Archive for: July, 2017

ኣብ ህላወ ብሓቲ ስርዓት ህግደፍ ሓቀኛ ዕርቂ ክረጋገጽ ኣይኽእልን’ዩ?

ክቡራት ኣንበብቲ ብቀዳምነት ዕዙዝ ልባዊ ሰላምታይ ብድሕሪ ምቕራብ፡- ኣብ ጉዕዞ 26 ናይ ነጻነት ዓመታት ብሰንኪ በሓቲ ፖሊስታት ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ብሓፈሻ ኣብ ልዕሊ መንእሰይ ወለዶ ድማ ብፍላይ፡ ክበጽሕ ዝጸንሐን ገና ዝቕጽል ዘሎን ከቢድ ፖሎቲካዊ፡ ቁጠባውን ማሕበራውን ዕንወት፡ ኣሽንኳይ’ዶ ንዓና ነቶም ዋናታቱ ንዓለም ምሉእ’ውን ስውር ጉዳይ ኣይኮነን። ኣብዚ ህሞት’ዚ ኣብ ኤርትራ ብዝተፈላለየ መልክዕ […]

Eritrean Popular Movements towards Inclusive political participation and representation

By Fesseha Nair The struggle from dictatorship to democracy depends on its ownership expressed through its meaningful participation to affirm this it needs democratic institutions and campaign strategy and grand strategy. The goal of the struggle from dictatorship to democracy is clear to remove the dictatorship from its deep roots and system and lay foundations […]

In the search for social justice: is there a panacea for our current problems?

By Hannan Abdullah United Kingdom 25.07.2017 Joining the struggle for liberation and independence was not a passing frenzy or a mere show of desire by some young people nearly six decades ago. But, the desire of people longing for freedom and self-determination was what drove them to declare the revolution to liberate their country. And […]

ንቀጠር ብምጥላም ምስ ኣሜርካ ዝርከብ ዕርቂ የልቦን !!

ኣብዚ እዋን’ዚ ብዙሓት ዜጋታት ኤርትራ ኩሉ’ቲ ብሓቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዘካይዶ ዝጸንሐን ዘሎን ኣዕናዊ ሰነ-ሓሳብ፡ ብውጽኢቱ ድማ ዝተፈላለየ ግህሰታት ሰብኣውን ፖሎቲካውን መሰላት፡ ግፍዕታትን ግብረ-ሽበራዊ ተግባራትን ኣትሪሮም ዝቓወሙ ወይ’ውን ዝኹንኑ ከም ዘለዉ ይፍለጥ። እዚ ብኣውንታ ክግለጽ ዝኽእል ጉዳይ ኮይኑ፡ ኣብ ወጻኢ ስትራተጂካዊ ፖሊስታት ናይቲ ስርዓት ብዝምልከት ግን፡ ምስ ኣህዛብ ጎረባብቲ ሃገራትን ርሑቕ ዓለምን ዝኽተሎ […]

ዕደና ወርቂ ኣብ ኤርትራ ኣብ ደቂ ሰባትን ኣካባብን ዘስዕቦ ዘሎ ጸገማት !!

ጉጅለ ህግደፍ ካብ ጽባሕ ናጽነት ኣትሒዙ ኣብ ህዝብና ዘውርዶ ዘሎ በደልን ግፍዕን፣ እዚ ኢልካ ክጽብጸብ ኣሸጋሪ ኢዩ። ሎሚ ብዛዕባ ዕደና ወርቅን ሳዕቤናቱን ኣብ ኤርትራ ኣልዒልና፣ ካብ ውሽጢ ኤርትራ ብዝርከቡ ውፉያት ተቓለስቲ ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዝተላእከልና  ብስእሊ ዝተሰነየ ጽጹይ ሓበሬታ ከነቕርብ ንፈቱ።   ጉጅለ ህግደፍ፣ ካብ ነዊሕ ግዜ ኣትሒዙ ኣብ ጠቕሚ ህዝብና ዘይውዕል፣ ልዑል […]

July 18, Nelson Mandel Day: Assessing Prisoners’ Mistreatments

A country’s respect for human dignity is judged by how it treats its prisoners.  Like they say, two wrongs don’t make a right, so also wrong-doing to a law-breaker doesn’t make any right.  Even if the prisoners were animals, it doesn’t give the captor any right to abuse at will.  The prisoners, as human beings, […]

