News

ናይ ሓዘን መግለጺ

ፈደራላዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቃስ ኤርትራ

ብሞት ብጻይናን ሓውናን ተጋዳላይ ኢዮብ ብስራት ካብዛ ዓለም ብምፍላዩ ዝተሰማዓና ሓዘን እናገለጽና፣ ብዓልቲ በቱ ብጸይቲ ተጋዳሊት ሰማይነሽ ኣስፍሓን ዝተፈትዉ ደቆምን በተሰቡን ጽንዓት ይሃብኩም፣ ንሓውና ኢዮብ ድማ መንግስተሰማይ የዋርሶ ንብል። ሞት ኢዮብ ንኩልና ነቶም ኣብ ኤርትራ ሰላምን ደሞክራስያን ክነግስ ንቃለስ ዘሎና ዓቢይ ኪሳራ ኢዩ፣ እንተኾነ ሞት ናይ ወድሰብ ሓደ ክፋል ናይ ሒይወቱ ብምዃኑ፣ ኢዮብ ወላእኳ ብሞት እንተተፈልየልና ብመንፈሱን ሰናይ ተግባራቱን ኩሉ ግዜ ምሳና ኢዩ ስለዚ ቅሰን ኢዮባይ ነቲ ንምሉእ ሒይወትካ ዝተቃለስካሉ ዕላማታት ክንቅጽሎ ኢና።

        ካብ ብጾትካ

ፈደራላዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቃስ ኤርትራ

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top