Archive for: September, 2017

The Djibouti Air Force carries out air strikes inside Eritrean territory.

The Eritrean National Salvation Front (FNSF)  reported according to news received from the Eritrean-Djibouti border, on 19 September, the Djibouti Air Force carried out air strikes against Djiboutian opposition positions and camps inside Eritrean territory. In the areas of “Sidna” and “Dadno” Directorate Rahita. Eritrean National Salvation Front sources confirmed that the air strikes had […]

Two military vehicles burned in Gash-Barka.

Eritrean National Salvation Front (FNSF) reliable sources have reported that the Isaias regime is witnessing ongoing internal conflicts, which is particularly evident among military wings at the senior leadership level. These conflicts have reached their peak in recent months, as they have confirmed from within the corridors of the military leadership.

ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ክሳብ ዘሎ ቃልስና ቀጻሊ እዩ !

ካብ ኣባላት ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ 27 መስከረም 2017   8ይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ሰዲህኤ ድሕሪ 5 መዓልቲ ስርሓቱ ዛዚሙ። ኣብ’ዚ ውሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ ዝተላዕለ ኣርእስቲ ብዙሕ’ኳ እንተዀነ ልዕሊ ኩሉ ኣገዳሲ ኣጀንዳ ጉዳይ ውሽጣዊ ኣሰራርሓ ዘንቀሎ ዘይምስምማዕ ሓንቲ ለውጢ ከይገበረ ትእዛዝ መሪሕነት ተቀበሉ ብዝብል ውሳኔ ክንኡ ከም ዘይከይድን ዘተ ከም ዘይቅበልን ኣብ ንህዝቢ ዝዘርግሖ መልእክቲ ኣመሓላሊፎም። […]

ዜናታት ካብ ኤርትራ

  ክልተ ዓበይቲ መካይን ሰራዊት ተቓጺለን።   ስርዓት ህግደፍ ብውሽጣዊ ቅልውላው ይሳቐ ምህላዉ እሙናት ምንጭታትና ሓቢሮም። ኣብ ውሽጢ ዝተፈላለዩ ክፍልታት ሰራዊት፣ ብቐጻሊ ዝርአ ዘሎ  ግርጭታት፣ ብፍላይ ድማ ኣብ መንጎ’ቶም፣ ኣብ ጽፍሕታት ናይ ምምራሕ ሓላፍነት ዘለዎም መኮንናት ሰራዊት፣ ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ናብ ሓደገኛ ጥርዚ በጺሑ ምህላዉ፣ ካብ ውሽጢ ምምሕዳር ሰራዊት ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ […]

ፖለቲካዊ ዘተ ምስ ህዝቢ አብ ከተማ ኮሎን/ሃገር ጀርመን

መግለጺ ሓው የማነ ተክለገርጊሽ ገዲም ተጋዳላይን ደራሲ’ን “ተመክሮይ ኣብ ህዝባዊ ግንባር፡ ሳሕል ወፊርና  እነታይ ኣምጺእና” ቀዳም፣ ዕለት 16 መስከረም 2017 ሓው የማነ አብ መኽፈቲ ኣኼባ፣ ንምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ – ባሕቲ መስከረም – ከም ኣጋጣሚ ብምውሳድ ነዚ ንመበል 56 ዓመቱ ዝኸብር ዘሎ ክቡር መዓልቲ ከም መበገሲ’ን መንጠሪ’ን ዘረብኡ ተጠቒሙ ብነዊሕ አብ ኣሳግድ ሰውራ ኤርትራ […]

