News

ርሑስ ዒድ ኣልፊጥር ይግበረልና

ENSF
ብኣጋጣሚ ዒድ ኣልፊጥር ኣልሙባረክ፡ ብስመይን ብስም ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን፡ ንህዝቢ ኤርትራን ንኩሎም ኣስላምን፡ ርሑስ ዒድ ክገብሮ፣ ወሰን ዘይብሉ ምንዮትና ብምግላጽ፣ ዝመጽእ በዓላትና፡ ኤርትራ ሃገርና ካብ ምልካዊ ስርዓት ተናጊፋ፡ ዲሞክራስን ፍትሕን ማዕርነትን ዝሰፈኖ ስርዓት ኣቝማ፡ ከምኡ’ውን ዓለምና ሰላምን ጸጥታን ርግኣትን ብልጽግናን ኣብ ዝሰፈኖ ኩነታት ከንብዕሎም ተስፋና ዓቢ ኢዩ።

ርሑስ ዒድ ኣልፊጥር ይግበሮ !!

ሓውኹም/ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም
ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top