Archive for: May, 2018

መዓልቲ ነጻ ፕረስን ዝኽሪ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕን፡

ሎሚ ዕለት ኣብ ኩሉ ኵርናዓት ዓለም መዓልቲ ነጻ ፕረስ ዝኸበረሉ’ዩ። ኣብ’ዚ ምስ ነጻ ፕረስ ምትእስሳር ዘለዎም ይኹኑ ተጣበቕቲ ነጻ ፕረስን ዝተፈላልዩ ማሕበራትን ኣሕጉራዊ ትካላት ዘኽብርዎ ዕለት’ዩ። ነጻ ፕረስ ብዘይ ስግኣትን ፍርሓትን፡ ብዘይተጽዕኖን ዕብለላን ጋዜጠኛታት ይኹኑ ውልቀ ሰባት ሓሳባቶም ዝገልጽሉ ዝጣበቐን ዝከላኸል እዩ።

ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዝተኻይደ ዝኽሪ መዓልቲ ነጻ ፕረስ ብኣህጉራዊ ትካል ብዩኔስኮ ዝተዳለወ ተሸላሚ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ከም ዝነበረ ብምዝካር፡ ሎሚ ዓመት ከኣ ኣብ ጋና ኣክራ ዝካየድ መዓልቲ ነጻ ፕረስ ግብጻዊ ጋዜጠኛ ብዩኔስኮ ዝተዳለወ ሽልማት ከም ዝወሃብ ተፈሊጡ ኣሎ።

ፖሊቲካን ሃይማኖትን- ናይ ኤርትራ ቅልውላው- Eritrean Opposition Crisis

ኣብ ታሪኽ ኤርትራ እንተረኤና ካብ ፖሊካዊ ቃልሲ ክሳብ ብረታዊ ቃልሲ ቀጺሉ ድማ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ እቲ ቀንዲ ምንጪ ክሳብ ሕጂ እውን ክፍታሕ ዘይተኻእለ ፖሊቲካዊ ምሕደራን ሃይማኖትን ፈሊኻ ዘይምርኣይ ኢዩ፣ምንጪ ናይ ግርጭት ኣብ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ መንነት ወይ ድማ ካብ ስነ-ሓሳብ ዝመንጨወ ዘይኮነስ ኣብ ትሕቲ ሃገራዊ መንነታት ከም ሃይማኖት፣ ዓለት ቋንቋ፣ ኣውራጃ ኢዩ፣ እቲ ቀንዲ መሃንድስ ናይዚ መንነታት እቲ ኣብ ኤርትራ ነጊሱ ዘሎ ስርዓት ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኢዩ፡ ስዒቡ ድማ እቲ ሎሚ ኣብ ደንበ ተቃውሞ

1 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ሰዲህኤ

ወትሩ 1 ግንቦት፡ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ትኽበረላ መዓልቲ እያ። መዓልቲ ሰራሕተኛታት ኣብ ሙሉእ ዓለም ተኸቢራ እትውዕል መሰል ክብሪ፡ ወላ ሓንቲ መዓልቲ ትኹን’ምበር ሰራሕተኛታት ዓለም ንምሕያል እትዝከር መዓልቲ’ያ፡ ሰራሕተኛታት ኣፎም ከፊቶም ንመሰሎም ዝከላኸሉላ መዓልቲ’ያ። ኣብ መላእ ዓለም፡ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ተኸቢሩን ተጸንቢሉን፡ ሰራሕተኛታትን፡ ማሕበር ሰራሕተኛታትን፡ ብታሪኻዊ ኣመጻጽኣ መሰረት ሰራሕተኛታት ዘለወን ሰልፍታትን ወከልቶም ተጣበቕቲ መሰል ሰራሕተኛታት፡ መሰል ክኽበር መብጽዓ […]

ኣድላይነት ኮንፈደረሽን እዋናዊ ኤርትራዊ ሕቶ ድዩ ሎሚ ወይስ ! ሰዲህኤ 30 ሚያዝያ 2018

ጉዳይ ፈደረሽን ወይ ኮንፈደረሽን ኣብ ኤርትራዊ ሕቶ ሓድሽ ዝለዓል ዘሎ ኣይኮነን፡ ብፍላይ ከኣ ፈደረሽን ፍቱን መድሃኒት ዘለዎ ፖለቲካዊ ተሞክሮ ህዝቢ ኤርትራ ስለ ዝኾነ፡ ሕጂ ኸ እንታይ ሓድሽ ስለ ዝተረኽበ’ዩ፡ ዝብል ሕቶ ክመጽእ ይኽእል። ብመሰረቱ ንኣፍልጦ ይኹን ንቕሓትን ፈደረሽን ይኹን ኮንፈደረሽን ዘለዎ ትርጉም ንህዝቢ ሓፈሻዊ ፍልጠ ምቕራብ ዝጠቅም’ምበር ዝጎድእ ኣይኮነን፡ ካብኡ ሓሊፉ ዝተፈላልየ ልፍንታዊ ይኹን ርትዓዊ […]

ኤርትራ ህላወ ነጻ ፕረስ ዘየረጋገጸት ሃገር 27 ሚያዝያ 2018

ትማሊ ዕለት 26 ሚያዝያ 2018 ኣብ ዝተዘርገሐ ጸብጻብ ነጻ ፕረስ ማሕበር ገደብ ኣልቦ ጋጤኛ ( Journalist without boarders) ካብ 180 ኣባላት ሕቡራት መንግስታት ሃገራት፡ ኤርትራ ኣብ መበል 179 ተርታ እትርከብ ፈጺሙ ሃለዋት ነጻ ፕረስ ዘይብላ ሃገር ተባሂለ ተጠቂሳ ኣላ። ኣብ’ዚ ጸብጻብ ከም ዝገልጾ ኤርትራ ንሰሜን ኮርያ ጥራሕ ከም ዝበለጸታ ዘስፈረ ጸብጻብ ኩነታት ነጻ ፕረስ፡ ሰብኣዊ […]

The Long-delayed Constitution and the Claim of “Eritrea is an Island of Peace”

Many Eritreans quietly commemorate the “referendum day” every year.  The commemoration is in celebration the Eritrean struggle finally liberated the whole country in 1991.  The total liberation of the country imposed referendum to be held in 1993, which resulted in the Eritrean people’s 99.83% “Yes” vote for independence.  The referendum’s results compelled the Ethiopian government […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net