Archive for: March, 2017

ኣብዚ መበል 21 ዘመን ምቛም መንግስታት ብዓለትነትን ሃይማኖትን ይከኣልዶ ተራእዮ ኣግኣዝያንከ ንረብሓ መን

“Exposing Agazians false narratives of building TigrayTigrini”   ብፍስሓ ናይር     ሎሚ ነዚ ሓተታ ከቅርብ ዝገደደኒ እቲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሓን ብፍላይ ድማ ኣብ ፓልቶኮት ኤርትራውያን ክቀርብ ዝጸንሔ ዘይጸረየን ኣብ ሓቀኛ ጽሑፋት ታሪኽ ብዛዕባ ሕዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ምርኰሳ ዘይብሉ ናይ ሃውተታ ክትዓት ክካየድ ብምኽትታልን ከምኡ ድማ ኣብ ገለ መጽሔታት ከም “ውራይና” ዝብሉ መጽሔታትን ብምንባብ […]

መበል 3ይ ዓመት ዝኽሪ መስዋእቲ ኣብነታዊ መራሒ ኣሕመድ መ. ናስር

ሃገራዊ ዕላማታትና ብምሉኡ ንምዕዋት ክንቃለስ፣ ሕድሪ ኣሎና፣                 ካም’ዛ ሎሚ ዕለት 26 መጋቢት 2017፣ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት፣ ዓቢ ኣብነታዊ ሃገራዊ መራሒ ሓርበኛ ኣሕመድ መሓመድ ናስር፣ ምእንቲ ህዝብን ሃገርን ነዊሕን ውፉይን ቃልሲ ድሕሪ ምክያድ፣ ብመሳዋእቲ ካብዛ ዓለም ተፈሊዩና። ሓርበኛ ስዉእ ኣሕመድ ናስር ብልቦኑኡን መሪሕነታዊ ተመክሩኡን ሓደ ካብ’ቶም ጽኑዓት ኣዕኑድ […]

ዝኽሪ ታሪኻዊት ኵናት ተጎርባ ኣብ ልቢ ህዝብና ንዘልኣለም ነባሪ ኢዩ !!

ከም‘ዛ ሎሚ መዓልቲ ቅዲሚ 53 ዓመት ብዕለት 15 መጋቢት 1964 ታሪኻዊት ኵናት ተጎርባ፣ ኣብ መንጎ ጅግና ሰራዊት ሓርነት ኤርትን ጎበጣዊ ሓይሊ መግዛእቲ ኢትዮጵያን ዝተኻየደትላ ዕለት ኢያ።  ባዕዳዊ  ስርዓት ሃጸይ ሃይለስላሴ፣ ብሓይሊ ፖሊስ (ፊልዲ ፎርስ) ገይሩ፣ ሰውራና ብዕሸሉ ከሎ ንምጥፋእ ፈቲኑ ምስ ተሓለሎ፡ ነቲ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ሃልሃልትኡ ኣብ መላእ ሃገር ክዝርጋሕ ዝጀመረ ገድሊ፡ ሓንሳብን […]

March 8 International Women’s Day

March 8 International Women’s Day Bears Witness to the fact the Tyrant is On buy one, Power, and kill two, the Nation & the People On this day, March 8, the women of the other world are celebrating for breaking chains of oppression to empower all women of the world, setting themselves free to work […]

ጉጅለ መላኺ ኢሳይያስ ሓድሽ ዞባዊ ምምሕዳራት ኣተኣቲዩ !!

ህጹጽ ዜና ካብ ውሽጢ ሃገር ጉጅለ መላኺ ኢሳይያስ ሓድሽ ዞባዊ ምምሕዳራት ኣተኣቲዩ !!                             ስርዓት ህግደፍ፣ ምምሕዳራት ዝተፈላለዩ ዞባታት ሃገርና ብዝምልከት፣ ሓዲሽ ምምሕዳራዊ ምቅይያራት ኣታኣታቲዩ ምህላዉ፣ ምንጭታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ ውሽጢ ሃገር ዝላኣኽዎ ጸብጻብ ሓቢሩ። ብመሰረት’ዚ ሓዲሽ ምቅይያራት’ዚ፣ ጉጅለ ህግደፍ ንቲ ኣቐዲሙ ንኤርትራ ኣብ ሹደሽተ ዞባታት መቓቒልዋ ዝጸንሐ ውሳነ ኣፍሪሱ፣ ሕጂ ኣብ […]

ሱዲን 4-ኣባላት ጸጥታ ኤርትራ ኣሲሮም፡ ንብረቶም ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኣትዩ ኣሎ።

03/ መጋቢት/ 2017 ሱዲን 4-ኣባላት ጸጥታ ኤርትራ ኣሲሮም፡ ንብረቶም ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኣትዩ ኣሎ።  

ኣማሓዳሪት ዞባ ደቡብ ፋና ተስፋማርያም፣ ኣብ ሓምሻይ መደበር ፖሊስ ኣስመራ ተኣሲራ !!

ኣማሓዳሪት ዞባ ደቡብ ወ/ሮ ፋና ተስፋማርያም፣ ኣብ ሓምሻይ መደበር ፖሊስ ኣስመራ፣ ካብ ቅድሚ 10 መዓልታት ይኸውን፣ ብስርዓት ህግደፍ ተኣሲራ ምህላዋ ካብ ኤርትራ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። ቀጥታዊ ምኽንያት መእሰሪኣ’ኳ ብደቂቕ ተፈሊጡ እንተ ዘይሃለወ፣ ምንጭታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ከም ዝሓበርዎ፣ እቲ ቀንዲ ምኽንያት መእሰሪኣ፣ ኣብ ዞባ ደቡብ ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ብቐጻሊ ዝድይብ ዘሎ ህዝባዊ ናዕቢ ክትኣልዪ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net