ሕወሓት ነቲ ኣብ ጊዜ ሰውራ ኤርትራ ብደም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዝኣተዎ ቃል ኪዳን ዓቂብዎ’ዶ ኣሎ?
ታሪኽ ከም ዘለዎ ይዕቀብ’ምበር ኣይቅየርን፡ ኣይጽገንን፡ ኣይኩሓልን፡
ታሪኽ ከም ዘለዎ ይዕቀብ’ምበር ኣይቅየርን፡ ኣይጽገንን፡ ኣይኩሓልን፡
ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብ ውሽጢ ዓድን ወጻእን ብሰንኪ ህግደፍ ትሳቐዩ ዘለኩም ደቂ-ሃገር ህግደፍ እዋን ዕራርቦኡ ቀሪቡ ብውሽጥን ደገን ኣብ ዝሰሓገሉ ዘሎ ግዜ ንሕና’ውን ነቲ ክሳብ ሕጂ ዓቕምታትና ብዘፍቅዶ ክንሰርሖ ዝጸናሕና ንኣሽቱ ጸረ ህግደፍ ስርሒታት ኣበራቲዕና ሎሚ ህግደፍን ተሓባበርቱን በብሓደ ዝግብኦም መቕጻዕቲ ንህቦም ምህላውና ንሕብር። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዝተፈጸመ ተወፋይነትን ጅግንነትን ዝተሓወሶ ሰውራዊ ስርሒታት […]
Bologna Summit 2015 – London Announcement
አገዳሲ ሕዝባዊ ጻዋዒት ጽላል ስዊደናዊ/ ኤርትራዊ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ምስ መሓዙት ደለይቲ ደሞክራስን ፍትሕን፣ ትሕቲ ጭርሖ፣”ፈስቲቫላት ህግደፍ ኣብ ሃገረ ስዊደን ደው ይበል” ቃልስና ኣንጻር ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ድማ ብናህሪ ይቕጽል ብዝብል ንክትሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ዕለት> ቀዳም ዕለት 1 ነሓሰ 2015 ግዜ፣ ካብ ሰዓት 11.00 ክሳብ 20.00 ቦታ፣ ፎልከትስሁስ/ ኤግበግ[ርድ የርቫፈልተት […]
Important Public Announcement A Huge Public Rally against PFDJ Festival in Stockholm – Sweden The Swedish- Eritrean Partnership for Democracy and Human rights/ SESADU in cooperation with other partners invites all activists for democracy and justice in Eritrea to a rally under the theme,Stop PFDJ Festivals” in Sweden and continue the struggle against human rights […]
ኣመልኪቱ ብኤስደለ ዝተዋህበ ውድባዊ መግለጺ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ብሕቡራት ሃገራት ዝቖመ ኣጻራዪ ኮምሽን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ በዓል 483 ገጽ ጸብጻብ ምቕራቡ ይፍለጥ። ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ነቲ ብመርማሪ ኮምሽን ዝቐረበ ሰፊሕ ጸብጻብ፡ ብግቡእ ብምውካስ፥ ብፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝምራሕ ጨቋኒ መንግስቲ ህግደፍ: ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራ፡ ብውልቀን ብጅምላን ዘስካሕክሕ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ክፍጽም […]
BY MLYNXQUALEY on JUNE 1, 2015 • ( 7 ) ‘Tis the season: Youssef Rakha’s Crocodiles, trans Robin Moger (2015). This is a very different book from Rakha’s complex and layered debut,Sultan’s Seal. It’s an epic prose poem, or perhaps a novel-in-prose-poems, and it’s not just racy but also fast-paced, which seems a bit odd to say […]
Dear Eritreans Let’s work towards a democratic and prosperous Eritrea together and let’s get the positive momentum and the pressure against PFDJ growing at all fronts! The Bologna Summit has expanded this year and first stop is London, UK in less than 3 weeks. The venue is booked, the program will be shared very soon, […]
ትዕዝብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ጂነቫ ብፍረወይኒ ሃብተማርያም በርሊን፡ 29.06.2015 ዕለት 26.06.2015 ነፋሪተይ ኣንጊሃ ጂነቫ ስለ ዘብጽሓትኒ፡ ኣብቲ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት መንግስትታት ብኣጋ በጺሐ። ተሰለፍቲ የሕዋት ብጾተይ ገና ኣብቲ ቦታ ኣይበጽሑን ኔርም፡፡ ብዘይካ ንስራሕ ክኸዱ ብቕጽበት ዝስግሙ፡ ገለ ድማ ኣጋይሽ መሰልቲ ሰኣልትን ተስኣልትን፡ ሰብ ኣይነበረን። ቀልጢፈ ድማ ኣብዚ ነጻ ቦታ ነዛ መንበር ተገንዘብኩ፡ ትርጉማ ክግምት ውን ፈቲነ። […]
To the President of the United Nations Human Rights Council Geneva For English, see below. ኣብ ኤርትራ ይፍጸም ዘሎ ሕልፍ ዝበለ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት መታን ከብቅዕ፡ ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ተሪር ስጉምታት ከወስድ፡ ነቶም ቀንዲ በደለኛታት ድማ ኣብ ፍርዲ ከቕርቦም ንጽውዕ! ندعو المجتمع الدولي إلى اتخاذ إجراءات صارمة ضد الحزب الحاكم […]