Author Archive
Stories written by admin

ጋዘጣዊ መግለጺ ምምስራት ዓለም ለኻዊ ምንቅስቃስ መንእሰያት ኤርትራ ኦታዋ ካናዳ.

ድሕሪ ተደጋጋሚ ኣኼባታትን ምይይጥን ዓለም ለኻዊ ምንቅስቃስ መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ካናዳ ፕሮግራሙ ኣጽፊፉ ዓላማታቱ ኣነጺሩ ዘይመኽሰባዊ ማሕበር ተባሂሉ ዝፍለጥ ኮይኑ ኣካል ናቶም ኣብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዓለም ኮይኖም ንመሰልን ፍትሒን ከማኡ ውን ንሕጊን ዝጣበቑ ዘለዉ ዜጋታትና ሓቢርና ንምቅላስ ዕላዊ ማሕበር ብዕለት 20 ሰነ 2010 ኣብ ከተማ ኦታዋ ካናዳ መስሪትና፡፡

Reporters Without Borders

Press Release  16 July 2007 ETHIOPIA Six journalists get jail terms ranging from 18 months to life Reporters Without Borders voiced outrage at the federal high court’s decision today to sentence six journalists to jail terms ranging from six months to life. They are part of a group of 43 government opponents who were tried […]

ኤርትራዊ ትካል ንማሕበራዊ ፍትሕን ምዕባለን (ኤ.ት.ማ.ፍ.ም.)

መስራቲ አዋጅ ስለምንታይ እዚ ትካል’ዚ ክምስረት ተደልዩ? አብዚ ዘለናዮ መዋእል ህዝቢ ዓለም ኩሎም መሰላቱ ማለት መሰረታዊ ሰብአዊ መሰላቱ: ከም ሓሳብካ ብነጻ ምግላጽ: ሃይማኖታዊ ነጻነት: ነጻ ፕሬስ: ናይ ገዛእ ርእስኻ መሬት ምውናን: ዜግነታዊ ማዕርነቱ ብዝለዓለ ደረጃታት አብ ዝሕለወሉ ዘሎ ግዜ: ህዝቢ ኤርትራ ግን ኩሎም እዞም አብ ላዕሊ ዝተጥቅሱን ካልኦትን መሰረታውያን መሰላት አህዛብ ተነፊጉዎ ይርከብ:: ብካልእ ወገን […]

Declaration of a new Eritrean Civil Society organization in America Eritrean Foundation for Social Justice & Development (EFSJD)

Why EFSJD was established? The people of Eritrea today are lacking basic human rights that most of the people in the planet are enjoying.  Lack of freedom of speech, freedom of religion, free press, the ability of citizens to claim their own lands, and Equal citizenship for all is some examples. On the other hand, […]

13 people from Ethiopia and Eritrea killed in Uganda bomb attack

According to Ugandan security agencies, atleast 13 people from the horn African nations of Ethiopia and Eritrea died during the Sunday night terrorist attacks in Kampala. Witnesses said the bombing took place as many Ugandans and foreigners gathered in the famous “Ethiopian Village” restaurant to watch the final game of the World Cup match between […]

ኣንታ ሓሊመ’ምበር

ግራተይ ርኤያ ብማዕዶ ብዕራይ ልፍንቲ ክጸምዶ ነዊት ኣብ ዝባነይ ተሰኪመ ክኸዶ፡ ኣንታ ሓሊመ’ምበር ኣነስ ከፈይን ጨዓይን ቆሪነ ክሓርስ

እማመ ሽዱሽተ ነጥብታት ንሃገራዊ ዋዕላ ብ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስያዊ ምሕደራ (ኤምደም)

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ ዕለት 25, 2010, ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስያዊ ምሕደራ “እወ ንሃገራዊ ዋዕላ“ ብዝብል ዘንቀሎ ሓሳብን ምልዕዓልን ህዝብና ብህንጡይ ዓቕሊ ከም ዝተቐበሎ ዝዝከር እዩ። ሕጂ እውን ሃገራዊ ዋዕላ ጭቡጥ ኮይኑ ብዓቐን ዘይንዓቕ ካብ ምሉእ ዓለም ዘለዉ  ውድባትናን ምንቅስቓሳትናን በርጌሳዊ ማሕበራትናን ክሳተፉዎ

EMDG’s Six-Points‘Proposal to the National Conference

On April 25, 2010, the Eritrean Movement for Democratic Governance (EMDG) launched a successful “Yes to National Conference” campaign and our people responded enthusiastically. A National Conference now is a tangible reality with a sizeable number of organizations participating from all over the world. Like every other organization, EMDG had its concerns and doubts

ካብ እግሪ ኣፍ ይዕንቀፍዶ ወይስ ምጽልጻል ከምትርጉሙ ! ጋዜጣ ሓቅን ሕይወትን ግንቦት 1987 ብኣቋጻጽራ ግእዝ

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 10 ሓምለ 2010 ብዕለት 22 ሰነ 2010 ኣብ ትሕቲ ሓቂ ዶ ክንዛረብ ዝብል ዓምዲ ጋዜጣ ብርሃን፡ ጋዜጣ ብርሃን ንህዝቢ ኣብ ዘመሓላልፍዎ መልእኽቲ ነቲ ዓምዲ ብምሉኡ ደጊመ ጽሒፈ ከም ዝነበርኩ ከዘኻክር እፈቱ። ሎሚ ብተመሳሳሊ ውጽኢት እቲ ጋዜጣ ብርሃን ንህዝቢ ኣብ ዘመሓላለፍቶ መልእክቲ ገሊሁን ኣነጺሩ ዝሰፈረ ጽሑፍ እዩ። እዚ ጽሑፍ ግን ኣብ’ታ

ዝምድና ኤርትራን ሽወደንን

ሰነዳት ፍሉይ ሕታም ቀዳማይ ክፋል ቃል መሕተት ምስ ጋዜጠኛን ሰኣላይን ቡ በቨንስታም ብኣንቶንዮ ተስፋይ   እምበኣር ካብ’ዚ ቀጺልና ሓደ ናይ’ዚ ዘሎና እዋን ብፍላይ ናይ ሰብኣዊ ሕቶ መሰል ኣብ ኤርትራ ንዝምልከት ካብ ዝሓለፈ ወርሒ መጋቢት ክሳብ ሚያዝያ ኣርባዕተ ዓበይቲ ጋዜጣታት ሽወደን ንሰብኣዊ መሰል፡ ንፍትሒ ኣብ ኤርትራ ብዙሕ ክጽሕፋ ጸኒሐን፡ ከም መቀጸልታ ናይ’ዚ፡ ነቲ ብመዲያ ሽወደን ዝተባህለን […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net