ግንባርሃገራዊድሕነትኤርትራ – ጨንፈርሆላንድንሰንበትዕለት 14/09/2014ብኣቦመንበር ፈጻሚ ኣካል ግ.ሃ.ድ.ኤዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ዝምራሕኣገዳሲ ህዝባዊኣኼባኣዳሊዩስለዘሎ፡ኩሎምኤርትራውያንንብኤርትራዝግደሱንኣብ’ዚኣኼባ’ዚንክሳተፉብኽብሪይዕድም።ኣኼባናብዛዕባህልዊ ኩነታት ሃገርናን፣ ደምበ ታቓውሞን ብሓፈሻ፡ ኣመላኽታ ግንባርሃገራዊድሕነት ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለዮ ሃገራዊ ዛዕባታት ድማ ብፍላይ፡ ብሰፊሕክዝቲምዃኑንሕብር። ኣኼባዝካየድሉቦታ፡ Gerard Scholten Straat 128 3035 TS Rotterdam ኣኼባዝጅመረሉግዜ፡ 14.00 ድ.ቐ. ናይመጓዓዝያሓበሬታ፡TRAM N0. 4 ካብ Central Station ናብ NORD ROTTERDAM ብድሓንምጹ! ድሕነት ህዝብን ሃገርን […]
Sep 7 2014 | Posted in
Notices |
Read More »
“I can confirm that a foreign diplomat has been ordered to leave the country but I can’t go into the reasons,” foreign ministry spokeswoman Charlotta Ozaki Macías told the TT news agency. The ministry has a policy of not revealing the nationality of diplomats ejected from Sweden. A number of TT’s sources however were able […]
Sep 6 2014 | Posted in
News |
Read More »
(Bologna, Italy – September 2, 2014) – Eritrean organizations, civic groups, and individual activists came together for a second time in the historic city of Bologna to accelerate the establishment of a united national front against the dictatorship and for democracy in Eritrea. During the 4 day summit that took place from August 29 – […]
Sep 6 2014 | Posted in
News |
Read More »
ዝኸበርኩም ኣሕዋት ወከልቲ ማሓዙት ውድባትን ማሕበራትን ዝኸበርኩም ብጾት ኣባላት መሪሕነትን መሰረትን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዝኸበርኩም ኣጋይሽና፡ ብቐዳምነት ብስም መሪሕነት ግ.ሃ.ድ.ኤ. ዕዙዝ ሃገራዊ ሃገራዊ ሰላምታና ከነቕርበልኩም ደስ ይብለና። ብምቕጻል፡ ዕድሜና ኣኽቢርኩም፡ ኣብ’ዛ ታሪኻዊ መነሃርያ ዲሞክራስያዊ ቃልሲ ህዝብና ዝኾነት ከተማ ካስል፡ ነካይዶ ዘለና ኣገዳሲ ፖለቲካዊ ሰሚናር፡ ድኻምኩም ከይ ጸብጸብኩም ካብ ርሑቕን ቀረባን ዝመጻኹም ኣሓትን ኣሕዋትን […]
Sep 5 2014 | Posted in
News |
Read More »
Translated by Taher Indoul I chose this article because the depth of the struggles Dr. Yahya Jaber went through affected me deeply. It highlights many qualities such as dedication, pain, suffering, patience, and overall resilience. Eritreans from all walks of life abandoned their daily lives simply to add more strength to our cause, and Dr. […]
Sep 3 2014 | Posted in
News |
Read More »
መስከረም 1961ቲ ልበከዲ ግብርዲሲ በዓልድንንላ ፋሪዕ እክባ ሙርቋብሊናኹ ለመለም ኤርትሩኵ ንብርፍክ ናይ መታን ጝን። ኒ ናይ እንግጋዅ ኣዳም ላሪ ሻኽጋዅ ጝን። ኤሪውድ ንሽቓ ኣኾ መንደርታዅ ኪዳኹዲሉ ኪደጋዅዲትሉ ፍሪርዶ ናይ ሻጋዅ ጝን። ዪና ወረባ ድጝም ጃበርልድ ዋስናኹዲ ነበብድናኹድትል ሑር ሰጝረት ደገምሰኵ። ቦጎስ ይስትሮ ሽግስሩ ሰግረት፣ ኣውቶኖም ምሕደራ እርጝረትላ ክቱBኣን ገሪውሊ ኤርሰኵ። ጥልያና ዕምጭድ ደንቢ ዪነውረባ ቦጎስ […]
Sep 2 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
መግለጺ ዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 2014 ህዝቢ ኤርትራ ብተበራረይቲ ባዕዳዊ መግዛእታት ዝተገፈፈ ክብሩን ፖሎቲካዊ ልዕላውነቱን ንምምላስ ብሰላማዊ መንገዲ ዘቕረቦ ዝነበረ ሕቶ ዝኾነ ይኹን ተሰማዕነት ብድሕሪ ምስኣኑ፡ ብባሕቲ መስከረም 1961 ብረታዊ ቃልሲ ከልዕል ዝተገደደ፡ ምሉእ ዘይጉዱል ነጻነቱ፡ ሓርነቱ፡ ሰብኣውን ደሞክራስያውን መሰላቱ ንምጉንጻፍ’ዩ ነይሩ። ብድሕሪ’ቲ ሰላሳ ዓመታት ዝወሰደን ረዚን መስዋእትነት ዝሓተተን መሪር ብረታዊ ቃልሲ፡ ብ1991 ንባዕዳዊ ፋሽስታዊ ስርዓት […]
Sep 1 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣገዳሲ ሓበረታ ብዛዕባ ንጥፈታት ጽላል ኤርትራዊ-ስዊደናዊ ንደሞክራስያዊ ለውጢ- ስዊደን ብኣካያዲት ኮሚተ ወርሒ መስከረም 1961 ተጋድሎ ሕዝቢ ኤርትራ ዘበሰረት፣መበል 53 ዓመት አንዝክረላን፣ መስከረም 18 -2001 አቶም 15 ኣባላት መንግስትን ሓለፍትን ደሞክራስያዊ ለውጢ ስለዝሓተቱ ብውልቀ- መላኺ ስርዓት ኢሳያስ ዝተሞቁሑሉን መበል 13 ዓመት አንዝክረሉን ወርሒ ናጽነትን ሓርነትን ዝሓዘት ወርሒ ብምዃና ጽላል ኤርትራዊ-ስዊደናዊ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንኩሎም ደለይቲ ፍትሕን ደሞክራስያን […]
Sep 1 2014 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ደምዳሚ መግለጺ ሓሙሻይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ጅግና ህዝብና ሓሙሻይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ፡ ህዝቢ ኤርትራ ቅልጡፍ ምቕይያራት ኣብ ዘሕልፈሉ ዘሎ ህሞት፡ ንኣህጉራዊ ማ/ሰብ ብሓፈሻ ንሃገራት ኤውሮጳ ድማ ብፍላይ ሻቕሎትን ተጽዕኖታት ዝፈጥርን፡ ኣብ መላእ ክፍልታት ሕ/ሰብና ዕድመ ዘይፈሊ ዋሕዚ ስደት ብብዝሒ ኣብ ዝረኣየሉን እዋን’ዩ […]
Aug 27 2014 | Posted in
News |
Read More »
Wedi Fillipo visits the UK
Aug 26 2014 | Posted in
News,
Notices |
Read More »