Articles

መግለጺ መሪር ሓዘን ካብ ኣባልት ተ.ሓ.ኤ ሰምየን ኣመርካን ከነዳን

elf
መሪር ሓዘን ሓርበኛ ኣሕመድ ምሓመድ ኢብራሂም (ኣሕመድ ፍሩም) ካብዛ ንኹሱዖይ ንነብረላ ዘለና ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዞባታት ሑቡራት ሃገራት ኣመሪካን ከነዳን ብሞት ኣመድ ምሓመድ ኢብራሂም (ፍሩም) መሪር ሓዘን እና ተሰማዓና ንነፍሲሄር መርሑም ሓርበኛ ኣሕመድ ምሓመድ ኢብራሂም (ኣሕመድ ፍሩም) መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኣላህ የርሕሞ ንስድ ራኡን ንስድራ ቤቱን ንኹሎም መቕርቡን መቓልስቱን ጽንዓት ይሃብኩም
ካብ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዞባታት ሕብራት ሓገራት ኣመሪካን ከነዳን October 4 – 1012

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top