Articles

ፖሎቲካዊ ኩስኮሳ ኢሳይያስ ዘበደለን ሃ.ማ.ደ.ኤ

ሃ.ማ.ደ.ኤ፡ ካብ ዝተመስረተሉ እዋን ኣትሒዙ አቲ ቀንዲ የማናይ አድ ህዝባዊ ግንባር ኮይኑ
ክዓይ ዝጸንሐን፡ ብንጹር ኣዘራርባ ንዊንታ ኢሳይያስ ከርዊ ዝተደኮነ ማሕበር ምኻኑ እዩ። Read More

1 comment on “ፖሎቲካዊ ኩስኮሳ ኢሳይያስ ዘበደለን ሃ.ማ.ደ.ኤ”

  1. ኣይ ንስኻትኩም ዘይትብሉዎ ዘይብልኩም
    ንምንታይ ሓቂ ክትዛረቡ ዘይምምራጽኩም
    ንምዃኑ ኤርትራ ዊት ሃገርና እንታያ ንዓኹም
    ክሳብ መዓስ ክትነብሩ ኢኹም ተፈሊኹም
    ከብዲ ሓሶት ኮይኑ መዓልታዊ ስራሕኩም
    ወግሔ ጸብሔ ሕማቕ ጥራሕ ዕላልኩም
    ሕጅሽ ተጠራጢርና ኤርትራዊነትኩም

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top