ናይ ሓዘን መግለጺ
ፈደራላዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቃስ ኤርትራ ብሞት ብጻይናን ሓውናን ተጋዳላይ ኢዮብ ብስራት ካብዛ ዓለም ብምፍላዩ ዝተሰማዓና ሓዘን እናገለጽና፣ ብዓልቲ በቱ ብጸይቲ ተጋዳሊት ሰማይነሽ ኣስፍሓን ዝተፈትዉ ደቆምን…
ፈደራላዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቃስ ኤርትራ ብሞት ብጻይናን ሓውናን ተጋዳላይ ኢዮብ ብስራት ካብዛ ዓለም ብምፍላዩ ዝተሰማዓና ሓዘን እናገለጽና፣ ብዓልቲ በቱ ብጸይቲ ተጋዳሊት ሰማይነሽ ኣስፍሓን ዝተፈትዉ ደቆምን…
ብጊላይ ቃሉ /ወዲ-ቃሉ/ ራብዓይን ናይ መወዳእታን ክፋል 4.ተራ ስቪካዊያን ማሕበራት፡- ስቪካዊያን ማሕበራት ብሓፈሻ፡ ኣብ ደምበ-ተቓውሞ ርኡይ ፖላቲካዊ ተሳትፎን ዝርኤ ኣወንታዊ እጃምን እናበርከታ ከምዝመጻ ዘይሕባእ…
ቀዳማይ ክፋል ብኣንቶንዮ ተስፋይ 23 ታሕሳስ 2009 ኣብ’ዚ ቀዳማይ ክፋል፡ ቅድሚ ናብ’ቲ ሞጎተ ምእታወይ፡ ብዛዕባ ግሉጽን እሩምን ዝዀነ ጉዳይ፡ እሩምን ግሉጽን ዝዀነ ሓተታ፡ ርእይቶ…
2.ተራ ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ኣብዚ ዝጸንሐ ኣዛራቢ ፖለቲካ፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን እቲ ፈላላይን ጎዛዛይን ምስጢራዊ ዕድመን፡ ምስታፍ ናብ ዋዕላ ብራስለስ ምስ ተሰምዐ ቅድሚ ዋዕላ…
The UN Security Council has imposed sanctions on Eritrea because of aid it says it has been giving to Islamic insurgents in Somalia. BBC…
4Eastern Sudan hosts more than 66,000 registered Eritrean refugees, the first of whom arrived in 1968 during the early years of Eritrea’s war of…
2.ተሳተፍቲ ወከልቲ ውድባት፡- ናብዚ ብምስጢርን ብሕርያን ዝተወደበ ዋዕላ ብራስልስ ዝተሳተፉ ፖለቲካውያን ውድባት ባዕላተን ብወከልተን ኣቢለን ብወግዒ ከም ዝሓበራኦ ሰለስተ ውድባት ምዃነን’ዩ ዝፍለጥ። ኣገባብ ኣሰታትፋአንን…
ደምበ-ታቓውሞ ኤርትራ ንሓደ ወርሒ ምሉእ ኣብ ሕድሕድ ፖለቲካዊ ኲናት ከፊቱ ክካታዕ፡ ክማጎት፡ ክነጻጸግ ጸኒሑን ይቕጽል ምህላውን ንኹሉ ህዝቢ ብሓፈሻ እቶም ናይ ኢንተርኔት መሳርሕን ኣገልግሎትን…
A Georgian cargo plane carrying North Korean weapons that was intercepted in Thailand last Saturday was bound for Sudan, reports say. Christian LeMiere, the…
