Archive for: March, 2018

In Memory of a True Justice-Seeker Memher Ibrahim Mohamed

It is with profound sadness, members of Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement (GI) learned about the untimely passing of Memher Ibrahim Mohamed, who was one of the founders of GI. Memher Ibrahim Mohamed was born on September 28, 1947, in Asmara, Eritrea. After attending his elementary education in Eritrea, he pursued his middle […]

መግለጺ ንዝኽሪ ሐርበኛ መምህር ኢብራሂም መሓመድ

መምህር ኢብራሂም መሓመድ ብዕለት 28 መስከረም 1947 ዓ.ም. ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ። ናይ መባእታ ደረጃ ትምህርቱ ኣብ ኤርትራ ተማሂሩ፡ ናይ ማእከላይን ካላኣይን ደረጃ ትምህርቱ ኣብ ኢትዮጵያ (ኣብ ደሴን ኣብ ኣዲስ ኣበባን) ድሕሪ ምዝዛሙ፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቀዳማይ ሃይለሰላሴ ብጂኦግራፊ ብባችለር ዲግሪ ተመሪቑ (B.A in Geography. HaileSelassie I University, Addis Ababa, Ethiopia)። ናብ ዓዲ እንግሊዝ ብምኻድ ብማስትረይት ዲግሪ […]

ናይ-ሞት-ዕርፍቲ ናይ ክቡር ኣቦና ሓጂ-ሙሳ መሓምድኑር

ኩቡራትን ኩቡራንን ኣባላት ኤርትራዊ ምንቅስቃስ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ አብ NRW፤ ኩቡራትን ኩቡራንን ደቂ ሃገር፤ ብቀዳምነት ዕዙዝ ልባዊ ሰላምታይ ይብጻሕኩም ክብል እፈቱ! እንቋዕ ከአ ኣምላኽ ነዚ ክቡር መዓልቲ አብቅዐናን፣ ብድሓነ-ሰላም አኻከበናን! ከምቲ አብ መጸዋዕታ-ዕድሜና ነዚ መዓልት’ዚ እውን ተጠቒሱ ዚነበረ፣ ሎሚ አብዚ ኣኼባ’ዚ ተራኺቡናሉ ዘሎና ምኽንያት ናይ ቀረባ መዓልታት መስዋእቲ ናይ ዓበይትን ሓርበኛታትን መራሕትና – ብቐንዱ ከአ ናይ-ሞት-ዕርፍቲ […]

መግለጺ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብኣጋጣሚ መበል 54 ዓመት ዝኽሪ ታሪኻዊት ኵናት ተጎርባ

ዕለት 15 መጋቢት 2018 መበል 54 ዓመት ዝኽሪ ናይ’ታ ኣብ መንጎ ጅግና ሰራዊት ሓርነት ኤርትን ጎበጣዊ ሓይሊ መግዛእቲ ኢትዮጵያን ዝተኻየደትላ ታሪኻዊት ኲናት ተጎርባ ኢያ። ዂናት ተጎርባ ብዕለት 15 መጋቢት 1964 ኣብ ባርካ እትርከብ “ቶጎርባ” ዝተባህለት ቦታ ኢያ ተኻይዳ።      ባዕዳዊ  መግዛእቲ ኢትዮጵያ ሰውራና ብዕሸሉ ከሎ ንምጥፋእ ፈቲኑ ምስ ተሓለሎ፡ ነቲ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ሃልሃልትኡ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net