ኣብ ከናዳ ዝርከቡ ኣባላት ግሃድኤ-ሕድሪ ሓዱሽ ስርርዕ ይገብሩ
ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ነበርቲ ከናዳ፡ ህዝብን ሃገርን ምድሓን ልዕሊ ኩሉ ዝብል መሪሕ ስነ-ሓሳብ ምርኩስ ብምግባር፡ ኣብ መወዳእታ ወርሒ መጋቢት ሓዱሽ ስርርዕ ጌሮም፡፡…
Author
3,028 stories published
ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ነበርቲ ከናዳ፡ ህዝብን ሃገርን ምድሓን ልዕሊ ኩሉ ዝብል መሪሕ ስነ-ሓሳብ ምርኩስ ብምግባር፡ ኣብ መወዳእታ ወርሒ መጋቢት ሓዱሽ ስርርዕ ጌሮም፡፡…
Eritrean Detainees Day April 14
ኣኼባ ጉጅለ ሙንሽን ጀርመን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ኣኼባ ጉጅለ ሙንሽን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኣብ ከተማ ሙንሽን ዕለት 02/04/ 2016 ተሰላሲሉ። ቀዳማይ ኣጀንዳ እቲ…
ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ወርሓዊ ኣኼባ ይካየድ፣ ሓዳስ መሪሕነት ዓመታዊ ኣጀንዳኣ ኣጻፊፋ ናብ ኣባላት ትቐርብ። ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ–ሕድሪ ዞባ እስራኤል ወርሓዊ ኣኼባ…
ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ካብ መጋቢት 26 / 2016 ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ኣጀንዳታቱ ሰሪዑ፡ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከሰላስል ቀንዩ፡፡ እቲ ክካየድ…
ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ሻውዓይ (7ይ) ስሩዕ ኣኼብኡ ብ26 መጋቢት 2016 ብዘመዊ መራኸቢ ብዙሓን ተጠቒሙ (ተሓጊዙ) ምክያድ ከምዝጀመረ፡ ፈጻሚ ኣካል ኣብ ዝጀመሮ…
Abdulrahman Sayed at Eritrean Smerr for Change
ዓሰብ፡ ህዝብና ኣብ ደንካልያን ደሴት ዳህላክን ብሰንኪ ሕጽረት መግብን መድሃኒትን ዝስተ ጽሩይ ማይን ይሳቐ ምህላዉ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። ህዝብና ኣብ ገማግም ቀይሕ…
ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶን ፡
ካብ ዕለት 6-11 መጋቢት 2016- 3ይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ሽማግለኡ ካብ ዕለት 15
