The ENCDC support committee take this opportunity to congratulate all Eritreans in the opposition camp for displaying a successful Rally on the 26th of March in solidarity with our people. The ENCDC Political and Organisational Support Committee in Melbourne will hold its first public meeting in the South Eastern Region of Melbourne in Springvale. The […]
Apr 13 2011 | Posted in
Notices |
Read More »
LSC- On 10/4/11 a public meeting was held in London regarding the Eritrean national Commission for Democratic Change. The meeting was opened by a minute silence for the recent tragedy of Eritreans who perished in the Mediterranean Sea. The meeting then continued its session under the following agenda: Report of the 2nd regular meeting of […]
Apr 13 2011 | Posted in
News |
Read More »
ኣብ ኤርትራ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ስርዓት ዘካይዶ ዘሎ ፖሊስታት ግፍዕታት ህዝቢ ኤርትራ ንከይግንዘብ ንምትላል ዝኣኽል፡ ብሰንኩ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከባቢ 400 ኤርትራውያን ስደተኛታት ሂወቶም ክሓልፍ ከሎ፡ ኣብ ውሽጥን ደገን ኤርትራዊ ህዝባዊ ደገፍ ከም ዘለዎ ንምምሳል ብምጽዓር፡ ኣብ ዞባና ኣንጻር ምልካውያን ስርዓታት ዝለዓል ዘሎ ህዝባዊ ሰውራታት ንምዕጋት፡ ብኢንባሲታቱን ገለ መገባርያታቱን ንውድዕነት ኤርትራ ብልክዕ ዘየንብቡ ንጹሃት ዜጋታትን […]
Apr 13 2011 | Posted in
News |
Read More »
ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ነቶም ብ22ን 26ን መጋቢት 2011 ካብ ርእሰ ከተማ ሊብያ ዝተበገሱ ከባቢ 400 ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብስንኪ ምስጣም ክልተ መራኽብ ዘጋጠሞም ኣሰቓቂ ሓደጋ፡ ነዚ ዜና’ዚ ብምክትታል ዓሚቕ ሓዘኑ እናገለጸ ንህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንስድራ ቤት ግዳያት ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም ብድሕሪ ምባል እዚ ዝስዕብ ሓቕታት የተንብህ። ቀዳማይ፡ ኣብ ሊብያ […]
Apr 12 2011 | Posted in
Press release |
Read More »
ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዳርጋ ኩሎም ፖለቲካዊ ውድባትን ስቪክ ማሕበራት ውልቀ ዜጋታትን ዝተሳተፍዎ፣ሰፊሕ ዋዕላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ ከምዝነበረ ኩሉ ዝዝክሮ ኢዩ።እዚ ኣኼባዚ ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝወሓዙ፣ ብሃይማኖት፣ብብሄር፣ ብቋንቋ፣ብጾታን ብዕድመን ዝተፈላለዩ ኤርትራውያን ዜጋታት ኣብ ሓደ መኣዲ ኮፍ ኢሎም ብምዝታይ ኣገዳሲ ሃገራዊ ውሳኔታት ዘሕለፍሉ ታሪኻዊ ኣኼባ ምንባሩ ብዙሕ ተነጊሩሉን ተጻሒፍሉን ኢዩ፡፡ሓደ ካብቲ ኣገዳሲ ውሳኔታት […]
Apr 12 2011 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ሚያዝያ 18/2011 ሰላማዊ ሰልፊ ንኹሎም ኤርትራውያንን፤ ከምኡ’ውን ብሰብኣዊ መሰልን፤ ፍትሕን፤ ደሞክራስን ዝኣምኑ፤ ካልኦ ዜጋታትን ምስ ህዝብና ደው ክብሉ መጸዋዕትኡ የመሓላልፍ። መተኣኻኸቢ ቦታ፤ Queen’s Park / University Ave. Toronto ሰዓት፤ 10 ቅ.ቀ – 12 ድ. ቀ
Apr 12 2011 | Posted in
News |
Read More »
ፈጻሚ ኣካል ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ካብ 5-8 ሚያዝያ 2011 ኣብ ዘሎ ግዜ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼብኡ ብዓወት ኣሰላሲሉ። ፈጻሚ ኣካል ኣብ’ዚ ኣኼብኡ’ዚ ንህልዊ ዓለማዊ፡ ከባብያዊ፡ ሃገራውን ውድባውን ኩነታት ብዕምቆት ብምግምጋም መጻኢ መደባት ሰሪዑን ኣገደስቲ ውሳኔታት ኣመሓላሊፉን። ውጹዓት ተቓለስቲ ህዝብታት ኤርትራ! ፈጻሚ ኣካል ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዘካየደሉ ወቕቲ፡ ብሰንኪ […]
Apr 12 2011 | Posted in
Press release |
Read More »
Eritrean Global Solidarity expresses its deepest sympathy and extends its sincerest condolence to the immediate families of the over 335 Eritrean that perished in the Mediterranean Sea. This is a dark day for all Eritreans. We all are under the shadow of this suffocating darkness. This extraordinary tragedy demands that every citizen share, equally, the […]
Apr 11 2011 | Posted in
Press release |
Read More »
ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ – EYGM እታ ንዳርጋ ሰለስተ ሰሙን ብዙሓት ኤርትራውያን ተሳፈርቲ ሒዛ ካብ ገማግም ሊብያ ተበጊሳ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጠፊኣ ዝቐነየት መርከብ፡ ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ ምስ ኩሎም ተሳፈርታ ግዳይ ማእከላይ ባሕሪ ምዃና ተፈሊጡ ኣሎ። በዚ ሓደጋ’ዚ ሰለስተ ሚእትን ዕስራን ሓሙሽተን ኤርትራውያን፡ ዓሰርተ ኢትዮጵያውያንን፡ ሓደ ምስራዊ መራሕ መርከብ ህይወቶም ከምዝሓለፈት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ካብቶም ህይወቶም […]
Apr 11 2011 | Posted in
Press release |
Read More »