ብኤርትራዊ ባህላዊ ፎርም ዝተዳለወ ህዝባዊ ኣኼባ፡ ኣቶ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፍሊፓ) ብዕለት 13ን 14 መስከረም 2014 ኣብ በርሚንጋሃምን ሎንደንን እቲ ብማሕበር ሸውዓተ ዝፍለጥ ምንቅስቃስ ኤርትራ ሓቀኛ ታሪኽን ኣባጋግስኡን ሰፊሕ ኣስተምህሮ ሂቡ። ወዲ ፍሊፓ ኣተሓሒዙ፡ ንሓዲሽ ወለዶ ኣብ ክንዲ ሓቀኛ ታሪኽ ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣቦ ሓጎታትናን ምውራስ፡ ናይ ኩላትና ሓላፍነት ኮይኑ፡ ብፍላይ ድማ እቶም ኣብቲ ምንቅስቃስ ኤርትራ […]
Sep 21 2014 | Posted in
News |
Read More »
please click here to view Meqalih Forto 2014 Asmara 18-09-2014. Freedom Friday (Arbi Harnet) activists inside Eritrea have today distributed copies of their underground newsletter as a mark of defiance on the 13th anniversary of the closure of all independent newspapers inside the country. The newsletter that has editorials and articles in Arabic and Tigrigna is […]
Sep 19 2014 | Posted in
News |
Read More »
ስዊደናዊ – ኤርትራዊ ምሕዝነት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ መበል 53 ዓመትን፣ መበል 13 ዓመት ናይቶም ብ 11 መስከረም 2001 ብህግድፍ ዝተኣስሩ ፖሊቲካውያን መራሕትን ፣ ጋዜጠኛታትን ንምዝካር፣ ንኩሉ ብህዝቡ ዝግደስ ብክብሪ ይዕድም። ንቀዳም ዕለት 20 መስከረም 2014 ፣ ግዜ፣ 14.00-21.00 ቦታ፣ Lötsjövägen 29 B- Hallonbergen Centrum- T- Bana mot Akalla መደብ ምሸት 1. ንኡስ […]
Sep 18 2014 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ብኣጋጣሚ በዓል ቅዱስ የውሃንስ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ፡ ርሑስ በዓል ክገብረሎም ምንዮትና ንገልጽ። ዝመጽእ በዓላትና ድማ፡ ምልካዊ ስርዓት ምስ’ቲ ንሱ ዘሳበቦ መከራን ጸገምን ኣልጊሱ፡ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ብምትካል፡ ሰላምን ቅሳነትን ራህዋን ኣብ ሃገርና ክነግስ ሰናይ ትምንቲና ንገልጽ። ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ግ.ሃ.ድ.ኤ
Sep 14 2014 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ እንቋዕ ናብዚ ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ኣብጽሓኩም ይብል። ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ንህዝቢ ኤርትራ በዓል ሰላምን ፍቅርን ዓወትን ክኾነሉ፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ 4ተ ጳብጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፡ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ንዝፍጽሞ ዘሎ ኣዕናዊ ተግባራትን […]
Sep 12 2014 | Posted in
News |
Read More »
ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ፡ ከምኡ’ውን ንኩሎም ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጥን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን ንርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ ኣመልኪቱ መልእኽቱ የመሓላልፍ። በዓል ቅዱስ ዮሃንስ 2014 ንመላእ ክፍልታት ህዝብና በዓል ሰላምን ቅሳነትን ራህዋን ክኸውን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ። ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ዝሓለፈ 23 ናይ ነጻነት ዓመታት፡ ብሰንኪ’ቲ ምስ ትጽቢታቱ […]
Sep 11 2014 | Posted in
News |
Read More »
Candlelight Vigil for Lampedusa ictims in Stockholm – Sweden ስዊደናዊ-ኤርትራዊ ምሕዝነት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት መጀመርያ ዓመት ዝኽሪ ግዳያት ላምፐዱሳ 365 ዝኾኑ ኤርትራውያን ዓሚ ወርሒ ጥቅምቲ 2013 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሕይወቶም ዝሰኣኑ ንምዝካርን፣ ነቲ ቀጻሊ ስደተኛታት ኤርትራውያን ዝጓነፎም ዘሎ ስቅያትን ሞትን ኣብ ስደቶም ኣህጉራዊ ማሕበረ ሰብ ኣቃልቦን ክከላኸሎን ምሕጽንታ ንምቅራብ ንኹሉኹም ኤርትራውያንን ዘኤርትራውያንን ምሳና ከተምስዩ ብኽብሪ […]
Sep 11 2014 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
”ሓቀኛ ታሪኽ ቃልሲ ኣቦታትናን ኣቦ ሓጎታትናን”
Sep 10 2014 | Posted in
News |
Read More »
under a title “The True History and Facts of our Ancestors’ Struggle”
Sep 10 2014 | Posted in
Notices |
Read More »
An Eritrean refugee living in Melbourne has spoken to SBS in graphic detail about being kidnapped and held captive in Egypt by
Sep 10 2014 | Posted in
Interviews |
Read More »