Archive for: May, 2019

Constitution Making, Replacing and Amending

By Fesseha Nair The case of interim –constitution/transitional and permanent constitution. What is the difference between interim and permanent constitution. Interim –constitution is a legal framework providing a basis for the democratic transition. Interim or provisional or transitional are the various names given to the period from the fall of dictatorship to the permanent constitution. […]

እብነ መሰረት ናይ ሕገ ሕንጻ ሃገር- መቆምያታት ቅዋም

The Fundamentals of a Constitution By Fesseha Nair   ኣብዚ ግዜዚ ካብቶም ጠለባት ናይዚ እዋና ኡ ሕዝባዊ ምልዕዓል ወይ ድማ ይኣክል፣ ቅዋምና ይተርጐም ብዝብል ቅዋም ወይ በቲ ፍሉጥ ዓለምለኸ ኣገላልጻ ኣነ እውን ብወገነይ ካብቲ ዘንበብክዎ መጽናዕትታት ብዛዕባ ሕገ ሕንጻ ሃገር ወይ እቲ ብኤርትራውያን ቅዋም ተባሂሉ ዝጽዋዕ ክገልጽ ክፍትን ኢየ፡፤ ሕገ ሕንጻ ሃገር ወይ ድማ በዚ […]

መግለጺ ፈጻሚ ኣካል ኤርትራዊ ሃገራዊ ግንባር(ኤሃግ) ኣብ እዋናዊ ፖሎቲካዊ ኩነታት ሃገርና፥

ህዝቢ ኤርትራ፡ ‘ይኣክል’ ዝብል ረዚንን እዋናውን ሃገራዊ ጭርሖ ተሓንጊጡ፡ ንጨካን ገባቲ ስርዓተ ምሕደራ ኢሳያስን ደገፍቱን ንሓንሳእን ንሓዋሩን ክኣሊ፡ ናብ ውዑይ ናይ ቃልሲ ማዕበል ኣትዩ ይርከብ። እዚ ምንቅስቓስ’ዚ፡ እኩብ ድምር ናይ’ቲ ን27 ዓመታት፡ ብሓደ ዕሉል ውልቀ መላኺ ዝምራሕ ገባቲ ጉጅለ፡ ብዘይ ሃገራዊ ቅዋም ክግዛእ፣ ብዘይ ሕግን ፍርድን ክእሰር፡ ኣብ ጋህስታት ክማስን፡ ንሓዋሩ ክሓቅቕ፣ መንእሰያት ደቁ እናተመንጠለ […]

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ኣብ እዋናዊ ዝምዕብሉ ዘለዉ ኣገደስቲ ፖለቲካዊ ተርእዮታት ዘለዎ መርገጺ፡

ኣብ ህልዊ  ዓለማውን ከባብያውን ሃገራውን ኩነታት ብመንጽር ኣብ ሃገርናን ደሞክራስያዊ ተጋድሎናን፡ ዝተፈላለዩ ናይ ደገ ሓይልታት ዘዕርፍዎ ጽልዋን ዘለዎ ግንዛበ ብዝምልከት፣ ሃገርና ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘላቶ ጂኦ- ፖለቲካዊ ኣቃማምጣ ክንርኢ እንከለና፡ ኣብ ነዊሕ መስመር ገማግም ቀይሐ ባሕርን፡ ሃብታም ናይ ነዳዲ ከባቢታትን፡ ናብ ህንዳዊ ውቅያኖስን ስወዝ ካናልን ዘሰጋግር   ወሽመጥ /ኣፍደገ/ ባብኤልማንደብን ዝተደኮነት ሃገር ከም ምዃና መጠን፡ […]

Enough is Enough………………ያኣክል

እዚ “ብያኣክል” ዝብል ህዝባዊ ምልዕዓል መታን ክዕወት ዓሚቁን ሰፊሕን መጽናዕቲ ዝሓትት ስለዝኾነ መራሕቱ ኣብ ዘዘለውዎ ሃገር ምስተን ዓለምለኸ ትካላት ክተሓባበሩን ትምህርታዊ ዝኾነ ፍልጠት ንክቀስሙ ክጓየዩ ኣለዎም።እቲ ቅድሚ ሕጂ ሒዝናዮ ዝጸንሓና ልምዲ ናይ ወጋሕ ትበል ለይቲ ተሪፋ ፣ትምህርታዊ ዓውደ መጽናዕትታት፣ ኮርሳት ኢዩ እቲ ንኣፍልጦኻ ዘዕቢ፣ፍልጠት ድማ ንክትምዕብል ይሕግዘካ። ዘመን ከበሮ ተሪፋ ዘመን ምንባብን ምምርማርን ይኹን፡፤ Eritrean […]

ENCDCs Historical background- ኣበጋግሳ ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ ትርጉምን እንታይነቱን

ብፍስሓ ናይር   ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት እቲ ብ 2011 ብደንበ ተቃወምቲ ሃገራውያን ኤርትራውያን ዝቆመ ጽላል ብሰም ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ ዝፍለጥ ካልኣይ ጉባኤኡ ኣብ ሃገረ ስዊደን ኣካዪዱ፡፤ እዚ ካልኣይ ጉባኤ ድሕሪ ክንደይ ዘተን ልዝብን ኢዩ ክኸውን ክኢሉ።ብዛዕባ ዚ ጉባኤን ሓዳስ ዝተመርጸት መርሒነቱን ከምቲ ኣብ ማዕከናት ዜና ዘንበብናዮን ዝሰማዕናዮን ኣብ ሓቂ ዘይተመርኰሰ ክዝረብን ክጻሓፍን ቀንዩ፣ ብዙሓት […]

ደምዳሚ ኣዋጅ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ድሕሪ ናይ ነዊሕ ዓመታት ደውታ፣ ነቲ ዘጋጠሞ ቅልውላው ሰጊሩ፣ ኣብ መንጎ ኣካላቱ ዝኾኑ ሓይልታት ብዝነበረ ዘይምኽኑይ ምስሕሓባትን ካልእ ወድዓዊ ምኽንያታትን ዝተፈጥረ ቅልውላው ኣሊዩ፣ ኣብ ገዛእ ዓቕሙ ተመርኲሱ፣ ኣብ ትሕቲ “ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ፣ ነጻነትናን ልዑላውነትና ንምዕቃብን፣ ሓድነት ህዝብና ንምዕዛዝን፣ ህልውን መጻእን ዕድልና ባዕልና ንምቊጽጻርን” ዝብል ጭርሖ፣ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤኡ ካብ ሚያዝያ […]

Establishing an environment for inclusive knowledge- based dialogue on the political process in Eritrea

By Fesseha Nair “Let us all act to resolve our internal problems by dialogue” “Let us make Eritrea the place to share and care” Stop accusing and blaming each other but come together and evaluate the past and come to invent new ideas promoting innovations. We failed to build institutions of both legislative and executive […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net