ቃልሲ ወለዶታት ካበይ ናበይ?
ቃልሲ ወለዶታት ክንብል ከለና እቲ ኣቦታትና ኣብ ኣርብዓታት
ቃልሲ ወለዶታት ክንብል ከለና እቲ ኣቦታትና ኣብ ኣርብዓታት
ህንጻ ማሕበረ-ኮም ኤርትራ ኣብ ከተማ ርያድ (ስዑዲ ዓረብያ) ሎሚ ሓሙስ ዕለት 15/01/2015 ኣጋ ወጋሕታ ከም ዝተባረዐ፡ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። እዚ ክበብ’ዚ ኣብ ማዕዘር ዝተባህለ ዞና ዝርከብ ምስ ኢምባሲ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ጠቢቑ ዝርኸብ ህንጻ ምኻ`ኑ ዝተፈልጠ ኢዩ። ሓደ ካብ ሓለፍቲ ናይ ኢምባሲ ተሓቲቱ ኣብ ዝመለሰሉ፡ ምኽንያት ናይ’ዚ ባርዕ’ዚ ኤለትሪኽ ምዃኑ ገሊጹ። እንተኾነ ግን ብዛዕባ’ቲ […]
EYSC is today announcing the launch of a new grassroots project inside Eritrea under the name ‘Maebel2015’. It’s objective: to build a popular umbrella for acts of defiance across Eritrea and empower the actors When a new open wave of defiance against the regime swept through Eritrea in October 2014, voices became louder asking to […]
ጋዜጣዊ – መግለጺ: ሓሙሽተ (5) ዕሉላት ናይ ስለያ ኣባላት ተቐቲሎም። ስሙር ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ
ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ጽዑቕ ናይ ክተት ወፍሪ ኣብ ምክያድ ይርከብ ምህላዉ ዝተፈልጠ ኮይኑ፡ መብዛሕትኡ ክፍልታት ህዝብና ተቐባልነት ከም ዘይረኸበ ካብ ዝተፈላለየ ከተማታት ኤርትራ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። ኣብ’ዚ መዳይ’ዚ፡ ብኣባላት ግ.ሃ.ድ.ኤ. ካብ ዕለት 08/01 ክሳብ ዕለት 11/01/2015 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ 8 ቦታታት ከተማ ኣስመራ ዕላማታት ወፍሪ ህ.ግ.ደ.ፍ. ንምብርዓንን፡ ህዝብና ክነጽጎ ዝጽውዕን ከምኡ’ውን ብሓይልታት ዲሞክራስያዊ ለውጢ […]
ESMSN Australia Branch Public meeting 38 Lytton Rd East Brisbane, QLD
ፈረጀት: መልበርን (ኣውስትራልያ) ኣብ መልበረን ኣውስትራልያ ንክልተ መዓልቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ህግደፍ ተኻይዱ። እዚ ብተቓወምቲ ኤርትራውያን ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ ነቲ ዓመት መጸ ብህግደፍ ዝዳሎ ብስም ፈስቲቫል ዝጽዋዕ ፕሮፓጋንዳዊ ዳንኪራ ብምቅዋም፡ ነቲ ድምጹ ተዓቢሱ ኣብ ስቓይን ዓመጽን ህግደፍ ዝነብር ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ድምጹ ብዓውታ ንምስማዕ ዝዓለመ ተቓውሞ እዩ ነይሩ። እዚ ንመበል 12 ዓመት ካብ ኣጋምሸት ሰዓት […]
January 7, 2015 (JUBA)- The Intergovernmental Authority on Development (IGAD), which mediates South Sudan’s peace talks, said Wednesday it would hold heads of state consultative conference on the one-year conflict.
The Eritrean Community Activists are organising a protest Rally against the Eritreans regime festival in Melbourne . The organising committee calls upon all Eritreans to participate in Solidarity with our people in Eritrea and express their anger against the slave labour, systematic expulsion and gross human rights violation of the the Eritrean Tyrant. Protest Rally […]