Articles

Eዚ’ዶ ደይ’ዚ! ኤርትራ ሞይታ። ቃልሲ ንትንሳኤ ሃገር!!

ተስፋጽዮን መድሃኔ
(ፕሮፈሰር)
ብረመን ዩኒቨርሲቲ፣ ጀርመን

Read More

2 comments on “Eዚ’ዶ ደይ’ዚ! ኤርትራ ሞይታ። ቃልሲ ንትንሳኤ ሃገር!!”

  1. ኣይ ንስኻ ንናይመን መንደቕ ወይ ሰብ ተጸግዕኻ ትዛረብ ኣለኻ እምበር
    ኤርትራና ኣይሞተትን ኣላ ንሕናውን ኣለና ምስ ሃገርና ዝሞትካስ ንስኻ
    ልብን ኣዕጽምትኻን ዝረሳዕካ ካብ ህዝብን ሃገርን ተፈሊኻ ዝሞትካ

  2. ካብ ጒይይ ምዓል ክሳድ ምሓዝ ከም ዝተባህለ፡ ካብ ኣሽሓት ጽሑፋት ትግርኛ ኣብ መርበብ ምንባብ፡ ንነገረ ኤርትራ ንምርዳእ፡ እዛ ናትካ ምርምራዊትን መሃሪትን ትኣክልን ትበቅዕን። ይቀንየልና ክቡር ፕሮ. ተስፋጽዮን። ህዝቢ ከንብባን ክመያየጠላን ዝግባኣ መኣምራዊት ጽሕፍቲ እያ። ኣያ ብርሃነ፡ ሞይታሲ ኣቃብሩና ኳ ኾይኑ ነገሩ። ኣግዓዛይ ዘለጐታይ።

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top