ብደላሎ ተጨውዮም ዝጸንሑ ኤርትራውያን ነጻ ወጽዮም

ኣብ ከባቢ ከተማ ከሰላ ወታሃደራት ሱዳን 71 ብደላሎ ተጨውዮም ንዝጸንሑ ኤርትራውያን ናጻ ከምዘውጽእዎም ካብቲ ቦታ ዝመጸና ዜና ይሕብር። እቶም ጨወይቲ ነቶም ካብ ኤርትራ ንሱዳን ክኣትዉ ዝሓዝዎም መንእሰያት ኣብ ከባቢ ሩባታት ዓጥባራ ካብ ካብ ወርሒ ሓምለ ጀሚሮም ኣገዲዶም ሒዞሞም ከምዝነበሩ ወኪል ዜና ስምረት ካብቲ ከባቢ ሓቢሩ። እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ ሰራዊት ሱዳን ነቶም በብእዋኑ ካብ ኤርትራ ፈንጢሶም […]

ሰላማዊ ሰልፊ ብህዝባዊ ምንቅስቓሳት አብ ከተማ ጊሰን ጀርመን

09 ሓምለ 2017 ትማሊ ቀዳም 08.07.2017 ንናይ ህግደፍ ፈስቲቫል ንምቅዋም፣ ብህዝባዊ ምንቅስቓሳት አብ ሃገር ጀርመን ዚተጸውዐ ሰላማዊ ሰልፊ ጸብለልትነት ደለይቲ ፍትሒ አብ ልዕሊ ህግደፍ’ን ሰዓብቲ ህግደፍ’ን  አመሰኪሩ። ምምሕዳርን ፓርላማን ከተማ ጊሰን ንኣዳለውቲ ፈስቲቫል-ህግደፍ ፌስታ ንዝገብርሉ ኣደራሽ ብባኮታትን ካልእ መኸወሊታትን ክሽፍንዎ መምርሒ ስለ ዘውረድሎም፣ ብሃተሃታ ህግደፍ’ውን ድሒሩ ዚተጸውዐ ሰላማዊ ሰልፊ ጌሮም ተባሂሉና። እቲ ናይ ህግደፍ ሰላማዊ […]

ባዶ+ባዶ=ባዶ

ክቡራት ኣንበብቲ ዕዙዝ ልባውን ሕውነታውን ሰላምታይ ተቐበሉ፡- ብምቕጻል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዋንኡ ዘይፍለጥ፡ ኣብ የማናይ ገጽ መርበብ ሓበሬታ መስከረም <<ኣንታ እዛ ሃገር ሰብ’ዶ ዘይብላ መሲልዎም?>> ብዝብል ኣርእስቲ <<ወያኔ ንኤርትራ ወሪርና ንነፀረኣብ ኣስመላሽ ፕረዚደንት ክንገብሮ ኢና ይብሉ>> ዝብል ድርሰት ተዘርጊሑ ንንባብ በቒዑ ምቕናዩ ይፍለጥ። ስለ ምንታይ ዋንኡ ብግልጺ ፖሎቲካዊ መንነቱ ኣነጺሩ ክጽሕፍ ዘይበቕዐን እቲ ተለጢፉ ዝቐነየ […]

መሰል ህጻናት ትግህስ ሲንጋፑር ኤርትራ

እዘን ኣብ ስእሊ ንምልከተን ዘለና ክልተ ዕሸላት ኣሓት ብዘይዝኾነ ምግናን ዕድሚአን ክንደይ ክኸውን ከም ዝኽእል ንምግማት ብዙሕ ኣጸጋሚ ጉዳይ ኣይኮነን። ኣብዚ ንኡስ ዕድሚአን ድማ ዲፒዛ ዘይኮነስ ለንጀር ወተሃደራዊ ክዳን ተኸዲነን ምህላወን’ዩ ዘመላክት። ኣብ ኢደን ደብተርን ቢሮን ኣብ ክንዲ ምሓዝ፡ እቲ ሓዊ ዝተፍእ ብረት ክላሽን ሒዘን ከም ዘለዋ ይእምት። ብዕድመ ክንድአን ዝኾኑ ዕሸላት ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net