News

ርሑስ ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ

KEBIRE foundation logo
ብምኽንያት ዒድ ኣልፈጥር ኣል-ሙባረክ፡ ማሕበር ግብረ-ሰናይ ከቢረ ንረዲኤትን ልምዓትን፡ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣመንቲ እስልምና ብፍላይ፡ ኣብ ኩሉ ክፍለ-ዓለማት ዝርከቡ ኣመንቲ እስልምና ድማ ብሓፈሻ እንቋዕ ኣብዚ ኣብቃዓኩም፡ ጾምኩሙን፡ ሰላትኩሙን ከምኡው’ን ካልእ ጽቡቕ ተግባራትኩም ረቢ ይቀብሎ እንዳበልና ጽቡቕ ምንዮትትና ንገልጸልክም።

ማሕበር ግብረ-ሰናይ ከቢረ
16/07/2015
kebireuk@gmail.com

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top