News

ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ሎንዶን – ዓባይ ብርጣንያ።

encdc europe zone

ኩነታት ሃለዋት ሃገርና ካብ ዝሓመቐ ናብ ኣዚዩ ዝኸፍአ መድረኽ ኣብ ዝሰጋገረሉ ዘሎ እዋን ብምዃኑ፡ ነዚ ኣብ ግምት ብምእታው ምክትል ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣቶ የውሃንስ ኣስመላሽ፡ ብሓፈሻ  ንህልው ኩነታት ሃገርና ብፍላይ ክኣ ንህልው ኩነታት ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣመልኪቱ ሰፊሕ መግለጽን መብርህን ክህብ ስለ ዝኾነ፡ ኩሉ ደላዪ ፍትሒ ኤርትራዊ ኣብዚ ተዳሊዩ ዘሎ ህዝባዊ ኣኼባ ንኽሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም ኣኼባ ዝግበረሉ ቦታ፣

 

ኣኼባ ዝካየድሉ ቦታ፡  

Stockwell Community Centre 1 Staley

Road SW4 6RA.Behind Stockwell

Tube Station

 

ዕለት፡ ቀዳም 15/11/2014ግዜ፡ 

ግዜ፡ ካብ ስዓት 05፣30 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ስዓት 10፣ 00

 

ብደሓን ምጹ!

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ

ንዲሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ኤውሮጳ

 

መጓዓዚያ፣– المواصلات

Buses  2-88-196-345- 5P.

Train Victoria Line & Northern Line

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top