Archive for: September, 2017

መልእኽቲ ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራውያ ንድሕነት ሃገር ብኣጋጣሚ ሓደ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎና

ቅድሚ 56 ዓመታት፡ ልክዕ ከምዚ ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ነቲ፡ ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ክናገፍ፡ ወናኒ ክብረቱን ርስቱን፡ መጻኢ ዕድሉ ባዕሉ ዝዉስነሉ መሰል ከውሕስ ድሕሪቲ ን20 ዓመታት ዘካየዶ ሰላማዊ ዲምክራስያዊ ቃልሲ፡ ብዓሎቕን ዓመጽን ሓያላት ሃገራት፡ ነቲ ድሌት ህዝቢ ኤርትራ ንምሉእ ናጽነት ብምጉዕጻጽ፤ ብዘይ ምርጭኡ ኣብ ትሕቲ ባዕዲ ክቆረን ዕዉር ፍርዲ ስለዝተዋህቦ ብረት ከልዕል ተገዲዱ።

እወ ! ሕጂ’ውን ካብ ኣባላት ዞባ ኤውሮጳ 1 መስክረም 2017

  ዝኸበርኩም ኣባላት ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ ዝኸበርካ ኣቦ መንበር ዞባ ኤውሮጳ   ሎሚ’ውን ደጊምና ኣብ ዘልኽምዎ ቦታ ሰላምታና ይብጻሕኩም ንብል። እወ። ሕጂ’ውን ካብ ኣባላት ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ ምዃና ከነረጋግጸልኩም ንፈቱ። ኣባላት ሓደ ጨንፈር ስለ ዘይኮና ከኣ ካብ ኣባላት ዞባ ኤውሮጳ’ና ክንብል ግድነት እዩ። ኣባላት ዞባ ኤውሮጳ ንኸይንብል ዝኽልክለና ሕጊ’ውን ዘሎ ኣይመስለናን። ካብ ኣባላት ሰዲህኤ ዞባ […]

ግርጋ ላዅ አርባ ያኸኒትሪ 1961 ብርፍ እንሽኽ ለመለምሪ ታና፣ ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊኒዂ/ሆደር ሽፍሽፋ 2017። ( Press Realease 1st September 1961 start of arms struggle Democratic Organization of Blin Nation -Eritrea)

ግርጋ ላዅ አርባ ያኸኒትሪ 1961 ይና ክልዲ ይና ሻንዲ፡ ላካበና እንገት ለመለምሲ ተርሲነሪ፡ ካብሪዲ ታሪኽ ሻኽረሪ ንርአክነድ፡ ናይ ቢሪኹዲ ከዋኹዲር መታን ፍዳ ደኮውሲ አልብድኑ፡ ለመለምየውዳ ምርወት ሊኲስረሪ፡ ቀሽቀሸውስኻ ዋዕዊዕድረሪ፡ ደንቢራ ከብተውስኻ ለሀክድረሪ፡ ግንጅውስኻ ቐስቐስሮ ጒድረሪ፡ ናድካ አወይሲኻ ደከውድ ፊነስ ኒክማኒል ገእሲኖ፡ መታዊ ሁመቱዉድ: ‘’ጊሚላ ሽኽሰና’’ ደንቢራ ወንተር ጊኒን፡ ኒሰና  ኮዶ ይና ገለድሊ ተብኒል፡ ለወትሰግረሪዲ፡ በለልሰግረሪዲ […]

ርሑስ ዒድ ኣልኣድሓ 2017 ርሑስ ዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 2017

ባሕቲ መስከረም 2017 ካብቲ ካልእ ፍልይቲ ዝገብራ እንተሃልዩ፡ መንፈሳዊ ዒድ ኣልኣድሓን ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ዝተጋጣጠመላ ድርብ ታሪኻዊት ዕለትን በዓልን ክትኸውን ብምብቕዓ’ዩ። ኣብዚ ታሪኻዊ ዕለት’ዚ ብስቕታ ምሕላፍ ፍጹም ሓላፍነትኻ ምዝንጋዕ ምዃኑ ስለ ዝኣምን’የ ገለ ወስ ከብል ብርዐይ ኣልዒለ ክጽሕፍ ዝተደፋፋእኩ።  

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net