-ኣውነትን ፍትሓውነትን ዝተሞርኮሰ እንካብ ኮነ
ብዙሕ ሓሊፉ፡ „እዚ ውን ይሓልፍ“ ብዝብል እምነት!
ክብርን ዝኽርን ነቶም ሓሊፎም ተስፋ ዝገደፉልና/ዝገደፋልና ተብዓት!

ብፍረወይኒ ሃብተማርያም በርሊን/ጀርመን 8.10.2015

ውረድ ውርደተኛ!
ተዋሪድካ ኣዋሪድካና!
ሓቢርና ንንዮርክ (NY) መጺእና
ዓለም ትመስክር ክንብለካ
ይኣኽለና!
ውረድ ውርደተኛ!

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top