ታሕሳስ 18-2005 ብ ረ.ክ (ባሻይ) ዓገብ! ምስ ፊደላት ቃልሲ ተማሂርካ ብህጻንካ ነጻነት ጽሒፍካ ብምረት ናይ ቃልሲ ዝሓለፈ ንሃገሩ ፍቕሪ ዝገደፈ ንኽብሪ ሃገሩ ዝተኣስረ ምስ ቀዳሞት ሜዳ ዝወፈረ ዝመከተ ዝተዓጥቀ ስረ ኣለዉኻ ብዙሓት መዛኑ ክሳብ ሕጂ ፍጹም ዘይኣመኑ ይብሉ ’ለዉ ስዩም እንታይ ኰይኑ? ሓው ስዩም ብርዕኻ እንታይ ሽማ ነጻነት ትጽሕፍ ደጋጊማ ብህጻንካ ዝሓዝካያ […]
Dec 18 2005 | Posted in
Poetry |
Read More »
A Successful Demonstration was held On December 9, 2005 By Eritrean Civil Societies and political & social organizations ….a day before the International Human Rights Day. On this occasion, our organization – Network of Eritrean Civil Societies in Europe (NECS) – along with members of the Eritrean Democratic Alliance and other political organizations has decided […]
Dec 11 2005 | Posted in
Resistance |
Read More »
GIC KHARTOUM (Dec.9)-The Eritrean Refugees Association in Sudan held its first public meeting, yesterday afternoon Friday9, December 2005, under the slogan, “Towards a better future for the Eritrean refugee.” The meeting, which went on for two full hours, started at 5:00PM by the presence of Eritrean and Sudanese press people, representatives of Khartoum-based governmental and […]
Dec 9 2005 | Posted in
News |
Read More »
ምክትል ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ንኣዲስ ኣበባ ዑደት ኣካይዱ ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር ትሕሳስ 1, 2005 ካርቱም ቀዳምይ ምክትል ፕረዚደንት ሱዳን ኣቶ ሳልቫ ኪር ምያርደት ሎሚ ኣስመራ ኽኣቱ ትጽቢት ኣሎ።ንሱ ኣብ ዑደቱ ርክባት ምስ ፕረዚደንት ኤርትራ ከካይድ ምኻኑ’ውን ተፈሊጡ።እዚ ዝኾነሉ ዘሎ ስርዓት ኣስመራ ኣብ መንጎ ተቓወምቲ መንግስቲ ሱዳን ንዞባታት ምዕራብን ምብራቅን ሓደ ንምግባር ጻዕረታት ኣብ ዘካይደሉ […]
Dec 1 2005 | Posted in
News |
Read More »
ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር ሕዳር 29, 2005 ካርቱም ትማሊ ዓርቢ ዕለት 25/11 እቲ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ዝፍኖ ተለቪዥን ኣልዓለም ፍሉይ መደብ ብዛዕባ ዶባዊ ምስሕሓብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣቕሪቡ።ኣብቲ ፕሮግራም ጋዜጠኛ ኣንዋር ኣልዓንሲ ካብ ቤሩት፡ እስታዝ መሓመድ ተወከል ካብ ኣዲስ ኣበባ፡ ኣወሃሃዲ ኢትዮጵያዊት ጋዜጣ ኣልዓለም መሓመድ ኢብራሂምን ተሳቲፎም።እቲ ፕሮግራም ዝርዝራዊ ጸብጻብ ብዛዕባ ዶባዊ ግጭትን ህሉው ምዕባለታትን ኣብመንጎ ክልቲአን […]
Nov 29 2005 | Posted in
News |
Read More »
GIC KHARTOUM (28Nov.)-The World Channel, from Beirut, had broadcast especial program about the Eritrean-Ethiopian border dispute in its program “under the Ash” in the evening of last Friday. Journalists Anwar al-Ansee, from Lebanon, has participated in the program from the studio, the Eritrean journalist Mohamed Taha Tewekel, director of the Gulf Information Center and the […]
Nov 28 2005 | Posted in
News |
Read More »
ዝኸበርኩም/ክን ክቡራት ኤርትራውያን ዘጋታተይ መጀመርያ ቅድሚ ናብ ዋና ሕመረት ሓሳበይን ቁጣዔይን ምግላጽ ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ፍትሕን የውርደልና እናበልኩ ሉዕል ሃገራዊ ሰላምታ ይብጻህኩም። ኩቡራት ዜጋታተይ ብደይ ጾታ ፍልልይ ንሕና ከም ኢርትራውያን መጠን ካብ ዓለምና ፍሉይ ቑንጭልን ኣቢሉ ዝፈልየና መለለይ ሕላገትና ኣብ ህዝብናን ሃገርናን ዘለና ኣኽብሮትን ሓልዮትን ዝያዳዩ ዝያድነት ዘለና ምዃና ድማ ንሃገርናን ህዝብናን ንሙሉእ ናጽነት […]
Nov 28 2005 | Posted in
Articles |
Read More »
ረኪ ባሻይ ክቕበለካ ስምዓኒ ግጥምታትካ ብዝሕ መሲጡኒ ደጋጊመ ከንብቦ ብሓቂ ደፊኡኒ ብዙሕ ትሕብር ናይ ቁኑዕ መገዲ ኣጸቢቑ ዝኹንን ናይ ከዳዕ ማኣዲ ብርዕኻ በላሕ ናይ ተቃውሞ ዕርዲ መቸም ዘለካ ተወከፍ ከምዚ ናትካ ክፍትን ሙሁር ኣስቂጡ ኣፉ ሎጒሙ ካብ ዝደንን የእሙሮ የቡሉን ዓገብ ምባል ዘይ ውንን ቡዙሓት ጀጋኑ ንህዝቦም ከድሕኑ ዝቃለሱ ገሊኦም […]
Nov 22 2005 | Posted in
Poetry |
Read More »
ሕዳር 19-2005 ብ ረ.ከ.(ባሻይ) ሓዲኦም ጎብየ ሓዲኦም አረነ ርእሶም ኣቐልቂሎም ደጊም ከም ዝኾነ መርዓ ተቛጺሮም ስሉጥ ንለንቅነ እኽለማይ ተዳልዩ በርበረ ቀመሙ ወሓላሉ ውራይ ቅመሱ ጥዓሙ ዋላ ጭሉቝ ይኹን በሉ ተሓረሙ ኣውሎ ተጀሚሩ ጥራይ ተቐበሉ ናይ ቀደም ሰብኣይኩም ንሱ’ዩ ኣመሉ ኣነ ክኸርር’የ ንስኹም ቀጽሉ ምፍታሕ ንቡር’ዩ ዕርቂ መድሃኒቱ መርዓት እንተጸኒሓ ሰብኣይ […]
Nov 19 2005 | Posted in
Poetry |
Read More »
By Dr Salah Ibrahim, 18 November 2005 Undoubtedly, many mistakes were made during the Eritrean struggle for national independence. Among other things, this includes physical eliminations under mysterious circumstances and unfounded accusations of some of the finest patriotic Eritrean intellectuals. Assassinations of elite politicians and military leaders who held opposing political views, kidnappings and disappearances […]
Nov 18 2005 | Posted in
Articles |
Read More »