Archive for: June, 2017

በየናይ መምዘኒታት ከም ፈላስፋ?

ክቡራት ኣንበብቲ ከምቲ ልሙድ ዕዙዝ ልባዊ ሰላምታይ ይብጻሕኩም፡- ብምቕጻል ግርማይ ወ/ፊሊፖ ኣብ መስርሕ ምስልሳል ኤርትራዊ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ስለ ምንታይ ክቐርበኒ ዘይመረጸሉ ምክንያት ከቕርብ ከሎ ዕላማና ክልቴና ስለ ዝፈላለ’ዩ ክብል ገሊጹ ምህላዉ ይፍለጥ። ብወገነይ’ውን ኣብ መስርሕ ምስልሳል’ቲ ሃገራዊ ዋዕላ ምስ ግርማይ ወዲ ፊሊፖ ብዕምቆት ክላለን ምስኡ ዓቢ ቁም-ነገር ሓዘል ከየዕልልን ንነብሰይ ዘዕገብኩሉ ክልተ ኣብነታት […]

Responding the EPDP call for building a common platform of all Forces for Democratic change

By Fesseha Nair   The writer of this article welcomes the call of EPDP and would like rewrite and post this paper regarding the call in 2014 presented at seminar held in Addis 2014. I hope the EPDP leadership read and compare the two calls     This is a paper presented at the seminar […]

ሓልዮት ካልኦት ኣህዛብ ዘይብሉ ፍቕሪ ህዝቢ ኤርትራ ክህልዎ ኣይኽእልን’ዩ!!

ክቡራት ኣንበብቲ ብቀዳምነት ዕዙዝ ልባውን ሕውነታውን ሰላምታይ ተቐበሉ። ብምቕጻል ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ጽሑፈይ ብ2003 ምስ ሓደ ካብ ክልተ ወለዱ ተጋደልቲ ህ/ግንባር ዝነበሩ ዝተወልደን ኣብ ውሽጢ እቲ ኣእምሮ ደቂ ሰባት ዝብርዝ ሕሱም ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ዝዓበየን መትከል ተ/ሚካኤል ዝተባህለ ተመሃራይ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ነበር ብዝገበርክዎ ዕላል’የ ክጅምር። ብ2002-2003 ገባቲ ኢሳይያስ ኣብ ልዕሊ ተመሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ጅምላዊ ማእሰርትን […]

Refugee Day Assessment of NUEY/NUEW by the Tyrant’s Menus

June 20 is the International Refugee Day.  It is a day to be observed as a day to sympathize with all refugees of the world.  Listen to their stories and try to understand their sufferings at the hands of their abusive governments, governments that failed to react to their daily problems and forced them to […]

ንርትዕን ፍትሕን ዝቓለስ ንሓቂስ ኣይቐብርን’ዩ!!

ክቡራት ኣንበብቲ ብቀዳምነት ከምቲ ልሙድ ምውቕ ልባዊ ሰላምታይ ይብጻሕኩም። ብምቕጻል ግርማይ ወዲ ፊሊፖ ኣብ ልዕለይ ዝፈነዎ ክሲ ጭቡጥ መርትዖታት ከቕርብ ብተደጋጋሚ ተሓቲቱ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታት ክሳብ 5ይ ክፋል ዘርጊሕዎ ዘሎ ተኸታታሊ ትሕዝቶ ጽሑፋቱ ከቕርብ ኣይኸኣለን። ብርግጽ’ውን ከቕርብ ከም ዘይኽእል ብጣዕሚ ርግጸኛ’የ። ግርማይ ወዲ ፊሊፖ ምሳይ ብዘለዎ ዓሚቕ ሌላን ተመክሮን ዘይኾነ ክሳብ ክንድ’ዚ ዝምድር ዘሎ፡ ካብ […]

ኤስደለ ብሳምቡእ ኢሳያይስ ዘስተፍስ መርገጽ የብሉን!!

ክቡራት ኣንበብቲ ዕዙዝ ሰላምታይ ብድሕሪ ምቕራብ፡- ሕጂ’ውን ግርማይ ወዲ ፊሊፖ ካብ በላዕኩም ሰተኩም ዝብል ኣጉል ሞጎትን ተራ ጸለመታትን ጠቐናታትን ዘሊሉ ምስ ዕድሚኡ ዝኸይድ ከም ኣቦታቱ ጭውነት ዝመልኦ ኣንደበትን ኩሉ ዜጋ ብፍላይ’ውን እቲ መንእሰይ ወልዶ ክመሃረሉ ብዝኽእል ልዙብ መንገዲ ደሞክራስያዊ ትሕዝቶ ዘለዎ ሓሳብ ከቕርብ ዘይኽእል ባእታ ምዃኑ እናተጋህደ ዝመጸ ይመስለኒ። ከምቲ ካብ ጉጉይ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net