Archive for: November, 2017

ሙሴ ዮሃንስ /ወዱ ጣባ/ ምስ ሓቂ እናተሊተመ ክጋሇጽ ከሎ

ካልኣይ ክፋል፡- ክቡራት ኣንበብቲ ዕዘዜ ሰሊምታይ ብድሕሪ ምቕራብ፡- ዕሱብ ሙሴ ዮሃንስ ወ/ጣባ በቲ ብ06 ሕዲር 2017 ምስ ምለእ ጭብጥታቱን መርትዖታቱን ዗ቕረብኽዎ ጽሑፈይ ተሞርኲሱ ዜሃቦ መልሲ ክመሃር ወይ’ውን ኣብ ጥቓ ሓቂ ዜቐራረብ ሓድሽ ድራማ ክሰርሕ ህድኣትን ትዕግስትን ኣይተዒዯሇን። ብርግጽ ሕማቕ ትዕድልቲ ኮይኑ፡ ኣነ’ዶ ከምዙ ይበሃል ብዜብል ኣጉል ትምክሕታዊ ስምዑታት ተንፊሑ፡ ከምቲ ልሙድ ኣመለ ተመሉሱ ሰብኣዊ ክብሩን […]

The need of good governance, inspired us to say enough to the cruel man in Asmara

Hannan Abdullah United Kingdom hananabdellah88@gmail.com 18 th of November, 2017 It is the historical record of peoples that reflects their suffering and heroism and conveys their experiences to generations. The agony of the peoples of the Third World was the result of the Western invasion of its countries, which divided its lands and peoples arbitrarily […]

ትግባረ ፖሊቲካዊ ናዕቢ ኣንጻር ምልክነት ኣብ ኤርትራ ከመይ ክኸውን ኣለዎ

Applying Political Defiance in Eritre ብፍስሓ ናይር ሕዝቢ ኤርትራ ብኩሉ መነባብሮኡ በቲ ዘስካሕክ ጭቆናን ወጽዓን በቲ ውልቀ-መላኺ ስርዓት ሕጅስ ይኣክል ኢሉ ኣብ ከተማ ኣስመራ ሰላማዊ ሰልፊ ብምግባር ዘርኣዮ ተባዕ ተቃውሞ ብመን ካበይ ተበጊሱ ብዘይገድስ እቲ ሕቶ ሕዝባዊ ሕቶ ድኣ እምበር ሕቶ ሓደ ክፋል ሕዝብናን ወይ ድማ ናይ ሓደ እምነት ምእማናን ኣይኮነን፡፤ እዚ ከምዘይኮነ ድማ እቲ […]

መንእሰይ ተላዓል !!

ስርዓት ኢሳያስ ስልጣኑ ንምቕጻል ምእንቲ፡ ኣብ ህዝቢ ኩቱር ፍርሒ ብምስራጽ፡ ኣብ ልዕሊ ካብኡ ዝተፈልየ ፍሉይ ርኢቶ ዘለዎ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ናይ ጭውያ፣ ምእሳር፣ ምስዋር፣ ዉሳይ፣ ስጉምቲታት ምውሳድ፡  ከም ልሙድ መርሓ ዝሓዞ’ዩ። እዚ ካኣ ክሳብ ዝወድቕ ኣይክገድፎን’ዩ። ኣብ ኤርትራ ካብ ርእይቶኡ ዝተፈለየ ፍሉይ ርኢቶ፣ ወይ ተቃዋሚ ርኢቶ ዝህልዎ ዜጋ ውሕስነት ድሕነት ሂወት የብሉን። ዓሰርተታት ኣሻሓት ሰብ ፍሉይ […]

መደረኽ ሃገራዊ ዘተ (መሃዘ)

ጋዜጣዊ መግለጺ ሕዳር 6: 2017   ኣስታት ኣርባዕተ ዓመት ይገብር፡ ብሰንበት 02 ለካቲት 2014 ምምስራት መድረኽ ሃገራዊ ዘተ (መሃዘ) ተቓሊሑ። እዚ ብስራት’ዚ ኣብ ህዝብና ተስፋ፡ ትጽቢት፡ ከምኡ’ውን ሕቶታት ኣለዓዒሉ። ብድሕሪ’ዚ ግን መድረኽ ዋላ’እኳ ውሑዳት ኣገደስቲ ሸቶታት እንተኣመዝገበት፡ ንነብሳ ናብ ሓደ ሂወት ዘለዎ ሓያል ውዳበ ብምስግጋር፡ ንጹር ቅርጽን ኣገባብ ኣሰራርሓ ዝወነነ፡ ንኣባላቱ ወይ መላፍንቱ ምሉእ ዋንነት […]

Forum for National Dialogue (FND)

Press Release (November 6, 2017) Almost four years ago, on Sunday, February the 2nd 2014, The Forum for National Dialogue (FND) announced its formation to the public. The event raised hope and expectations as well as questions. While the FND acknowledges some worthy achievements, it has not effectively capitalized on the public’s generous and unearned […]

Eritrean Students: Keep the Gained Momentum Going by Staying on the Stormed Streets of Your Cities

The Eritreans’ abidance to the tyrannical laws is based on the Eritrean culture of respect and obedience to the elders.  Otherwise, the obedience is not out of fear.  The Al-Diaa-Islamic school’s board leaders and the students’ reaction and response to the regime’s contemptuous banning order of the school’s program are examples that Eritreans still have […]

ወጋሕታ ሓርነትን ኣግእዞን ካብ ማህጸን መስዋእትን ስቕያት ህዝብን’ዩ ዝውለድ!!

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ነቲ ናይ  ኣቦና ሓጂ ሙሳ መሓመድ ኑር ኣቦ መንበር ምምሕዳር ቤት ትምህርቲ ኣድያእ ማእሰርቲ ሰዒቡ ዝተበገሰ ነቕሎ ሰፊሕ ሓፋሽ፡ ብግዱስ ኣትኩሮን ኣድናቖትን ብዕቱብነት ክከታተሎ ቐኒዩ’ዩ። ሓጂ ሙሳ ልሉይ ሃገራዊ መራሒ ንዘርኣይዎ ጅግንነትን ዝወሰዱዎ ተባዕ መርገጽን፡ እንኮላይ ነቶም ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ፣ ኣብ ልዕሊ ብሕታዊ ኣብያተ ትምህርቲ ዝወሰዶ ዓፋኒ ፖሊስን፡ ምቕፋድ ኣቦና ሓጂ […]

ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ጋዜጣዊ ናይ ደገፍ መገለጺ ነቲ ኣብ ከተማ ኣስመራ ጀሚሩ ናብ ኩሉ ክፋላት ኤርትራ ዝልሕም ዘሎ ህዝባዊ ኣብያ

ትማሊ 31 ጥትምቲ፡ 2017 ብዕምጠራ ህግደፍ ንዝተዓጽወ ናይ እምነታት ቤት ትምህርታት ሓደ ካብኡ ቤት ትምህርቲ ድያ፣ከምኡ’ውን ምእሳር መማህራንን ወለድን እቲ ቤት ትምህርቲ፣ ብፍላይ ከኣ፣ ብማእሰርቲ ናይ እቶም ንመሰሎምን፣  ንመሰል ደቆምን ብዓውታ ሂወቶም ክኸፍሉ ድሉውነቶም ዝገለጹ ኣቦ – ሓጅ ሙሳ መሓመድኑር ፣ዝነደሩ ተማሃሮ ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ብትብዓት ሰላማዊ ሰልፊ ምክያዶም፡ ነቲ ምልካዊ ጉጅለ ኣዝዩ ዘሰምበደ  ንመላእ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net