Archive for: April, 2021

Going back to the future:መጻኢ ጉዕዞ ናብ ዘበነ ኣርባዓታት !!

ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ብገለ ኤርትራውያን ረብሓና ምስ ኢትዮጵያ ወይ ትግራይ ኢዩ ዝብሉ ነቲ ናይ ቡዙሓን መራክቢ ዓብሊሎም ንቡዙሓት ኤርትራውያን ኣብ ምድንጋር ተዋፊሮም ይርከቡ። ሓደ ካብኣቶም ኣዚየ ዘድንቆ ጸሓፋይን መዳራይን እንተሎ ዮሰፍ ገብሪሂወት ኢዩ።ዮሰፍ ገብሪሂወት ኣብ ኣዝማሪኖ ዘውርዶ ዝነበረ ጹሑፋት ይኩን ኣብ ፓልቶክ መጺኡ ዝህቦ ፖለቲካዊ ትንተና፡ ንነዊሕ ዓመታት ኣንድነታዊ (ፕሮጀክት)ዝኣመተ ምንባሩ ብእዋኑ ብሩህ ኢዩ ነይሩ። በዚ ፍልስፍና ድሒሮም ዝመንጨው ክምባዓል ብሩህ መጻኢ፡ ኣጋዝያን፡ ትግራይ ትግሪኚ ፍርያት ናይ ዮስፍ ገብሪሂወት ክበሃል ይከኣል።

Federation and Confederation

By Fesseha Nair I have been following the discussions on “ Federation and Confederation “of the EPDJ led by the self-appointed Eritrean president and its followers in diaspora Eritrea. Before dwelling to the why and how would like what these two methods or systems mean, and the organizing principles and institutions.

ጋዜጣዊ መግለጺ መልሲ ንመግለጺ ዋሃብ ቃል ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ !!

ዕላዊ ወሃብ ቃል ሚንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት እትዮጵያ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ብዕለት 30 መጋቢት 2021 ኣብ ዘካየዶ ሰሙናዊ ርክብ፣ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣልዒሉ፣ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ዝተፈለዩሉ ማዓልቲ ኣየኽብሩዎን፣ ኣይፈትዉዎን እዮም፣ እቲ ምግንጻል ድማ ዝሑል ውግእ ዘምጸኦ እዩ ክብል ገሊጹ። ብምቕጻል ኣምባሳደር ዲና ሙፍቱ፡ ኤርትራን እትዮጵያን ሓደ ሃገር እየን ነይረን ብምባል፣ ይትረፍ ብፈደረሸን ሓንቲ ሃገር እንተኾና’ውን […]

Concerning the Statement of the Ethiopian Foreign Ministry Official Spokesperson

The official spokesperson for the Ethiopian Foreign Ministry, Ambassador Dina Mufti, in the weekly meeting he held on the 30th of March 2021, concerning the Eritrean-Ethiopian relationship, stated that the Eritreans do not honor and do not celebrate the date of their separation from Ethiopia. He continued to say that the separation was the result […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net