መርድእ

thagaክብርቲ ሓብትና ወ/ሮ ጸጋ ገብረመድህን በዓልቲ – ቤቱ ንኣቶ ኣብርሃ በርሀ፡ ብዝሓደራ ሕማም ምኽንያት ብዕለት 15.09.2015 ስለ ዝዓረፈት፡
መሕዘኒ ቦታ ንዕለት 16-17.09.2015 ካብ ሰዓት 1000 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዲቡርገር ስትራሰ 1, 63225 ላንገን (Dieburger Str. 1, Langen) ኪኸውን እዩ።
ንዓርቢ ዕለት 18.09.2015 ካብ ሰዓት 9.30 ጀሚሩ ፍትሓተ ጸሎት ዝግበረሉ ቦታ ኣብ አቫንገሊሸ ገማይንደ ቪዝገሽን ስትራሰ 27, 63225 ላንገን (Ev. Gemeinde, Wiesgäßchen Str.27, 63225 Langen)፡ ብድሕሪኡ ሰዓት 1100 ቅድሚ ቀትሪ ከኣ ኣብ መቓብር ላንገን ሞዘል ስትራሰ 11, 63225 ላንገን (Langen friedhof – Moselstr. 11, 63225 Langen)፡ ሓመድ ኣዳም ክትለብስ እያ፡

በዓል-ቤታ ኣቶ ኣብርሃ በርሀ
ኣዲኣ ወ/ሮ ወርቁ ፎቶ
ምስ ምሉኣት ስድራቤት
ምስ ሙሉእ ስድራ-ቤት

Short URL: https://english.farajat.net/?p=9916

Posted by on Sep 18 2015 Filed under Articles. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net