ርሑስ በዓል መስቀል 2017

ብቀዳምነት ንመላእ ኣብ ውሽጥን ደገን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ንኣመንቲ መንፈሳዊ እምነት ክርስትና፡ ንኩሎም’ቶም ንገባቲ ስርዓት ህግደፍ ካብ ጸረ-ህዝቢ ፖሎቲካዊ ስልጣን ብምውጋድ ሓቀኛ  ደሞክራሲ፡ ምዕሩይ ማሕበራዊ ፍትሕን ግዝኣተ-ሕግን ዘውሕስ ሕብረ-ሰልፋዊ ደሞክራስያዊ ስርዓት ንምህናጽ ኣብ ዘይሕለል ቃልሲ ዝርከቡ፡ ነቶም ብስም ሃገራዊ ኣገልግሎትን ምውሓስ ልዕላውነትን ንነዊሕ ዓመታት ተዘሪዖም ንሕሱም መነባብሮን ማሕበራዊ ምዝንባልን ዝተፈረዱ ውጹዓት ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል […]

ንውራይካስ ባዕልኻ ድኣ ብሕሹኽታ ባዕዲ.. ከይተጥፍኣ

ክሕምሕም….. ሓጊየ ከሪመ ክጠርዕ…….  ውዒለ ሓዲረ ክዛረብ….. መልሓሰይ ስሒለ ርብዒ ዘበን ሓሊፉ ብተባህለ ተገብረ ጭንን ኢልካ ኣብ ባዕዲ…  የለን ዝዕረ *

ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ 2017

ብቀዳምነት ንመላእ ኣብ ውሽጥን ደገን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ንኣመንቲ መንፈሳዊ እምነት ክርስትና፡ ንኩሎም’ቶም ንገባቲ ስርዓት ህግደፍ ካብ ጸረ-ህዝቢ ፖሎቲካዊ ስልጣን ብምውጋድ ሓቀኛ  ደሞክራሲ፡ ምዕሩይ ማሕበራዊ ፍትሕን ግዝኣተ-ሕግን ዘውሕስ ሕብረ-ሰልፋዊ ደሞክራስያዊ ስርዓት ንምህናጽ ኣብ ዘይሕለል ቃልሲ ዝርከቡ ዜጋታት፡ ከምኡ’ውን ነቶም ንነዊሕ ዓመታት ብስም ምውሓስ ልዕላውነት ጅሆ ተታሒዞም ንመወዳእታ ዘይብሉ ሕሱም መነባብሮን ማሕበራዊ ምዝንባልን ዝተፈረዱ ውጹዓት […]

ብምኽንያት መበል 56 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደ.ግ.ሓ.ኤ)፡ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፣

ህዝብታት ኤርትራ ምእንቲ ሰብኣውን ደሞክራስያውን ክብሮምን ሃገራዊ መንነቶምን ከረጋግጹ ክብሉ፡ ንከባቢ 20 ዓመታት ዝኣክል ዘካየድዎ ሰላማዊ ፖለቲካዊ ቃልሲ ኣብ ዘይተዓወተሉ ግዜ፡ ኣብቲ ግዜ እቲ ዝነበሮም ብሕታዊ መማረጺ፡ ብዕጥቃዊ ቃልሲ ነጻን ልኡላዊትን ሃገሮም ከረጋግጹን ሓርነቶም ንክጭብጡን ስለ ዝነበረ፡ ምእንቲ’ዚ ፍትሓዊ ዕላማ ክውን ክገብሩ ብሓደ መስከረም 1961 ሽግ ምጅማር ብረታዊ ቃልሶም ዝወልዑ ጀጋኑ ህዝብታት እዮም። ይኹን’ዳምበር ዕጥቃዊ […]

መግለጺ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ

ሎሚ ዕለት 01 መስከረም 2017 ነቲ ብተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብመሪሕነት ስዉእ ጅግና ሓምድ ኢድሪስ ዓወተ ዝተጀመረ  መብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ መበል 56 ዓመቱ ብምዝካር ከብዕል ይርከብ። እንተኾነ ህዝብና፣ ብሰንኪ ኣዕናዊ ተግባራት ስርዓት ህግደፍ፣ ኣብ ኣዚዩ ዝተሓላለኸ ጽንኩር ኵነታት ኣብ ዝርከበሉን፣ ኤርትራ ሃገርና ኣብ ገማግም ናይ ምብትታን  ሓደጋ ተሳጢሓትሉ ዘሎ እዋን ኣብ፣ ኩሉ መዳያዊ  ኩነታት ሃገር […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net